ምስ ምስፋሕን ምምዕባልን ኣገልግሎት ጥዕና ኣብ ሃገርና፡ ኣገልግሎት ሕክምና ስኒ’ውን ብክኢላዊ ዓቕሚ-ሰብን መሳርሒታትን ጽቡቕ ገስጋስ የመዝግብ ከምዘሎ፡ ኣብ ሃገራዊ መወከሲ ሆስፒታል ኦሮታ ክኢላ ሕክምና ስኒ ዶክተር ወይኒ ኣበድ ገሊጻ። እቲ ኣገልግሎት ኣብ ኩለን...
Author - Staff
ኣብ ረብሓታት ምፍራይ ዓሳ ኣብ ጥዑም ማይ ዘተኰረ፡ ብጨንፈር ሚኒስትሪ ሃብቲ ባሕሪ ዝተወደበ ዓውደ-ዘተ፡ ብ31 ግንቦት ኣብ ከተማ ከረን ተኻዪዱ። ዋና ዳይረክተር ክፍሊ መሬትን ሕርሻን ዞባ ዓንሰባ ኣቶ ባህታ ቴድሮስ ኣብ ዘስመዖ መኽፈቲ ቃል፡ ዕላማ ናይ’ቲ ዓውደ...
ኣብ ንኡስ ዞባ ሰገነይቲ፡ ብሃማመተኤ ኣብ ዝተወደበ ናይ ልዕሊ ሰለስተ ኣዋርሕ ሞያዊ ስልጠና ዝተሳተፉ 58 መንእሰያት፡ ተመሪቖም። ኣብ’ቲ ስነ-ስርዓት፡ እቶም መንእሰያት መበገሲ ዝኾኖም ሞያ ቀሲሞም ስለዘለዉ፡ ብስራሕ ከማዕብልዎን ንከባቢኦም ኣርኣያ ለውጢ ክኾኑን...
ነበርቲ 15 ምምሕዳራት ከባቢ ንኡስ ዞባ መንደፈራ፡ ብክኢላታት ሕርሻ እናተመርሑ ውሁድ ንጥፈታት ምዕቃብ ማይን ሓመድን የካይዱ ኣለዉ። ሓላፊ ጨንፈር ሚኒስትሪ ሕርሻ ኣብ’ቲ ንኡስ ዞባ ኣቶ በረኸት ተኽለስላሰ፡ እቲ ካብ መፋርቕ ወርሒ ለካቲት ኣብ ሰሙን ክልተ መዓልቲ...
8ይ ሃገራዊ ፈስቲቫል መንእሰያት፡ “መንእሰይ፡ ጸዓት ዘላቒ ዕብየት” ብዝብል ቴማ፡ ካብ 13 ክሳብ 15 ሓምለ ኣብ ሳዋ ክካየድ ምዃኑ፡ ሃገራዊ ማሕበር መንእሰያትን ተመሃሮን ኤርትራ ሓቢሩ። እዚ ምስ መመረቕታ መበል 31 ዙርያ ሃገራዊ ኣገልግሎት ተወሃሂዱ ዝካየድ...
ERi-TV, Eritrea – ምክ እግል ልንሰሕ፡ እዴ ትርሰሕ (Tigre) – Broadcast June 2nd, 2018
ERi-TV, Eritrea – Law For Peace And Growth – Family Life And The Law, June 2, 2018
To access this post, you must purchase Subscribe to ERi-TV & Radio Live Streaming.
ኣብ ንኡስ ዞባ ሓጋዝ – ነበርቲ ምምሕዳር ከባቢ በጉ፡ ንሂወቶም ርግኣት ዝፈጥርን ዝልውጥን ማሕበራዊ ኣገልግሎታት ክዋደደሎም ብምሕታት፡ ኣብ’ቲ ዝካየድ ንጥፈታት ብዓቕሞም ክሳተፉ ዘለዎም ድሉውነት ኣረጋጊጾም። ንሳቶም ንኤሪና ኣብ ዝሃብዎ ሓበሬታ፡ መሰረታዊ...
ሃገራዊ ኮርፖረሽን መድሕን ኤርትራ፡ ትማሊ 2 ሰነ መበል 14 ስሩዕ ሓፈሻዊ ዓመታዊ ኣኼባን ካልኣይ ፍሉይ ኣኼባን ወነንቲ ብርኪ፡ ኣብ ሆቴል ኣስመራ ፓላስ ኣካይዱ። ኣቦ-መንበር ቦርድ ወነንቲ ብርኪ ሃገራዊ ኮርፖረሽን መድሕን ኤርትራ ኣቶ ግርማይ ገብረመስቀል ኣብ...
ምዕሩይነት ዝርግሐ ትምህርቲ ብምርግጋጽ፡ ዜጋታት ተጠቀምቲ መሰረታውን ኪኖኡ ዝኸይድን ኣገልግሎት ትምህርቲ ንክዀኑ ኣብ ዝግበር ዘሎ ጻዕሪ፡ ብቕዓት ስርዓተ -ትምህርቲ ዝያዳ ንምሕያል ብኣተኲሮ ይስራሕ ከምዘሎ ተገሊጹ። ኣብ ሚኒስትሪ ትምህርቲ ዳይረክተር መጽናዕትን...