ነበርቲ ምምሕዳር ከባቢ ጀምሂለ – ንኡስ ዞባ ዳህላክ፡ ተሃኒጹሎም ዘሎ መሰረታዊ ትካላት ማሕበራዊ ኣገልግሎት፡ ኣብ መነባብሮኦም ለውጢ ከምዘምጽአ ብምሕባር፡ ንምምዕባሉ ካብኦም ዝሕተት ከማልኡ ዘለዎም ቅሩብነት ኣረጋጊጾም። ኣገልግሎታት ጥዕና፡ ትምህርትን...
Author - Staff
ጨንፈር ሚኒስትሪ ትምህርቲ ዞባ ጋሽ-ባርካ፡ ንኽልተ ኣዋርሕ ብምሕደራ፡ ኣመራርሓን ምስኡ ዝኸይድ ሞያታትን ከሰልጥኖም ዝጸንሐ 107 መንእስያት ሰራሕተኛታት መንግስቲ፡ ብ30 ግንቦት ተመሪቖም። ኣብ’ቲ ጨንፈር ሓላፊ ኣሃዱ ምርምርን ምምዕባል ዓቕሚ-ሰብን ኣቶ ሓይልኣብ...
ነበርቲ መዝረት – ንኡስ ዞባ ሃበሮ፡ ብምጥርናፎም ተረባሕቲ ማሕበራዊ ኣገልግሎታት – ብሕልፊ ኣብ ማይን ትምህርቲን ክኾኑ ምብቅዖም ገሊጾም። “ረብሓ ምጥርናፍ፡ ምስ ተጠርነፍና’ዩ ተረዲኡና” ዝበሉ’ቶም ወሃብቲ ርእይቶ፡ ኣብ 1999 ኣብ መዝረት ካብ...
ዋና ጸሓፊ ሕቡራት ሃገራት ኣንቶንዮ ጉተሬዝ፡ ብምኽንያት ጽምብል መበል 27 ዓመት ናጽነት፡ ናብ ህዝብን መንግስትን ኤርትራ ናይ ዮሃና መልእኽቲ ሰዲዱ። ሚስተር ጉተሬዝ ኣብ መልእኽቱ፡ “ኣብ’ዚ ዕለተ ናጽነትኩም ተኽብሩሉ ዘለኹም ግዜ፡ ኣድማዒ ውድብ ሕቡራት ሃገራት...
ጨናፍር ሃገራዊ ማሕበር ደቂ- ኣንስትዮ ኤርትራ ኣብ ስዊዘርላንድን ጀርመንን፡ ውዳበታቶም ዘደንፍዕ መደባት ከምዘሰላሰሉ፡ ካብ’ቲ ቦታ ዝበጽሓና ሓበሬታ ገሊጹ። ብመሰረት’ቲ ሓበሬታ፡ ሃማደኤ ጨንፈር ስዊዘርላንድ፡ “እርከና ደቂ- ኣንስትዮ መቕድም ምዕሩይነት” ብዝብል...
መንእሰያት፡ ባህላውን ስፖርታውን ብቕዓቶም ንኽሕይል፡ ደገፍን ምትብባዕን ሕብረተ-ሰብ ከይፍለዮም፡ ብ28 ግንቦት ኣብ ዝተኻየደ መዛዘሚ ቅነ ኣብያተ-ትምህርቲ ንኡስ ዞባ ሰረጀቓ መዘኻኸሪ ቀሪቡ። ኣብ’ቲ 18 ናይ መባእታ፡ 5 ናይ ማእከላይ፡ 3 ናይ ካልኣይ ደረጃ...
መራሕቲ ማውሪታንያ፡ ሞንጎልያ፡ ሰርቢያን ላክሰምበርግን፡ ብምኽንያት ጽምብል መበል 27 ዓመት ናጽነት፡ ናብ ህዝብን መንግስትን ኤርትራ ናይ ዮሃና መልእኽቲ ሰዲዶም። ፕረዚደንት ሪፓብሊክ ማውሪታንያ መሓመድ ውልድ ዓብደልዓዚዝ፡ ፕረዚደንት ሞንጎልያ ካልትማጊን ባቱልጋ፡...
ብ24 ግንቦት ኣብ መበል 79 ዓመት ዕድመኣ ኣብ ሆላንድ ናይ ዝዓረፈት ገዲም ድምጻዊትን ከራሪትን ጸሃይቱ በራኺ ስነ-ስርዓት ቀብሪ፡ ሎሚ 31 ግንቦት ፍርቂ መዓልቲ፡ ኣብ ኣስመራ – መካነ መቓብር እንዳማርያም ክፍጸም’ዩ። ጓል 16 ዓመት እንከላ ዝነበራ ጽምኢ...
መደበር ጥዕና ጋሕተላይ ብእትህቦ ኣገልግሎትን እተካይዶ ጐስጓሳትን፡ ኣብ ምክልኻል ተመሓላለፍቲ ሕማማት ዝምስገን ኣበርክቶ ትገብር ከምዘላ ተሓቢሩ። ሓላፊ’ታ መደበር ጥዕና ነርስ ዑቕባእንድርያስ ተስፋሚካኤል ንኤሪና ኣብ ዝሃቦ ሓበሬታ፡ ተርእዮ ሕማም ዓሶ ምስ ናይ...
ኣብ ዞባ ማእከል፡ ሞያዊ ስልጠናታት ክቐስሙ ዝጸንሑ 98 መንእሰያት – 56 ካብኦም ደቂ-ኣንስትዮ፡ ብ26 ግንቦት ኣብ መሰልጠኒ ማእከል መንእሰያት ዓዲ- ጓዕዳድ ተመሪቖም። እቲ ካብ ክልተ ክሳብ ኣርባዕተ ኣዋርሕ ዝወሰደ ስልጠና፡ ደረቕን ተንቀሳቓሲን ስእሊ፡...