ኣብ ዞባ ደቡባዊ ቀይሕ ባሕሪ፡ ሃብቲ ገረብ ብሓፈሻ፡ ኣብ ገማግም ባሕሪን ደሴታትን ዝርከብ ኣግራብ ሾራ ድማ ብፍላይ – ዘሎ ናይ ምዕቃብ ባህሊ ዝምስገን ምዃኑ፡ ኣብ ጨንፈር ሚኒስትሪ ሃብቲ ባሕሪ ሓላፊ ኣሃዱ ልምዓት ኣቶ መሓመድ ኢያሕ ሓቢሩ። ገረብ ሾራ...
Author - Staff
ኣብ ምምሕዳር ከባቢ ሸበቕ – ንኡስ ዞባ ሓጋዝ ኣብ ዝርከብ ገዳም ጻዕዳ- እምባ፡ ኣብ ስዊዘርላንድ ዝርከቡ ግዱሳት ኤርትራውያን ብዝገበርዎ ኣበርክቶ፡ ብ90 ሽሕ ዩሮ ኣገልግሎት ጸሓያዊ ጸዓት ተዋዲዱ። እቲ ጸሓያዊ ጸዓት፡ ኣብ ርእስ’ቲ ኣብቲ ገዳም ንዝርከቡ...
ሓረስቶት ደጎሊ – ንኡስ ዞባ ባጽዕ፡ ነቲ ብክራማት ከበሳ ዝወርድ ወሓይዝ ብኣድማዕነት ኣብ ሕርሻዊ ጥቕሚ ንምውዓል፡ ከምኡ’ውን ፍግረ- መሬት ንምፍዋስ፡ ሰፊሕ ወፈራታት የካይዱ’ለዉ። ንሳቶም ንኤሪና ኣብ ዝሃብዎ ሓበሬታ፡ እቲ ስራሕ መቐጸልታ...
ዋና-ጸሓፊ ቅዱስ ሲኖዶስ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤት-ክርስትያን ኤርትራ ብጹእ ኣቡነ ሉቃስ፡ ብምኽንያት በዓል ትንሳኤ፡ ንምእመናን ቃለ-ቡራኬ ሂቦም። ንትርጉም በዓል ትንሳኤ ዝገለጹ ኣቡነ ሉቃስ፡ ንኹሎም ምእመናን ብሓፈሻ፡ ኣብ ምክልኻል ሃገር ተዋፊሮም ንዘለዉ፡ ብሕማም...
ኮሚሽን ባህልን ስፖርትን፡ ምስ ማሕበር ኤርትራውያን ሙዚቀኛታት ብምትሕብባር፡ ኣብ ዓውዲ ሙዚቃ ክነጥፉ ንዝጸንሑ 27 መንእሰያት ኣሰልጢኑ። እቲ ንሰለስተ ኣዋርሕ ብክልሰ-ሓሳብን ግብርን ዝተዋህበ ትምህርቲ፡ ኣናብባ ሙዚቃ፡ ጥበብ ኣደራርፋን ኣጸዋውታ መሳርሒታት ሙዚቃን...
ኣብ ንኡስ ዞባ ኣራዕታ፡ ተራ ደቂ-ኣንስትዮ ኣብ ልምዓታዊ መደባት ንምሕያልን፡ ኣብ ውሁብ ዕድላት ተጠቃምነተን ንምዕባይን – ኣብ ምሕያል ንቕሓትን ውዳበን ዘተኰረ ንጥፈታት ይሰላሰል ከምዘሎ፡ ሓላፊት ሃማደኤ ኣብ ዞባ ደቡባዊ ቀይሕ ባሕሪ ወይዘሮ ሳዕድያ...
ማእከል ሞያዊ ስልጠናታት-ሳዋ፡ ዘበናዊ መምሃሪ መሳርሒታት ብምዕጣቕ – ብቕዓት ትምህርቲ ክብ ንምባል ይሰርሕ ከምዘሎ፡ ርእሰ-መምህር ናይ’ቲ ማእከል መምህር ተስፋይ ተወልደ ገሊጹ። ንጥፈታት ናይ’ቲ ማእከል ንምግምጋም ብ31 መጋቢት ኣብ ዝተኻየደ...
ጨንፈር ሚኒስትሪ ትምህርቲ ዞባ ማእከል፡ ንልዕሊ 170 ኣለይቲ መማህራን – ጥዕና ተመሃሮ ኣብ ምክትታል ዝሕግዞም ስልጠና ወዲቡ። እቲ ዕላማ፡ መማህራን ብዛዕባ ኣብ ዓይኒ፡ እዝኒ፡ ጐረሮን ቈርበትን ዝኽሰቱ ጸገማት መባእታዊ ኣፍልጦ ሃልይዎም፡ ንወለድን ሰብ...
ገዲም ተጋዳላይ መሓመድ-ዓሊ ዑመር፡ ብ1 ሚያዝያ ኣብ መበል 69 ዓመት ዕድመኡ ተሰዊኡ። ኣብ 1966 ናብ መሳርዕ ተጋድሎ ሓርነት ኤርትራ ዝተጸንበረ ገዲም ተጋዳላይ መሓመድ-ዓሊ፡ ክሳብ 1981 ካብ ተራ ተዋጋኢ ክሳብ መራሕ ብርጌድ ኮይኑ ዝተጋደለን ዝመርሐን ሓርበኛ...
ኣመሓዳሪ ዞባ ዓንሰባ ኣቶ ዓሊ ማሕሙድ፡ ብ31 መጋቢት ምስ ነበርቲ ምምሕዳራት ከባቢ ሸበቕ፡ ዓዲ-ኣረይን ዓዲ-ዑመርን – ንኡስ ዞባ ሓጋዝ፡ ኣብ ኣተገባብራ መደባት ልምዓት ዘትዩ። ብምውህሃድ ህዝብን መንግስትን ዝሰላሰል ዘሎ መደባት፡ መነባብሮ ዜጋታት ኣብ...