Author - Staff

ኣብ ባጽዕ፡ ልዕሊ 300 ዜጋታት መብጣሕቲ ዓይኒ ተኻዪዱሎም

ኣብ ከተማ ባጽዕ፡ ምስ ሱዳናዊ ጉጅለ ሓካይም ዓይኒ ‘ኣልበሰር’ ብምትሕብባር፡ ን325 ዜጋታት ዕዉት መብጣሕቲ ዓይኒ ተኻዪዱ። እቲ ስራሕ፡ ካብ 3 ክሳብ 6 ግንቦት ኣብ ሆስፒታል ግራር ዝተሰላሰለ ኮይኑ፡ ናይ ምርኣይ ጸገም ዝነበሮም ካብ መላእ ዞባ ሰሜናዊ...

ዝሞተ ዓሳ ነባሪ ኣብ ገማግም ባሕሪ ተረኺቡ

ዓሰርተ ሓደ ሜትሮ ዝቚመቱ ዓሳ ነባሪ፡ ብ28 ሚያዝያ ኣብ ገማግም ባሕሪ ራስ- ሓማስ – ከባቢ ገደም፡ ሞይቱ – ተገፊዑ ተረኺቡ። ካብ ሚኒስትሪ ሃብቲ ባሕሪ ዝተረኽበ ሓበሬታ፡ እቲ ዓሳ ነባሪ ካብ ዓሌታት ብ‘ራይድስ’ ኮይኑ፡ ኣብ ደጋዊ ክፋላቱ...

ሳጋሚ ባርኖስ ንምክልኻል ስጉምትታት ይውሰድ ኣሎ

ኣብ ንኡሳን ዞባታት እምኒ-ሓይሊን ኣፍዓበትን፡ ኣብ ውሱን ከባቢታት ኣብ ዝለምዐ ዕፉን ዝተራእየ ሳጋሚ ባርኖስ ቀውዒ ንምጥፋእ – ስጉምቲ ይውሰድ ከምዘሎ፡ ወከልቲ ኤሪና ከካብ ቦታኡ ሓቢሮም። ክኢላ ምክልኻል ብቚሊ ኣብ ንኡስ ዞባ እምኒ-ሓይሊ ኣቶ ቢንያም...

ኮሚሽን ባህልን ስፖርትን ስትራተጂካዊ ውጥን ስራሕ ኣዳልዩ

ኮሚሽን ባህልን ስፖርትን፡ ምስ ማእከል ትካላዊ ብቕዓት ኤርትራ ብምትሕብባር ኣብ ዝወደቦ፡ ኣብ ምምሕያሽ ብቕዓት ምሕደራ ስፖርትን ባህልን ዘተኰረ ስልጠና፡ ናይ 5 ዓመት ስትራተጂያዊ ውጥን ስራሕ ኣዳልዩ። ኣብ’ቲ ንክልተ ቅነ ዝተዋህበ ስልጠና፡ ካብ ማእከላይ ቤት...

ተሰነይ – ዝለምዕ ዘሎ ጣፍ ኣተባባዒ ምዃኑ ተሓቢሩ

ሓረስቶት ንኡስ ዞባ ተሰነይ፡ ኣብ ኣስታት 100 ሄክታር ዘልምዕዎ ዘለዉ ጣፍ ውጽኢታዊ ኮይኑ ከምዘሎ፡ ሓላፊ ቤት-ጽሕፈት ሚኒስትሪ ሕርሻ ኣብ’ቲ ንኡስ ዞባ ኣቶ ብርሃነ ኪዳነ ገሊጹ። ኣብ’ቲ ከባቢ ዝካየድ ንጥፈታት ልምዓት ጀራዲን መብዛሕትኡ ኣብ ኣሕምልትን ፍረታትን...

ኣቦ-መንበር ሃማመተኤ፡ ኣብ ዓዲ-ቐይሕን ሰንዓፈን ሰሚናር ኣካዪዱ

ኣቦ-መንበር ሃገራዊ ማሕበር መንእሰያትን ተመሃሮን ኤርትራ ኣቶ ሳልሕ ኣሕመዲን፡ ገስጋስ ልምዓታዊ መደባት ብዓጸፋ ንኽስጉም፡ ንጡፍ ተራን ኣበርክቶን መንእሰያት ወሳኒ ምዃኑ፡ ብ1 ግንቦት ኣብ ንኡስ ዞባታት ዓዲ-ቐይሕን ሰንዓፈን ኣብ ዝገበሮ ሰሚናር ገሊጹ። ዕዙዝ...

ጸሮናን እምኒ-ሓይሊን፡ ንጥፈታት ዕቃበ ማይን ሓመድን ተሰላሲሉ

ኣብ 16 ምምሕዳራት ከባቢ – ንኡስ ዞባ ጸሮናን 5 ምምሕዳራት ከባቢ ንኡስ ዞባ እምኒ-ሓይሊን፡ ማይን ሓመድን ናይ ምዕቃብ ኣድማዒ ንጥፈታት ተሰላሲሉ። እቲ ኣብ ንኡስ ዞባ ጸሮና ካብ ወርሒ ለካቲት ዝተዓመ ዕዮ፡ ምምድማድ መሬት ሕርሻን ምስራሕ ዛላታትን...

Login

Categories