Author - Staff

ሽዕብ – ኣስተምህሮ ብዛዕባ ሳጋሚ ባርኖስ ቀውዒ

ቤት-ጽሕፈት ሕርሻ ንኡስ ዞባ ሽዕብ፡ ሓረስቶት ምምሕዳራት ከባቢ መንሸብ፡ ቲሉክ፡ ገድገድ፡ ወቒሮን ወድኢሉን፡ ኣፍልጦኦም ኣብ ሳጋሚ ባርኖስ ቀውዒ ንምብራኽን ንምክልኻልን ኣብ ዝግበር ቅድመ-ምድላዋት ተራኦም ንኸዕዝዙ ኣስተምህሮታት ሂቡ። ኣብ’ቲ ኣስተምህሮ፡ ሳጋሚ...

ጠንቅታት ፊስቱላ ንምውጋድ፡ ንቕሓት ኣብ ምብራኽ ክስራሓሉ ይሕተት

ጠንቅታት ፊስቱላ ንምውጋድ፡ ኣብ ምብራኽ ንቕሓት ሕብረተሰብ ዝተወሃሃደ ስራሕ ክካየድ ከምዝግባእ፡ ኣብ ዞባዊ መወከሲ ሆስፒታል መንደፈራ ክኢላ ማህጸንን ጥንስን ዶክተር ሃብተ ሃይለመለኮት ኣገንዚቡ። ዶክተር ሃብተ፡ ቀንዲ ጠንቂ ፊስቱላ ዕጉት ሕርሲ ምዃኑ ብምሕባር፡ ነዚ...

ኣብ ንኡሳን ዞባታት ላዕላይ-ጋሽን ዓሰብን ቅነ ኣብያተ-ትምህርቲ ተኻዪዱ

ባህላዊ፡ ስነ-ጥበባዊ፡ ስፖርታውን ትምህርቲ ጠቀስን ውድድራት ዘጠቓለለ ቅነ ኣብያተ-ትምህርት ንኡሳን ዞባታት ላዕላይ-ጋሽን ዓሰብን፡ ብውዕዉዕ መንፈስ ተኻዪዱ። እቲ ቅነ፡ ኣብ ርእሲ’ቲ ዓቕሚታት ተመሃሮ ኣብ ምዂስኳስን ኣብ መንጎኦም ዝፈጥሮ ቅዱስ ናይ ውድድር...

ባረንቱ – ኣብ ምሕያል ብቕዓት መሪሕነት ዘተኰረ ስልጠና ተዋሂቡ

ኣብ ከተማ ባረንቱ፡ ብምውህሃድ ስታፍ ምምሕዳር እዚ ምዕራባዊ ግንባርን ጨንፈር ሚኒስትሪ ትምህርቲ ዞባ ጋሽ-ባርካን ዝተወደበ፡ ኣብ ምሕያል ብቕዓት መሪሕነት ዘተኰረ ስልጠና ተዋሂቡ። ኣብ’ቲ ንክልተ ቕነ ዝቐጸለ ስልጠና፡ ሓለፍቲ ስታፍ ምምሕዳር እዚ ምዕራባዊ ግንባር፡...

ኣብ ሓሽሻይ፡ ኣብ ምሕያል ትምህርቲ ዘተኰረ ርክብ ተኻዪዱ

ኣብ ሓሽሻይ – ንኡስ ዞባ ሓጋዝ፡ ኣገልግሎት ትምህርቲ ንምድንፋዕን፡ ተሳትፎን ውጽኢትን ተመሃሮ ንምሕያልን ዝሕግዝ ርክብ ተኻዪዱ። ኣብ’ቲ ብደረጃ ዞባን ንኡስ ዞባን ዝነጥፉ ዝምልከቶም ኣካላት፡ ከምኡ’ውን ነበርቲ ምምሕዳራት ከባቢ ሓሺሻይ፡ ጎልያ፡ ሸንጌንን...

ን/ዞ/ከረን – ኮም ዝሰረቱ መደባት ጥዕና ይተኣታቶ

ሸውዓተ ዓድታት ንኡስ ዞባ ከረን፡ ጽሬት ከባቢአን ብምሕላው ተመሓላለፍትን ዘይተመሓላለፍትን ሕማማት ንምቊጽጻር፡ ኮም ዝሰረቱ መደብ ከባብያዊ ጥዕና ኣተኣታትየን። ብመሰረት ሓበሬታ ኣሃዱ ከባብያዊ ጥዕና ዞባ ዓንሰባ፡ ነበርቲ ቁኒዕ፡ ደሮቕ፡ ወሰበንስሪዂ፡ ሕመራይ፡ ድጊ፡...

ተጋዳላይ ሌተና ኮሎኔል ኣሰየሀኝ ሃይለ ተሰዊኡ

ገዲም ተጋዳላይ ሌተና ኮሎኔል ኣሰየሀኝ ሃይለ፡ ብ2 ግንቦት ብሕማም ኣብ መበል 72 ዓመት ዕድመኡ ተሰዊኡ። ኣብ መፋርቕ 1975 ናብ መሳርዕ ህዝባዊ ሓይልታት ሓርነት ኤርትራ ዝተሰለፈ ሌተና ኮሎኔል ኣሰየሀኝ፡ ክሳብ ምምጻእ ናጽነት ኣብ ኣሃዱ ከቢድ ብረት ብዝተፈላለየ...

ኤርትራውያን ኣብ ወጻኢ፡ ውዳበታቶም ዘሐይል መደባት ኣሰላሲሎም

ኣብ ፈረንሳ፡ ጀርመንን ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካን ዝነብሩ ኤርትራውያን፡ ውዳበታቶም ዝግምግምን ዘደንፍዕን መደባት ከምዘሰላሰሉ ተሓቢሩ። ኣምባሳደር ኤርትራ ኣብ ሪፓብሊክ ፈረንሳ ወይዘሮ ሃና ስምኦን፡ ንኤርትራውያን ነበርቲ ፓሪስን ከባቢኣን፡ ኣብ ህልው ምዕባለታትን...

“ውዳበ ህዝቢ፡ እምነ-ኲርናዕ መደባት ልምዓትን መኸተን እዩ” ኣቶ የማነ ገብረኣብ

ንቑሕን ሓያልን ውዳበ ኣብ ውሽጥን ወጻኢን ዝነብር ህዝቢ ኤርትራ፡ እምነ- ኲርናዕ ናይ’ቲ ኤርትራ ከም ሃገር ንኽትህሉን ቀጻልነታን ምዕባለኣን ክወሓስን ዝተኻየደን ዝካየድ ዘሎን ቃልሲ ምዃኑ፡ ሓላፊ ፖለቲካዊ ጉዳያት ህዝባዊ ግንባር ንደሞክራስን ፍትሕን ኣቶ የማነ...

Login

Categories