ሚኒስትሪ ጥዕና፡ እወታዊ ሸነኻት ልምዳዊ ፍወሳ ንምምዕባልን ጐዳእቲ ሸነኻቱ ንምእራምን ልዑል ኣተኲሮ ሂቡ ይሰርሕ ከምዘሎ፡ ኣብ’ቲ ሚኒስትሪ ዳይረክተር ሃገራዊ መደብ ምቊጽጻር መግብን መድሃኒትን ኣቶ ኢያሱ ባህታ ገሊጹ። ኣቶ ኢያሱ፡ ልምዳዊ ፍወሳ ብዓለም ደረጃ ቈላሕታ...
Author - Staff
ሃገራዊ ኮርፖሬሽን መድሕን ኤርትራ (ሃ.ኮ.መ.ኤ.)፡ ዓቕሚ ምሕደራ ብቦርድ ናይ ዝካየዳ ትካላት ዘበርኽ ሰሚናር፡ ብ26ን 27ን ሚያዝያ ኣብ ሆቴል ኣስመራ-ፓላስ ኣካዪዱ። እቲ ኣባላት ቦርድ ናይ’ተን ትካላት ዝተሳተፍዎን፡ ብምትሕብባር ‘Zep RE’ ካብ ዝተባህለ...
ERi-TV Entertainment: መሰለት/Meselet – ኩነታዊ ኮመዲ (situation comedy – sitcom), April 29, 2018
ERi-TV Entertainment: መሰለት/Meselet – ኩነታዊ ኮመዲ (situation comedy – sitcom), April 29, 2018.
ERi-TV Drama Series: nTab zKri Zemen – ንጣብ ዝኽሪ ዘመን – part XX – 20 ክፋል, April 29, 2018
ERi-TV Drama Series: nTab zKri Zemen – ንጣብ ዝኽሪ ዘመን – part XX – 20 ክፋል, April 29, 2018.
ኣብ ንኡስ ዞባ ጎልጅ፡ ተመሓላለፍቲ ሕማማት ብሓፈሻ ሕማም ዓሶ ድማ ብፍላይ ንምክልኻልን ንምቊጽጻርን ዝተሰላሰለ ንጥፈታት ጽቡቕ ውጽኢት ከምእትረኸቦ ተሓቢሩ። ነቲ ዝካየድ ዘሎ ንጥፈታት ንምግምጋም ብ25 ሚያዝያ ኣብ ዝተኻየደ ርክብ፡ ኣብ 2017 ምስ’ቲ ቅድሚኡ ዝነበረ...
ኣብ ዞባ ደቡብ፡ ክኽሰቱ ዝኽእሉ ባህርያውያንን ሰብ-ሰርሖምን ሓደጋታት ንምልላይን፡ ሳዕቤናቶም ንምግታእን ንምንካይን ዝሕግዙ ሜላታት ንምንዳይን፡ ብ27 ሚያዝያ ኣብ ከተማ መንደፈራ ኣብ መጽናዕቲ ዝተመርኰሰ ዘተ ተቓኒዑ። ኣብ’ቲ ሓለፍቲ ክፍልታት ዞባን ግንባርን፡...
ዓለማዊ መዓልቲ ድሕነት – 28 ሚያዝያ፡ ኣብ ሃገርና ብዝተፈላለየ ንጥፈታት ተዘኪራ። ብምኽንያት’ቲ ዕለት፡ ኩባንያ ‘ሊብያ ኦይል’ ምስ ክፍሊ ህንጻዊ ስራሓት ዞባ ማእከል ብምትሕብባር፡ ኣብ ክልተ ጐደናታት ከተማ ኣስመራ ንዝርከብ መንገዲ ኣጋር ቀለም ናይ...
ERi-TV Drama Series: Jerom – ጅሮም – 2ይ ክፋል (Part 2), April 28, 2018.
ኣብ ክፍሊ ጉዳያት ወጻኢ ኣመሪካ ተሓጋጋዚ ጸሓፊ ኣብ ጉዳያት ኣፍሪቃ ኣምባሳደር ዶናልድ ያማሞቶ ዝመርሖ ልኡኽ ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ፡ ካብ 22 ክሳብ 24 ሚያዝያ 2018 ኣብ ኤርትራ ናይ ስራሕ ዑደት ፈጺሙ። ልኡኽ ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ፡ ንሰለስተ መዓልታት...
ሃገራዊ ኮርፖረሽን መድሕን ኤርትራ (ሃ.ኮ.መ.ኤ.)፡ ድሕነት ህይወትን ንብረትን ንምርግጋጽ፡ ንጥፈታቱ ኣብ ምስፋሕን ምምዕባልን፡ ከምኡ’ውን ኣፍልጦ ህዝቢ ኣብ ምብራኽ ዝቐንዐ መደባት ሰሪዑ ይነጥፍ ከምዘሎ፡ ዋና ኣካያዲ ስራሕ ናይ’ቲ ትካል ኣቶ ዘርኡ ወልደሚካኤል...