መራሕቲ ኮሚሽን ሕብረት ኣፍሪቃን ሪፓብሊክ ደቡብ ኣፍሪቃን፡ ብምኽንያት ጽምብል መበል 27 ዓመት ናጽነት፡ ናብ ህዝብን መንግስትን ኤርትራ ናይ ዮሃና መልእኽትታት ሰዲዶም። ኣቦ-መንበር ኮሚሽን ሕብረት ኣፍሪቃ ሙሳ ፋኪ መሃማትን ፕረዚደንት ሪፓብሊክ ደቡብ ኣፍሪቃ ማታሜላ...
Author - Staff
ህዝቢ ኤርትራ፡ ነታ ሕልሚ ወለዶታት ዘግሃደት 24 ግንቦት – ዕለተ ናጽነቱ፡ ሕብራዊ ርሽት ብምትኳስ፡ መብጽዓኡ ንዝበረኸ ዕዮ እናሓደሰ፡ ብባህታን ተድላን ተቐቢልዋ። ኣብ ከተማ ኣስመራ፡ ብቕድሚ ትማሊ 23 ግንቦት – ልክዕ ፍርቂ ለይቲ ምስ ኣኸለ፡...
ወግዓዊ ጽምብል መበል 27 ዓመት ናጽነት፡ “ራእይ ብዕዮ” ብዝብል ቴማ ኣብ ስታድዩም ኣስመራ ኣብ ዝተኣንገደ ስነ- ስርዓት፡ ብልዑል ድምቀት ተኻዪዱ። ኮሚሽነር ስፖርትን ባህልን ኣምባሳደር ዘመደ ተኽለ ብስም ሃገራዊ ኣወሃሃዲ ሽማግለ በዓላት ኣብ ዘስመዖ ቃል፡ ጽምብል...
ብምኽንያት ጽምብል መበል 27 ዓመት ናጽነት፡ “ደጀን ህዝባዊ ግንባር” ንዝብል ቴማ ማእከል ዝገበረ፡ ብ13 ንኡሳን ዞባታት ማእከል ዝተዳለወ ካርኒቫል፡ ብ22 ግንቦት ምሸት ኣብ ኣስመራ ንምርኢት ቀሪቡ። እቲ ኣብ እዋን ሓርነታዊ ቃልሲ ኣብ ደጀን ንዝነጥፋ ዝነበራ 11...
ዝኽሪ መበል 27 ዓመት ናይ’ታ ርእሰ ሃገራዊ በዓላትና ዝኾነት ናጽነት፡ ብደረጃ ዞባ ዓንሰባ ብ23 ግንቦት ብዓቢ ድምቀት ተጸምቢሉ። ኣብ ስታድዩም ከተማ ከረን ኣብ ዝተኻየደ ስነ-ስርዓት፡ ኣመሓዳሪ ዞባ ዓንሰባ ኣቶ ዓሊ ማሕሙድ፡ ካብ ጽባሕ ሓርነት፡ ንርሑቕ ገጠራት...
መበል 27 ዓመት በዓል ናጽነት፡ ብደረጃ ዞባ ደቡባዊ ቀይሕ ባሕሪ፡ “ራእይ ብዕዮ” ኣብ ትሕቲ ዝብል ቴማ ኣብ ከተማ ዓሰብ ኣብ ዝተኻየደ ስነ-ስርዓት፡ ትማሊ 23 ግንቦት ብምዕሩግ ኣገባብ ተጸምቢሉ። ኣብ’ቲ ኣዛዚ ሓይሊ ባሕሪ ኤርትራን ምብራቓዊ ግንባርን ሜጀር ጀነራል...
ብምኽንያት መበል 27 ዓመት ናጽነት ኤርትራ፡ መራሕቲ ኩባ፡ ስዊዘርላንድ፡ ፈረንሳ፡ ዓባይ ብሪጣንያ፡ የመን፡ ሊብያን ናይጀርያን፡ ናይ ዮሃና መልእኽትታት ሰዲዶም። ፕረዚደንት ሪፓብሊክ ኩባ ሚጉዌል ድያዝ-ካነል፡ ፕረዚደንት ፈደረሽን ስዊስ ኣልያን በርሰት፡ ፕረዚደንት...
ገዲም ተጋዳላይ ሌተና ኮሎኔል ንጉሰ ገብረመድህን፡ ብ20 ግንቦት ኣብ መበል 61 ዓመት ዕድሚኡ ብሕማም ተሰዊኡ። ኣብ መጀመርያ 1975 ናብ መሳርዕ ህዝባዊ ሓይልታት ሓርነት ኤርትራ ዝተሰለፈ ሌተና ኮሎኔል ንጉሰ ገብረመድህን፡ ኣብ ሓርነታዊ ቃልሲ ኣብ ኣሃዱ ከቢድ ብረት...
ኣብ ዞባ ጋሽ-ባርካ፡ መበል 27 ዓመት በዓል ናጽነት ብደረጃ ዞባ – 20 ግንቦት ኣብ ከተማ ባረንቱ ብክብ ዝበለ ስነ-ስርዓት ተጸምቢሉ። ኣብ’ቲ ላዕለዎት ሰበ-ስልጣን መንግስቲ፡ ዕዱማት ኣጋይሽን ብርክት ዝበለ ህዝብን ዝተረኽቡሉ ጽምብል፡ ኣመሓዳሪ ዞባ ጋሽ...
ኣብ ኒው-ኦርሊንስን ኮሎምቦስን – ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ፡ ፓሪስ – ፈረንሳ፡ ከምኡ’ውን ኣብ ዱባይን ሰሜን ኢማራትን ዝነብሩ ኤርትራውያን፡ መበል 27 ዓመት በዓል ናጽነት፡ “ራእይ ብዕዮ” ብዝብል ቴማ ብድምቀት ጸምቢሎም። ተቐማጦ ኮሎምቦስ...