To access this post, you must purchase Subscribe to ERi-TV & Radio Live Streaming.
Author - Staff
ካብ 11 ግንቦት ጀሚሩ ንሰለስተ መዓልታት ዝቐጸለ ስፖርታውን ባህላውን ቅነ ኣብያተ-ትምህርቲ ዞባ ደቡብ፡ ተመሃሮ ጐድኒ-ጐድኒ ኣካዳሚያዊ ትምህርቶም፡ ዝንባለታቶም ኣብ ምልላይን ዓቕሚታቶም ኣብ ምብርባርን ዓቢ ኣስተዋጽኦ ከምዝገበረ ተገሊጹ። ሓላፊ ጨንፈር ሚኒስትሪ...
መበል 27 ዓመት በዓል ናጽነት፡ ኣብ ደማም – ስዑዲ ዓረብ፡ ካይሮ – ግብጺ፡ ጅቡቲን ደቡብ ሱዳንን፡ “ራኢ ብዕዮ” ብዝብል ቴማ ብልዑል ሱታፌ ህዝቢ ብድምቀት ይጽምበል ከምዘሎ፡ ከካብ ቦታኡ ዝበጽሓና ሓበሬታ ኣረዲኡ። ብመሰረት’ቲ ሓበሬታ፡ ኣብ...
መራሕቲ ንግስነት ስዑዲ-ዓረብ፡ ሪፓብሊክ ኮርያ፡ ሪፓብሊክ ኦስትርያ፡ ሓባራዊ ሃብቲ ኣውስትራልያ፡ ህንዲ፡ ንግስነት ሞሮኮ፡ ሊባኖስን መክሲኮን፡ ብምኽንያት ጽምብል መበል 27 ዓመት ናጽነት፡ ናብ ህዝብን መንግስትን ኤርትራ ናይ ዮሃና መልእኽቲታት ሰዲዶም። ንጉስ ስዑዲ...
ብኣጋጣሚ ዝኽሪ መበል 27 ዓመት በዓል ናጽነት፡ ኣባላት ማሕበር ምትሕግጋዝ ክፍለ-ሰራዊት 52 ነበር ኣብ’ቲ ዛዛሚ ኲናት ዝተኻየደሉ ግንባር ደቀምሓረ – ኣብ ውሽጢ ቀጽሪ መቓብር ሓርበኛታት ደቀምሓረ ዝተኸልዎ “ስዉኣትና ንዘለኣለም ኣብ ልብና እዩ ሰፈሮም”...
ዝኽሪ መበል 27 ዓመት ናጽነት፡ “ራእይ ብዕዮ” ብዝብል ቴማ ብልዑል ማዕርግ ንምጽምባል ክካየድ ዝጸንሐ ምድላዋት ከምእተጻፈፈ፡ ኮሚሽነር ባህልን ስፖርትን ኣምባሳደር ዘመደ ተኽለ ሓቢሩ። ኣምባሳደር ዘመደ፡ እቶም ካብ 18 ክሳብ 24 ግንቦት፡ ኣብ ኣዳራሻት ሲነማታት፡...
ኣብ ሰለስተ ምምሕዳራት ከባቢ ከተማ ከረን፡ ካብ 8 ክሳብ 10 ግንቦት ምርጫ ደያኑ ኮማዊ ኣብያተ-ፍርዲ ተኻዪዱ። ሓላፊት ምክትታል ኮማዊ ኣብያተ- ፍርዲ ዞባ ዓንሰባ ወይዘሮ ሓሊማ ሳልሕ፡ እቲ ምርጫ ነቶም ኣብ ስራሕ ዝጸንሑ ንምትካእ ምዃኑ ድሕሪ ምሕባር፡ ደያኑ...
ኣብ ወጻኢ ዝነብሩን ብማሕበራዊ መራኸቢታት ዝፍለጡን ኤርትራውያን፡ ኣብ ዑና-ዋጦት – ንኡስ ዞባ ጸሮና ንእትነብር 4 ስንኩላን ደቂ ዘለዉዋ ስድራ ኣቶ ሳልሕ ኣሕመድ ዑመር፡ ኣስታት 172 ሽሕ ናቕፋ ሓገዝ ኣበርኪቶም። እቶም ብኤርትራዊ ሓልዮት ተደሪኾም ነቲ...
ኣብ ዝተፈላለየ ከባቢታት ንኡስ ዞባ ሃበሮ፡ ጽበት ክፍልታት ትምህርቲ፡ ጸገም ዝስተ ማይን መጓዓዝያን ንምፍታሕ – ብልዑል ኮማዊ ተሳትፎ፡ ህንጻውን ትሕተ-ቅርጻውን መደባት ይሰላሰል ኣሎ። ብመሰረት’ቲ ዝወጸ ውጥን፡ ኣብ መዝረት፡ ሃበሮ ጻዕዳ፡ ኣፍዓዩን፡...
ሃገራዊ መዓልቲ ምግራብ – 15 ግንቦት፡ “ሓምላይ መሬት – ውሑስ ህይወት” ብዝብል ቴማ፡ ንመበል 12 ግዜኣ ተዘኪራ። ኣብ’ዚ ላዕለዎት ሰበ-ስልጣን መንግስትን ግንባርን ከምኡ’ውን ዕዱማት ኣጋይሽ ዝተሳተፍዎ መደብ፡ ሚኒስተር ሕርሻ ኣቶ ኣረፋይነ...