ማሕበራዊ ኣገልግሎት ከተማ ኣስመራ ንምምዕባልን ንምስፋሕን ብምምሕዳር ዞባ ማእከል ተመሪሑ ብማእከል ካርታን ሓበሬታን ኤርትራ ዝተዳለወ መጽናዕታዊ ጽሑፍ፡ ብ26 ሚያዝያ ንዘተ ቀሪቡ። ኣብ’ቲ ናይ ሓደ መዓልቲ ዘተ፡ ብደረጃ ሃገር ላዕለዎት ኣወሃሃድቲ መደባት ልምዓት፡...
Author - Staff
ጨንፈር ሃገራዊ ማሕበር ደቂ- ኣንስትዮ ኤርትራ ኣብ ሽወደን፡ ብ21ን 22ን ሚያዝያ ኣብ ከተማ ሄስለሆልም – መንፈቓዊ ገምጋም ስራሕ ከምዘካየደ ተፈሊጡ። ኣብ’ቲ ወከልቲ ንኡሳን ጨናፍር ስቶክሆልም፡ ኡፕሳላ፡ እረብሩ፡ ዮቶቦሪ፡ ስካራ፡ ኦነቢ፡ ሉንድ፡ ማልሞ፡...
ኣብ ዞባ ደቡብ – ንኡሳን ዞባታት ዓዲ- ቐይሕን ዓዲ-ዃላን፡ ኣብ ውሱን ከባቢታት ንዝተኸስተ ተርእዮ ሳጋሚ ባርኖስ ቀውዒ ንምጥፋእ ስጉምቲ ተወሲዱ። ብመሰረት ሓበሬታ ክኢላ ምክልኻል ብቚሊ ኣብ ንኡስ ዞባ ዓዲ-ቐይሕ፡ ኣቶ መንግስተኣብ ኣርኣያ፡ ኣብ ምምሕዳራት...
ኣብ መንጎ ኤርትራን ህዝባዊት ሪፓብሊክ ቻይናን ኣብ መዳይ ጥዕና ብዝግበር ዘሎ ምትሕግጋዝ፡ ናውቲ ሕክምናን መድሃኒትን ዘጠቓለለ ሓገዝ፡ ብ24 ሚያዝያ ንሚኒስትሪ ጥዕና ተረኪቡ። ኣብ’ቲ ስነ-ስርዓት፡ ሚኒስተር ጥዕና ኣሚና ኑርሕሴንን ኣምባሳደር ህዝባዊት ሪፓብሊክ ቻይና...
ኣብ ኣሕዳሪት ቤት-ትምህርቲ ሞጎራይብ-ጎኜ ዝተኣታተወ ዲጂታላዊ ቤት-ንባብ፡ ኣብ ርእሲ’ቲ ንተመሃሮ ምስ ዘበናዊ ቴክኖሎጂ ንምልላይ ዘለዎ ተራ፡ ኣብ መስርሕ ምምሃርን ምስትምሃርን ብቕዓቶም ክብ ኣብ ምባል እውን ዓቢ ኣስተዋጽኦ ተረኺብዎ። ርእሰ-መምህር’ታ ቤት-ትምህርቲ...
ካብ ከረን ናብ ኣስነዳ – ንኡስ ዞባ ኣስማጥ ዝኣቱ ናይ ሓመድ ጽርግያ ንምጽራግን ንምስፋሕን፡ ብኩባንያ ህንጻ ሰገን ዝተጀመረ ስራሕ ጽቡቕ ይግስግስ ኣሎ። ነዚ መትኒ ንግዳዊ፡ ቊጠባውን ማሕበራውን ምንቅስቓሳት ዝኾነን ክሳብ ርከብ ዝቕጽልን 120 ኪሎ ሜተር...
እምባትካላ ዝመደበሩ፡ ኣብ ምምሕያሽ ምሕደራ ትካላት ዝነጥፍ ማእከል ትካላዊ ብቕዓት ኤርትራ፡ ኣብ ዝሓለፈ ዓሰርተ ዓመታት ን45 ህዝባውን መንግስታውን ትካላት፡ ስትራተጂያዊ ውጥን ስራሕ ኣብ ምምዕባል ዝሕግዝ ስልጠና፡ ከምኡ’ውን ንብሉጽ ምሕደራ ዘድሊ ናይ ምኽሪን...
ሃገራዊ ማሕበር መሃንድሳት ስነ- ቀመም፡ ብ21 ሚያዝያ ኣብ ኣዳራሽ ሃኮስኤ መስራቲ ጉባኤ ኣቃኒዑ። ኣብ’ቲ ኣጋጣሚ፡ ምሩቓትን ሞያውያንን ቀመማዊ ምህንድስናን ዝምልከቶም ኢንዱስትሪታትን ተሳቲፎም። ኣብ ሚኒስትሪ ንግድን ኢንዱስትሪን ዋና ዳይረክተር ክፍሊ ኢንዱስትሪ ኣቶ...
ኣብ ንኡስ ዞባ ጸሮና፡ ተመሓላለፍቲ ሕማማት ብሓፈሻ፡ ዓሶ ድማ ብፍላይ ንምክልኻል ዝተሰላሰለ ንጥፈታት ጽቡቕ ውጽኢት ከምእተረኽቦ ተሓቢሩ። ነቲ መደብ ንምግምጋም ብ18 ሚያዝያ ኣብ ዝተኻየደ ርክብ፡ ኣብ 2017 ምስ ናይ ቅድሚኡ ዓመታት ብምንጽጻር፡ ተርእዮ ሕማም ዓሶ...
ሃገራዊ ማሕበር መማህራን ኤርትራ፡ ሞያዊ ስነ-ምግባር ምምህርና ንምብራኽ ዝዓለመ ዓውደ-ዘተ፡ ብ21 ሚያዝያ ኣብ ከተማ ባጽዕ ወዲቡ። ኣብ’ቲ ብቐንዱ ኣብ ስነ-ምምግባር መምህር ዘተኰረ ዛዕባታት ዝተዘተየሉ ርክብ፡ ኣቦ-መንበር ሃገራዊ ማሕበር መማህራን ኤርትራ መምህር...