ኣብ ንኡስ ዞባ ሽዕብ፡ ሓረስቶት ገድገድን ሽዕብ ቀጢንን፡ ካብ ከበሳ ዝወርድ ወሓይዝ ብግቡእ ናብ ግራውቶም ንኽኣቱ፡ ኣብ ምስራሕን ምጽጋንን መእለዪ ወሓይዝን ዓግማትን ከምኡ’ውን ኣብ ምምድማድ ግራውቲ ዝቐንዐ ወፈራዊ ስራሓት የካይዱ ኣለዉ። ኣብ ንኡስ ዞባ ሽዕብ፡...
Author - Staff
ነበርቲ ምምሕዳር ከባቢ ዓዲንኣምን – ንኡስ ዞባ ሎጎ-ዓንሰባን ምምሕዳር ከባቢ ዓቢ-ግራት – ንኡስ ዞባ ዓዲ- ቐይሕን፡ ሓመድን ማይን ኣብ ምዕቃብን ጽርግያ ኣብ ምጽጋንን ዝቐንዐ ወፈራታት የካይዱ ኣለዉ። ኣብ ምምሕዳር ከባቢ ዓዲ- ንኣምን፡ መዓልታዊ...
ጨንፈር ሚኒስትሪ ዕዮን ሰብኣዊ ድሕነትን ዞባ ደቡብ፡ ኣብ ንኡሳን ዞባታት ዝነጥፉ ኣባላቱ ዝተሳተፍዎ፡ ኣብ ትግባረ መደባት ማሕበራዊ ድሕነት ዝዝቲ ርክብ ኣካዪዱ። ኣብ’ቲ ብ22 መጋቢት ኣብ መንደፈራ ዝተኻየደ ኣኼባ፡ ኣብ ኣተኣላልያን ምሕጋዝን ማሕበራዊ ሽግራት ዘለዎም...
ኣህጉራዊ ማእከል ምክትታል ጎድናዊ ሳዕቤናት መድሃኒት፡ ኤርትራ ብደረጃ ኣፍሪቃ ጸብለል ከምዝበለት፡ ኣብ ዘውጸኦ ሓበሬታ ኣፍሊጡ። ብመሰረት’ቲ ዝተዘርግሐ ጸብጻብ፡ ኤርትራ ኣብ ምክትታል ጎድናዊ ሳዕቤናት መድሃኒት፡ ብኹሉ መለክዒታት ኣብ’ታ ኣህጉር ቀዳማይ ደረጃ ሒዛ...
ሚኒስትሪ ሕርሻ፡ ተርእዮ ብከላ ጸረ- ባልዕ ኣብ ፍርያት ኮሚደረ ንምቊጽጻር፡ ምስ ዝምልከቶም ኣካላት መንግስቲ ብምትሕብባር ስጉምቲ ወሲዱ። እቲ ሚኒስትሪ፡ ካብ ህዝቢ ብዝረኸቦ ሓበሬታ፡ ኣብ ጥዕና ሳዕቤናት ዘኸትል ተርእዮ ዝኽሰተሉ ከባቢ ንምጽናዕ ብዘሰላሰሎ ንጥፈታት፡...
ሚኒስትሪ ጥዕና፡ ምስ ዓለማዊ ውድብ ጥዕናን ካልኦት መሻርኽትን ብምትሕብባር፡ ትማሊ 27 መጋቢት ኣብ ሆቴል ኣስመራ- ፓላስ፡ ክሳብ 2021 ዘስርሕ ሃገራዊ ውጥን ውሑስ ጥዕና – ንትግባረ ኣበጊሱ። ኣብቲ ላዕለዎት ሰበ-ስልጣን መንግስቲ፡ ከምኡ’ውን ኣብ ኤርትራ...
ኣብ ከተማ ከረን፡ ንወነንቲ ሚኒባሳትን ጋራጃትን ኣብ ድሕነት ትራፊክ፡ ኣብ ገልዓሎን ኣፍዓበትን ድማ ንዓበይቲ ዓዲ፡ መራሕቲ ሃይማኖት፡ ወነንቲ ትካላትን ተመሃሮን፡ ኣብ ምክልኻል ገበንን በደላትን ዘተኰረ ኣስተምህሮታት ተዋሂቡ። ብ20 መጋቢት ኣብ ከተማ ከረን ኣብ...
ኣብ ዞባ ደቡባዊ ቀይሕ ባሕሪ ዝውጠኑ መደባት ብሓፈሻ፡ ንጥዕናን ማሕበራዊ ድሕነትን ዝምልከቱ ድማ ብፍላይ ብኣድማዕነት ንምትግባር፡ ውህደት ኩለን ኣካላት ክዓዝዝ መዘኻኸሪ ቀሪቡ። ብ21 መጋቢት ኣብ ከተማ ዓሰብ ኣብ ዝተኻየደ ርክብ፡ ሚኒስተር ጥዕና ኣሚና ኑርሕሴን፡...
ጨንፈር ሚኒስትሪ ትምህርቲ ዞባ ደቡብ፡ ብ19ን 20ን መጋቢት ኣብ ዘካየዶ ኣኼባ፡ ዝተራእዩ ድኽመታት ብምእላይ ብልጫታት ንምድንፋዕ ኣብ ዘኽእሉ ዛዕባታት ዘትዩ። ኣብ ቀዳማይ ሰሚስተር ትምህርቶም ካብ ዝተኸታተሉ ልዕሊ 200 ሽሕ ተማሃሮ እቶም 81 ሚእታዊት ከምዝሓለፉ...
ERi-TV ዕላል ጥበባት – ዲያቆን ልዋም ሃብተ – ደራሲ – Interview with Author Luwam Habte
To access this post, you must purchase Subscribe to ERi-TV & Radio Live Streaming.