Author - Staff

ዓንሰባ – መደብ ከባቢያዊ ጥዕና ይድፈኣሉ

ኣብ ዞባ ዓንሰባ፡ 190 ዓድታት ኮም ዝሰረቱ መደባት ከባቢያዊ ጥዕና ኣተኣታትየን። ኣባላት ኣሃዱ ከባብያዊ ጥዕና ናይ’ቲ ዞባ ኣብ ዝሃብዎ ሓበሬታ፡ እቲ መደብ፡ መቐጸልታ ናይቲ ተመሓላለፍቲ ሕማማት ንምግታእ ዝሰላሰል ዘሎ ወፍሪ ምዃኑ ብምጥቃስ፡ ነበርቲ ንዘርእይዎ...

ፋርማስቲካዊ ማሕበር ኤርትራ ኣገልግሎት ጥዕና ንምምዕባል ይሰርሕ

ፋርማስቲካዊ ማሕበር ኤርትራ፡ እዋናውን ሓድሽን መድሃኒት-ጠቀስ ሓበሬታ ኣብ ግዜኡ ናብ ዝምልከቶ ኣካል ብምትሕልላፍን ምስ ካልኦት ጽላታት ናይ’ቲ ዓውዲ ብምትሕብባርን፡ ደረጃ ኣገልግሎት ጥዕና ሃገርና ክብ ንምባል እጃሙ የበርክት ከምዘሎ ገሊጹ። ኣቦ-መንበር ማሕበር...

ሓበሬታ ብዛዕባ ምርኣይ ወርሒ ሮሞዳን

ምጅማር ወርሒ ሮሞዳን እተበስር ሂላል፡ ሰሉስ 15 ግንቦት ምሸት ክትሰርቕ ትጽቢት ይግበር። ስለ’ዚ፡ ኣብ’ዚ ዝተጠቕሰ ዕለት ኩሎም ኣመንቲ ነዚ ንምርግጋጽ ትኲራት ኰይኖም ክከታተሉ፡ ምውጻኣ ዘረጋገጸ ድማ፡ ናብ ዝቐረበ ጨንፈር ቤት-ጽሕፈት ኢፍታእ ወይ መጅልስ ኣውቓፍ...

ከርከበት – ትምህርታዊ ንጥፈታት ኣተባባዒ ውጽኢት ሂቡ

ኣብዚ ዓመት’ዚ ብምውህሃድ ጨንፈር ሚኒስትሪ ትምህርቲን እዚ ምዕራብ – ሰሜን ዶባትን፡ ኣብ ኣርባዕተ ምምሕዳራት ከባቢ ንኡስ ዞባ ከርከበት ዝተጀመረ ስሩዕ ትምህርታዊ ንጥፈታት፡ ኣተባባዒ ውጽኢት ከምእተረኽቦ፡ ብ5 ግንቦት ኣብ ኣግማይት ኣብ ዝተኻየደ መዛዘሚ...

ንጥንታዊ ኢደ-ጽሑፋትን ብራናታትን ዝምልከት ዓውደ-ዘተ ተቓኒዑ

ማእከል ምርምርን ስነዳን ህግደፍ፡ ጥንታዊ ኢደ-ጽሑፋትን ብራናታትን ኣብ ምዕቃብ ዘሎ ንቕሓት ንምብራኽን፡ ን17 ዓመታት ዝተኻየደ ንጥፈታት ንምግምጋምን፡ ብ10 ግንቦት ኣብ ኣስመራ ዓውደ-ዘተ ወዲቡ። ጸሓፊ ህዝባዊ ግንባር ንደሞክራስን ፍትሕን ኣቶ ኣልኣሚን መሓመድ...

ኣብ ን/ዞ ሓጋዝ፡ ኣብ ገስጋስ ትምህርቲ ተዘትዩ

ኣብ ንኡስ ዞባ ሓጋዝ፡ ኣብ ገስጋስ ማሕበራዊ ኣገልግሎታት ብሓፈሻ – ኣብ ትምህርቲ ድማ ብፍላይ ዝዘተየ ርክብ ተኻዪዱ። ዋና ዳይረክተር ክፍሊ ማሕበራዊ ኣገልግሎት ዞባ ዓንሰባ ኣቶ ተስፋጼን ግርማይ፡ መንግስቲ ብዝገበሮ ገዚፍ ወፍሪ፡ ሎሚ ተመሃሮ ርሑቕ ከይከዱ...

Login

Categories