ኣብ ዝተፈላለያ ሃገራት ዝነብሩ ዜጋታት፡ ኣብ ንኡስ ዞባ ማይ-ዓይኒ ንእትነብር – ከቢድ ስንክልና ዘለዎም ሓሙሽተ ቈልዑ ዘለውዋ ስድራ-ቤት ኣቶ ሳልሕ ኣሕመድ፡ ገንዘባዊ ሓገዝ ኣበርኪቶም። በዚ መሰረት፡ ኣብ ማሕበራዊ መራኸቢታት ፈይስ-ቡክ፡ ዩትዩብን ትዊተርን...
Author - Staff
ኣዛዚ ፖሊስ ዞባ ጋሽ-ባርካ ኮሎኔል ሰለሙን ኣስፍሃ፡ መንእሰያት ተመሃሮ ኣብ ሕጊ ዘለዎም ንቕሓትን ኣፍልጦን ብምዕባይ፡ ኣብ ምክልኻል ገበንን በደላትን ተራኦም ንኸዕዝዙ – ንተመሃሮ ኣሕዳሪት ቤት-ትምህርቲ ሞጎራይብ-ጎኘ ሰሚናር ኣካዪዱ። ኮሎኔል ሰለሙን፡ ኣብ...
ሃማደኤ ዞባ ማእከል፡ ኣብ ሃገራዊ መርመራ 8ይ ክፍሊ ዓመተ- ትምህርቲ 2016/2017 ልዑል ነጥቢ ንዘምጸኣ 570 ተማሃሮ ኣተባቢዑ። ካብተን ንሽልማት ዝበቕዓ ተመሃሮ፡ እተን 37 – ካብ 96 ክሳብ 99.2 ሚእታዊት ነጥቢ ዘመዝግባ እየን። በብከባቢኡ ኣብ...
ማሕበር መማህራን ኤርትራ፡ ኣፍልጦ ኣባላቱ ኣብ እዋናዊ ጉዳይ ትምህርቲ ንምብራኽ፡ ተመኲሮ ዝተፈላለያ ሃገራት ኣብ ጒዕዞ ትምህርቲ ንምቕሳም፡ ኣብ ስራሕ ብዛዕባ ዘጋጥሙ ብድሆታትን ኣገባባት ኣፈታትሓኦምን ሓባራዊ መረዳእታ ንምዂስኳስ፡ ከምኡ’ውን ኣብ ኣተኣላልያ ተመሃሮ...
ኣብ ኣገልግሎታት መጓዓዝያን መራኸቢታትን ዘሎ ጠለብ ህዝቢ ንምምላእ፡ ኣብ መጽናዕትን ምስራዕ ቀዳምነታትን ዝተመርኰሰ ወፍሪን ደረጃ ብደረጃ ዝኸይድ ትግባረን ዘጠቓልል ቀጻሊ ጻዕሪ ይካየድ ከምዘሎ፡ ሚኒስተር መጓዓዝያን መራኸቢታትን ኣቶ ተስፋስላሰ ብርሃነ ገሊጹ።...
ኣብ ዞባ ሰሜናዊ ቀይሕ ባሕሪ፡ ገስጋስ ትምህርቲ ዘሐይል መደባት ይሰላሰል ከምዘሎ፡ ሓላፊ ትምህርቲ ኣብ’ቲ ዞባ መምህር ረሺድ መሓመድ-ዑስማን ብ5ን 6ን መጋቢት ኣብ ባጽዕ ኣብ ዝተኻየደ ኣኼባ ገሊጹ። ኣብ’ዚ ሒዝናዮ ዘሎና ዓመተ- ትምህርቲ፡ ልዕሊ 2400 ሰደቓታት...
ሃሳዪ ልምድታትን ድሑር ኣተሓሳስባታትን ብንቕሓት ኣብ ዝምከተሉ ዘሎ እዋን፡ ደቂ-ኣንስትዮ ተሳታፍነተን ኣብ ትምህርቲ ከዕዝዛን ክሳብ ዝለዓለ ደረጃ ንምብጻሕ ጻዕሪታተን ከሐይላን፡ ኣብ ሳዋ ኣብ ዝተኻየደ ሰሚናር መዘኻኸሪ ቀሪቡ። ሓላፊት ፖለቲካውን ውድባውን ጉዳያት...
ኤርትራን ፊንላንድን፡ ኣብ ላዕለዋይ ትምህርቲ ንዘካይድኦ ዘለዋ – ብቐንዱ ድማ ኣብ ቴክኖሎጂ ሓበሬታን መራኸቢታትን ዘተኰረ ምትሕግጋዝን ገስጋሱን ንምግምጋም፡ ትማሊ 12 መጋቢት ኣብ ሆቴል ኣስመራ ፓላስ ርክብ ተኻዪዱ። ሚኒስተር ትምህርቲ ኣቶ ሰመረ ርእሶም፡...
ኣብ ከተማ ከረን፡ ትካላት ማሕበራዊ ኣገልግሎት፡ ጐድኒ-ጐድኒ ዕብየት ቊጽሪ ነበርቲ ብመጠንን ዓይነትን ምዕባለ ከምዘርኣያ፡ ኣመሓዳሪ ናይ’ታ ከተማ ኣቶ ዘርእዝጊ ዳዊት ሓቢሩ። ቊጽሪ ኣብያተ-ትምህርቲ ካብ መዋእለ- ህጻናት ክሳብ ካልኣይ ደረጃ 68 በጺሑ ከምዘሎ፡...
ኣብ ዞባ ደቡባዊ ቀይሕ ባሕሪ፡ ኣብ’ዚ ዓመት’ዚ ተወጢኖም ዘለዉ ዓበይቲ መደባት ልምዓት ብኣድማዕነት ንኽትግበሩ፡ ህዝቢ ተሳትፎኡ ከዕዝዝ፡ ኣመሓዳሪ’ቲ ዞባ ኣምባሳደር መሓመድ-ስዒድ ማንታይ ኣብ ጢዖ፡ ዕዲን ዋደን ምስ ህዝቢ ኣብ ዝገበሮ ርክብ ኣዘኻኺሩ። ኣምባሳደር...