To access this post, you must purchase Subscribe to ERi-TV & Radio Live Streaming.
Author - Staff
ኣባላት ባይቶ ዞባ ሰሜናዊ ቀይሕ ባሕሪ፡ ኣብ መበል 14 ስሩዕ ኣኼባ ባይቶኦም ብዛዕባ ዝተዘተየሎም ጉዳያት፡ ከምኡ’ውን ዝሓለፉ ውሳኔታትን ለበዋታትን፡ ንነበርቲ ንኡስ ዞባ ጊንዳዕ መብርሂ ሂቦም። ንሳቶም፡ ኣብ ምምላእ ማሕበራዊ ኣገልግሎታትን ምውዳድ ትሕተ- ቅርጺ...
ኣብ ንኡስ ዞባ ፎሮ – ምምሕዳራት ከባቢ ማልካ፡ ሮብሮብያ፡ ሩባ ሓዳስን ፎሮን ተርእዮ ሳጋሚ ባርኖስ ቀውዒ ንምግታእን ንምጥፋእን ግብራዊ ስጉምቲ ይውሰድ ኣሎ። ክኢላ ምክልኻል ብቚሊ ኣቶ ኣስመሮም ሽመንዲ፡ ኣብ’ቲ ንኡስ ዞባ ኣብ ኣስታት ዓሰርተ ሄክታር...
ኣብ ‘ኤሪቴል’ ብርኪ ምውናን ኣርባሒ ወፍሪ ከምዝኾነ፡ ሚኒስተር መጓዓዝያን መራኸቢታትን ኣቶ ተስፋስላሰ ብርሃነ ንኤሪና ኣብ ዝሃቦ ሓበሬታ ገሊጹ። ‘ኤሪቴል’ ካብ ግዜ ናብ ግዜ ኣገልግሎቱ እናሰፍሐ፡ መኽሰቡ እውን ብኡ መጠን እናዓበየ ስለዝመጸ፡ መንግስቲ ኣብ 2013...
ኣመሓዳሪ ዞባ ዓንሰባ ኣቶ ዓሊ ማሕሙድ፡ ምስ ነበርቲ ምምሕዳር ከባቢ መዝረት፡ ሃበሮ ጻዕዳን ሓውሲ ከተማ ዓሪታይን – ንኡስ ዞባ ሃበሮ፡ ኣብ ትግባረ መደባት ልምዓት ዘትዩ። ኣቶ ዓሊ፡ ኣብ ዝሓለፈ ዓመት ካብ በረከንትያ – ንኡስ ዞባ ሓመልማሎ ክሳብ...
ሓረስቶት ሽዕብ፡ ዝተሰብረ ዓግማትን ጀሪፋትን ብምጽጋን ካብ ከበሳታት ዝወርድ ወሓይዝ ኣብ ናይ ሕርሻ መሬት ከምዝኣቱ ንምግባር ዘካየድዎ ወፈራታት፡ ጽቡቕ ውጽኢት ከምዝረኸብሉ፡ ኣብ ዘካየድዎ ገምጋም ተገሊጹ። ኣቦ-መንበር ማሕበር ሓረስቶት ሽዕብ ኣቶ መሓመድ-ኑር ሙሳ...
ዓለማዊ መዓልቲ ምክልኻል ሕማም ዓሶ፡ “ዓሶ ንምቊጽጻር፡ ሕጂ’ውን ዓጸፋ ንስራሕ” ብዝብል ቴማ፡ ኣብ ዞባታት ማእከልን ዓንሰባን ተዘኪራ። ብደረጃ ዞባ ማእከል ብ28 ሚያዝያ ኣብ ጻዕዳ-ክርስትያን ኣብ ዝተኻየደ ስነ-ስርዓት፡ ሕማም ዓሶ ንምውጋድ ብዝሰላሰል ዘሎ...
ባሕቲ ግንቦት – ኣህጉራዊ መዓልቲ ሰራሕተኛታት፡ ኣብ ከተማ ኣስመራ – ቀጽሪ ፋብሪካ ኮካ-ኮላ፡ ላዕለዎት ሰበ-ስልጣን መንግስትን ግንባርን፡ ከምኡ’ውን ኣብ ኤርትራ ዝመደበሮም ዲፕሎማሰኛታትን ወከልቲ ሰራሕተኛታትን ኣብ ዝተረኽቡሉ ስነ- ስርዓት፡...
ERi-TV Sports: ሰሙናዊ ፍጻሜታት ስፖርት/ Weekly Sports News, May 1, 2018
ነበርቲ ንኡስ ዞባ ገለብ፡ በብከባቢኦም ዝሰላሰል ዘሎ ትሕተ-ቅርጺ ሕርሻ፡ ትካላት ማሕበራዊ ኣገልግሎታትን ካልእ ልምዓታዊ ፕሮጀክትታትን ንምዕዋት፡ ካብኦም ዝሕተት ከበርክቱ ዘለዎም ቅሩብነት ኣረጋጊጾም። እቶም ነበርቲ ነዚ ዝገለጹ፡ ብ29 ሚያዝያ ምስ ኣመሓዳሪ ዞባ...