ብምትሕብባር ጨናፍር ሚኒስትሪታት ጥዕናን ትምህርትን ዞባ ማእከል፡ ኣብ ኣብያተ-ትምህርቲ ዝካየድ ጥዕናዊ መርመራታት፡ ኣብ ምልላይ ጸገማት ተመሃሮን ብኣጋ ኣብ ምፍዋሱን ጽቡቕ ኣስተዋጽኦ ይገብር ከምዘሎ ተሓቢሩ። እቲ ኣብ ዝተፈላለያ ኣብያተ- ትምህርቲ ዝካየድ ዘሎ...
Author - Staff
ኣስራሕትን ሰራሕተኛታትን፡ ኣብ ሕጊ ዕዮ ዘለዎም ኣፍልጦ ብምብራኽ ብምልኣት ከተግብርዎ፡ ሚኒስትሪ ዕዮን ሰብኣዊ ድሕነትን ጸዊዑ። ኣብ’ቲ ሚኒስትሪ ዋና ዳይረክተር ክፍሊ ዕዮ ኣቶ ወልደኢየሱስ ኤሊሳ፡ ሕጊ ዕዮ ንሰራሕተኛታትን ኣስራሕትን ብምዕሩይ ዓይኒ ጠሚቱ ርጉእ ናይ...
ተመሃሮ፡ ጐድኒ-ጐድኒ ኣካዳሚያዊ ትምህርቶም ብዲስፕሊን ክዂስኰሱን ብክብርታት ሕብረተ-ሰቦም ክመላለሱን ዝካየድ ጻዕሪ፡ ብውህደት ኮምን ትካላት ትምህርትን ካልኦት ዝምልከቶም ኣካላትን ዝያዳ ክስራሓሉ፡ ኣብ ከተማ ከረን ኣብ ዝተኻየደ ዓውደ-ዘተ መዘኻኸሪ ቀሪቡ። ኣብ’ቲ...
ኣብ ዞባ ደቡብ – ንኡስ ዞባ ዓዲ- ቐይሕን ኣብ ዞባ ማእከል – ምምሕዳር ከባቢ እምባደርሆን፡ ዝሓለፈ ዓመታት ዝተኻየደ ወፈራታት ምዕቃብ ማይን ሓመድን ከምኡ’ውን ምግራብ፡ ዝምስገን ውጽኢት ተረኺብዎ። በቲ ውጽኢት ዝተተባብዑ ነበርቲ ምምሕዳራት ከባቢ...
ኣብ ገማግም ሩባ ሕዳይ – ንኡስ ዞባ ናቕፋ ጀራዲን ዘልምዑ ዘለዉ 45 ሓረስቶት ምምሕዳር ከባቢ በያን፡ ጸጋታት ናይቲ ሩባ ብግቡእ ስለዝተጠቕምሉ፡ ዘተባብዕ ምህርቲ ይረኽቡ ከምዘለዉ ገሊጾም። እቶም ሓረስቶት ንኤሪና ኣብ ዝሃብዎ ሓበሬታ፡ ብዝረኽብዎ ሞያዊ...
ኣብ ዞባ ጋሽ-ባርካ፡ ተጠቃምነት ዓይኒ-ምድሪ ብምስፋሕ ንጽህና ከባቢ ንምርግጋጽ ክካየድ ዝጸንሐ ንጥፈታት ንምግምጋም፡ ብ12 መጋቢት ኣብ ከተማ ባረንቱ ርክብ ተኻዪዱ። ኣብ’ቲ ኣመሓደርቲ ንኡሳን ዞባታትን ሰብ-ሞያ ጥዕናን ዝተሳተፍዎ ርክብ፡ ነቲ ስራሕ ኣብ ምክትታል...
ERi-TV ዕላል ጥበባት – Interview with Artist Afeworki Zemichael – ስነ ጥበበኛ ኣፈወርቂ ዘሚካኤል #Eritrea
To access this post, you must purchase Subscribe to ERi-TV & Radio Live Streaming.
ሓለፍቲ ፖሊስ ደቡባዊ ቀይሕ ባሕሪ፡ ኣፍልጦ ህዝቢ ኣብ ሕጊ ክብ ንምባል፡ ኣብ ጢዖን ኣፋምቦን ሰሚናራት ኣካዪዶም። ሓላፊ መርመራ ገበን ሜጀር ገብረሂወት ኣርኣያን ሓላፊ ምክልኻል ገበን ሜጀር ክፍለማርያም ገብረክርስቶስን በብወገኖም ኣብ ዘካየድዎ ሰሚናራት፡ ፖሊስ ብዘይ...
ኣመሓዳሪ ዞባ ደቡባዊ ቀይሕ ባሕሪ፡ ኣምባሳደር መሓመድ-ስዒድ ማንታይ፡ ኣብ ንኡስ ዞባ ኣራዕታን ደቡብ ደንካልያን ምስ ዝነጥፉ ሰራሕተኛታት ኣካላት መንግስትን ኣባላት ህግደፍን ርክብ ኣካዪዱ። ናይ ስራሕ ዲስፕሊን፡ ውህደትን ምምልላእን ምስ ተገልገልቲ –...
ኣብ ምምሕዳር ከባቢ ማሬት – ንኡስ ዞባ ናቕፋ፡ ካብ መፋርቕ ናይ ዝሓለፈ ወርሒ ጥሪ ኣትሒዙ፡ ኣብ ምህናጽ ራህያን ምጽጋን ጽርግያን ዘተኰረ ኮማዊ ወፈራታት ይካየድ ኣሎ። እቶም ወፋሮ፡ ውሕስነት ማይን መጓዓዝያን ንምርግጋጽን ጸጋታት ከባቢኦም ናብ ረብሓኦም...