መራሕቲ ህዝባዊት ሪፓብሊክ ቻይና፡ ሪፓብሊክ ኣልጀርያ፡ ሪፓብሊክ ክሮኤሽያን ሽወደንን፡ ብምኽንያት ጽምብል መበል 27 ዓመት ናጽነት፡ ናብ ህዝብን መንግስትን ኤርትራ ናይ ዮሃና መልእኽትታት ሰዲዶም። ፕረዚደንት ህዝባዊት ሪፓብሊክ ቻይና – ሺ ጂን ፒንግ፡...
Author - Staff
ዑረት ንምክልኻል፡ ጠንቂ ዑረት ዝኾኑ ሕማማት ንምፍዋስ ብዝካየድ ዘሎ ጻዕሪ፡ ምስ ጉጅለ ሓካይም ዓይኒ ኣልበሳር ብምትሕብባር፡ ኣብ ሆስፒታል ከረን 410 ዜጋታት መብጣሕቲ ሓበላ ተገይሩሎም። ሜዲካል ዳይረክተር ሆስፒታል ከረን ዶክተር ያፌት ሃይለሚካኤል፡ እቲ ምስ ጉጅለ...
ፕሮጀክት ሕርሻ ከርከበት፡ ጐድኒ- ጐድኒ’ቲ ዘሰላስሎ ዘሎ ኣብ ልምዓት መስኖ ዘተኰረ ስርሓት፡ ኣብ ምግራብ እውን ልዑል ጠመተ ሂቡ ይነጥፍ ከምዘሎ፡ ኣካያዲ ስራሕ ናይ’ቲ ፕሮጀክት ኣቶ ታደሰ ፍስሃየ ሓቢሩ። እቲ ብናይ ቀረባን ርሑቕን መደባት ክለምዕ ተወጢኑ ዘሎ ሰፊሕ...
ኣብ ዞባታት ደቡባዊ ቀይሕ ባሕሪን ዓንሰባን፡ መደባት ጽምብል ናጽነት ብልዑል ህዝባዊ ተሳትፎን ዋንነትን፡ ብደረጃ ምምሕዳራት ከባብን ንኡሳን ዞባታትን ክጽምበል ከምዝጀመረ፡ ወከልቲ ኤሪና ሓቢሮም። ብ14 ግንቦት ዝጀመረን ክሳብ 26 ግንቦት ዝቕጽልን ጽምብል ናጽነት ኣብ...
ብምክንያት በዓል ናጽነት ንኣስታት ሰለስተ ኣዋርሕ ክካየድ ዝጸንሐ ውድድር ሙዚቃን ትልሂትን፡ ብ18 ግንቦት ኣብ ሜዳ ባሕቲ መስከረም ኣብ ዝተኻየደ ስነ- ስርዓት ተዛዚሙ። ኣብ’ዚ ሰለስተ መድረኻት ዘጠቓለለ ውድድር፡ ብሓፈሻ 15 ናይ ሙዚቃ፡ 7 ድማ ናይ ትልሂት...
ERi-TV, #Eritrea: Shingrwa/ሸንግርዋ Part XXVI (26) (ከተማ ደቂ ኣምሓረ) – May 19, 2018
ERi-TV, Eritrea – Shingrwa/ሸንግርዋ Part XXVI (26) (ከተማ ደቂ ኣምሓረ) – May 19, 2018.
ኣብ ንኡስ ዞባ ሽዕብ – ምምሕዳራት ከባቢ ቲሉክ፡ መንሸብ፡ ገድገድን ወቒሮን ብክራማት ባሕሪን ውሕጅ ከበሳን ኣብ ዝለምዐ ዘራእቲ መሸላ ዝተራእየ ሳጋሚ ባርኖስ ቀውዒ ንምጥፋእ ብዝተወስደ ስጒምቲ፡ ኣብ 490 ሄክታር ዝነበረ መሸላ ተማሕዩ ከምእተቓጸለ፡ ወኪል...
ብምኽንያት ጽምብል መበል 27 ዓመት ናጽነት፡ ብሃማደኤ ዝተወደበ ምርኢት ቅብኣ፡ ቅርጻ- ቅርጺ፡ ከምኡ’ውን ምህዞን ሰንዓን፡ ትማሊ 18 ግንቦት ኣብ ኣዳራሽ ማእከላይ ቤት-ጽሕፈት ናይ’ቲ ማሕበር፡ ብጸሓፊ ህዝባዊ ግንባር ንደሞክራስን ፍትሕን ኣቶ ኣልኣሚን መሓመድ-ስዒድ...
ጨንፈር ሚኒስትሪ ትምህርቲ ዞባ ሰሜናዊ ቀይሕ ባሕሪ፡ ብሰንኪ ዝተፈላለየ ማሕበረ-ቊጠባዊ ጸገማት ካብ መኣዲ ትምህርቲ ዝተኣልዩ መንእሰያት ሞያ ቀሲሞም መነባብሮኦም ንኽመርሑ ብዘውጸኦ መደብ፡ ንሰለስተ ኣዋርሕ ብዝተፈላለየ ሞያታት ዘሰልጠኖም 82 መንእሰያት ኣመሪቑ። እቲ...
ፕረዚደንት ሪፓብሊክ ቱርኪ – ረሲፕ ጠይብ ኤርዶጋንን ፕረዚደንት ሪፓብሊክ ማላዊ – ፕሮፌሰር ፒተር ሙታሪካን፡ ብምኽንያት ጽምብል መበል 27 ዓመት ናጽነት ኤርትራ ናይ ዮሃና መልእኽቲ ሰዲዶም። እቶም መራሕቲ፡ ብስሞምን ብስም ህዝብታቶምን ንህዝብን...