ኣብ ንኡስ ዞባ ኣፍዓበት፡ ማሕበር ሓረስቶት ዋዲ-ላብካ፡ ብ31 መጋቢት ቀዳማይ ጉባኤኡ ኣብ ጋድም-ሓሊብ ኣካዪዱ። ሓሙሽተ ዝኣባላታ ኣካያዲት ኣካል ድማ መሪጹ። ማሕበር፡ ንጥፈታቱ ንምድንፋዕ ኣብ ምልውዋጥ ተመኲሮ ክሰርሕ ከምዝጸንሐ፡ ኣብ ምስራሕ ዓግማትን ጀሪፋትን...
Author - Staff
ሽማግለ ኣዕሩኽ መንእሰያት፡ ልዑል ቈላሕታ ዝወሃቦ ውዳበ ምዃኑን፡ ክሳብ ከባቢታት ወሪዱ፡ ኣብ ምንቃሕን ምውዳብን ከምኡ’ውን ትግባረ መደባት ኣበርክቶኡ ከዕዝዝን፡ ሓላፊ ማእከላይ ቤት-ጽሕፈት ሃማመተኤ ኣቶ ዑቕባይ በርሀ ኣዘኻኺሩ። ኣብ ሓውሲ ከተማ ጢዖ፡ ምስ...
ኣብ ዞባ ማእከል፡ ኣብ ዝሓለፈ ዓመታት ዝተጀመረ ንጥፈታት ምዕቃብ ሓመድን ማይን፡ ከምኡ’ውን ልምዓት መስኖ ኣድማዒ ምንባሩ፡ ኣብ ክፍሊ ሕርሻን መሬትን ሓላፊ ኣሃዱ ልምዓት መስኖ ኢንጅነር ኣቤል ወልደጋብር ንኤሪና ሓቢሩ። ዝሓለፈ ዓመት፡ ኣብ ሕርሻዊ መሬት ክስራሕ...
ኣብ ከተማ ከረን፡ 47 ደቂ-ኣንስትዮ ዝርከባኦም 55 መንእሰያት፡ ብስርሓት ካይላ፡ ትምህርቲ ሙዚቃ፡ ከምኡ’ውን ኣጸሓሕፋን ኣዋሳስኣን ድራማ ሰልጢኖም። እቶም ነዚ ናይ ሽዱሽተ ኣዋርሕ ስልጠና ዕድል ዝረኸቡ መንእሰያት፡ ዘለዎም ማሕበረ-ቊጠባዊ ጸገማት ኣብ ግምት...
ኩባንያ መጓዓዝያ ሓራት ጨንፈር ዞባ ደቡብ፡ እናዓበየ ዝመጽእ ዘሎ ጠለብ ኣገልግሎት በብግዜኡ ንምምላስ ብዘካይዶ ዘሎ ጻዕሪ፡ ልዕሊ 90 ዓበይትን ማእከሎትን ኣውቶቡሳት ብምውፋር ይነጥፍ ከምዘሎ ገሊጹ። ሓላፊ’ቲ ጨንፈር ኣቶ ኣሕመድ ዓሊ ሹም ኣብ ዝሃቦ ሓበሬታ፡...
ቤት-ጽሕፈት ኣታዊ ግብርን ቀረጽን ዞባ ማእከል፡ ኣሰራርሓኡ ብምምሕያሹ ስሉጥ ኣገልግሎት ይረኽቡ ከምዘለዉ ተገልገልቲ ሓቢሮም። ንሳቶም ንኤሪና ኣብ ዝሃብዎ ሓበሬታ፡ ቅድሚ ሕጂ ዝነበረ ምድንጓያትን ምምልላስን ፍታሕ ብምርካቡ፡ ንተገልገልትን ኣገልገልትን ኣጸጊሙ ዝጸንሐ...
ግዳያት ማሕበራዊ ሕሰም፡ ካብ ቤተ-ሰቦምን ሕብረተሰብን ከይረሓቑ መነባብሮኦም ከመሓይሹ ዝግበር ናይ ገንዘብን ናውትን ደገፍ፡ ዘተባብዕ ውጽኢት ይርከቦ ከምዘሎ፡ ሚኒስትሪ ዕዮን ሰብኣዊ ድሕነትን ሓቢሩ። እቲ ሚኒስትሪ ንኤሪና ኣብ ዝሃቦ ሓበሬታ፡ ንግዳያት ማሕበራዊ...
ERi-TV Easter Special: ዕላል ምስ ገዲም ስነ-ጥበበኛ ሙዚቃ ኣኸሊሉ ዳንኤል – መወዳእታ ክፋል
To access this post, you must purchase Subscribe to ERi-TV & Radio Live Streaming.
To access this post, you must purchase Subscribe to ERi-TV & Radio Live Streaming.
ኣብ ዞባ ሰሜናዊ ቀይሕ ባሕሪ፡ ብምትሕባብር ጨናፍር ሚኒስትሪታት ትምህርትን ጥዕናን፡ ኣብ ርሑቕ ከበቢታት ዝርከባ ኣብያተ-ትምህርቲ – ንተመሃሮአን ናይ ቀዳማይ ረድኤት ኣገልግሎት ከምዝህባ ንምግባር፡ ዓቕሚ ወከልቲ ጥዕና መማህራን ንምሕያልን መሰረታዊ...