Author - Staff

ዞባ ጋሽ-ባርካ፡ ገምጋም ምህርቲ ክራማት 2020 ተኻዪዱ

ኣብ ዞባ ጋሽ-ባርካ፡ ኣብ’ዚ ዓመት’ዚ ብመልክዕ ክረምታዊ ሕርሻ ካብ ዝተዘርአ፡ ኣብ ኣስታት 200 ሽሕ ሄክታር ብዝተኻየደ ቅምሶኣዊ ገምጋም፡ ልዕሊ 1.2 ሚልዮን ኲንታል ከምእተሓፍሰ፡ ዋና ዳይረክተር ክፍሊ ሕርሻን መሬትን ኣቶ ኣቡበከር ዑስማን ሓቢሩ። ንኤሪና ኣብ...

ኣብ ቡያ፡ ዝተማልአ ኣገልግሎት ጥዕና ንምርግጋጽ ይስራሕ

ኣብ ምምሕዳር ከባቢ ቡያ – ንኡስ ዞባ ገልዓሎ፡ ዜጋታት ውሑስ፡ ስሉጥን ዝተማልአን ኣገልግሎት ጥዕና ንክረኽቡ ጻዕሪታት ይካየድ ኣሎ። ሓላፊ መደበር ጥዕና ቡያ ነርስ መሓመድስዒድ ነጋሽ ንኤሪና ኣብ ዝሃቦ ሓበሬታ፡ ሳላ’ቲ ዝወሃብ ዘሎ ኣገልግሎታትን ናይ...

ኤርትራውያን ተቐማጦ ካናዳ፡ ንመኸተ ኮቪድ19 ልዕሊ ሓደ ሚልዮን ዶላር ወፍዮም

ኣብ ካናዳ ዝነብሩ ኤርትራውያን፡ ማዕከን መኸተ ኮቪድ-19 ንምስሳን ልዕሊ ሓደ ሚልዮን ዶላር ካናዳ ከምዘወፈዩ፡ ቤት-ጽሕፈት ህዝባውን ኮማውን ጉዳያት ኣፍሊጡ። እቲ ኣብ ወርሒ ሚያዝያ 2020 ዝተጀመረ ወፈያታት፡ ፍርቂ ሚልዮን ዶላር ንምብጻሕ ዝዓለመ’ኳ እንተነበረ፡...

ኣብ ሃገራት ስካንዲናቭያ ዝነብሩ ኤርትራውያን፡ ንመኸተ ‘ኮሮና ቫይረስ’ን ወራር ኣንበጣን ወፈያታት ይገብሩ

ኣብ ሃገራት ስካንዲናቭያ ዝነብሩ ኤርትራውያን፡ ንመኸተ ‘ኮሮና ቫይረስ’ን ወራር ኣንበጣን ዝጀመርዎ ወፈያታት ይቕጽል ከምዘሎ፡ ካብ ህዝባውን ኮማውን ጉዳያት ኤምባሲ ኤርትራ ዝበጽሓና ሓበሬታ ኣፍሊጡ። ብመሰረት’ቲ ሓበሬታ፡ እቶም ኣብ ሽወደን፡ ኖርወይ፡ ዴንማርክን...

መምርሒ ላዕለዋይ ሓይሊ ዕማም ምክልኻል ለበዳ ኮሮና ቫይረስ

መንግስቲ ኤርትራ፡ ንሓደገኛነት ለበዳ ኮሮና ቫይረስን ከቢድ ሳዕቤናቱን ብምግንዛብ፡ እዋናውያን መምርሒታትን ቅጥዕታትን ብብእዋኑ ከውጽእን፡ ከተግብርን ጸኒሑ ኣሎ። እንተዀነ ኣብ ዝሓለፈ ግዜ፡ ለበዳ ኮሮና ቫይራስ ብሰላሕታ ናብ ኩለን ዞባታት ሃገርና –...

Login

Categories