ኣብ ንኡሳን ዞባታት መንደፈራን ሃይኮታን፡ ጥብ ዝበለት ማይ ኣብ ምዕቃብን ፍግረ-መሬት ኣብ ምክልኻልን ዘተኰረ – ኣብ ናይ ሕርሻ ቦታታትን ቀላጥ ከባቢታትን ማእቶታዊ ንጥፈታት ተሰላሲሉ። ኣብ ንኡስ ዞባ መንደፈራ፡ ኣስታት 500 ሰራሕተኛታት መንግስቲ ኣብ...
Author - Staff
ክፍሊ ቱሪዝም ዞባ ደቡብ፡ ኣብ ከተማ ደቀምሓረ ንኣስታት 70 ኣሳሰይቲ – ኣብ ምክልኻል ተመሓላለፍቲ ሕማማት ብሓፈሻ፡ HIV/ኤይድስ ድማ ብፍላይ ዘተኰረ ናይ ሓደ ሰሙን ስልጠና ወዲቡ። ነቲ ስልጠና ዝሃበት ሲስተር ኣልጋነሽ ተስፋይ ካብ ሆስፒታል ደቀምሓረ፡...
ቤት-ትምህርቲ ስነ-ኪነት ማይ-ሓባር፡ ብ9 ዓውድታት ከተምህሮም ዝጸንሐት 46 ደቂ-ኣንስትዮ ዝርከባኦም 179 ተመሃሮ፡ ትማሊ 12 ሰነ ብሰርቲፊኬት ኣመሪቓ። ተመረቕቲ፡ ን2 ዓመት ብኣውቶመካኒክ፡ ስነ-ህንጻ፡ ንድፊ፡ ኤለክትሪሲቲ፡ ድራውሊኮ፡ ሓፈሻዊ ስርሓት ሓጺን፡...
ገዲም ተጋዳላይ ዮውሃንስ ተኽለ ተኽለየሱስ፡ ብ10 ሰነ 2018 ብሕማም ኣብ መበል 62 ዓመት ዕድመኡ ተሰዊኡ። ኣብ 1974 ናብ መሳርዕ ህዝባዊ ሓይልታት ሓርነት ኤርትራ ዝተጸንበረ ገዲም ተጋዳላይ ዮውሃንስ ተኽለ፡ ክሳብ ዕለተ ናጽነት ኣብ ኢደ- ስራሓትን ኣሃዱታት...
ነበርቲ ምምሕዳር ከባቢ ደርቡሸት – ንኡስ ዞባ ዳህላክ፡ ኣገልግሎት ጥዕና ኣብ መነባብሮኦም ብሓፈሻ ኣብ ጥዕና ደቂ-ኣንስትዮ ድማ ብፍላይ መስተርሆት ከምዝፈጠረ ገሊጾም። መንግስቲ ማሕበራዊ ፍትሒ ንምንጋስ ክሳብ ኣብ’ቲ ምሕዱግ ከባቢታት ከይተረፈ መሰረታዊ...
ኣብ ንኡስ ዞባ ሃበሮ፡ ዘይምጥርናፍ ዓድታት ጠንቂ ራሕቂ ካብ ትካላት ጥዕና ኮይኑ ብምህላዉ፡ ምጥርናፍ ዓድታት ክድፋኣሉ፡ ሓላፊ ማእከል ጥዕና ሃበሮ ነርስ ይርጋኣለም ተስፋኣለም ኣገንዚቡ። ቅርጺ መሬት ናይ’ቲ ንኡስ ዞባን ዘይምጥርናፍን ኣብ ዝርጋሐን ኣቕርቦትን ትካላት...
ኣብ ንኡስ ዞባ ዓዲ-ቐይሕ፡ ንብልጫን ኣጠቓቕማን ባህርያዊ ድዂዒ ከምኡ’ውን ኣበርክቶኡ ኣብ ምስሳን እቶታዊነት ብዝምልከት – ንኣብነታውያን ሓረስቶት ብግብሪ ዝተሰነየ ስልጠና ተዋሂቡ። እቲ ትምህርቲ፡ ባህርያዊ ድዂዒ ንምድላው ኣብ ዘድሊ ቀረባትን ኣገባብ...
ማሕበር ቤተ-መጻሕፍትን ሓበሬታን ኤርትራ፡ ብ9 ሰነ ኣብ ኣስመራ 4ይ ጉባኤኡ ኣቃኒዑ። ኣብ ሚኒስትሪ ትምህርቲ ዋና ዳይረክተር ክፍሊ ሓፈሻዊ ትምህርቲ፡ ኣቶ ሙሳ ሑሴን ናይብ ኣብ ዘስመዖ ናይ መኽፈቲ ቃል፡ እቲ ማሕበር – ኣብ ምንዳፍ ፖሊሲን መምርሕን ኣብያተ...
ቤት-ትምህርቲ ሕርሻን ቴክኒክን ሓጋዝ፡ ብኣርባዕተ ዓውድታት ንኽልተ ዓመት ዘምሃረቶም 128 ተመሃሮ ብ7 ሰነ ብሰርቲፊኬት ኣመሪቓ። 65 ደቂኣንስትዮ ዝርከባኦም ተመረቕቲ፡ 22 ብኣግሮ-መካኒክ፡ 37 ብስነ-እንስሳ፡ 37 ብስነ-ኣትክልቲ፡ 32 ድማ ብስነ-ምዕቃብ ሓመድን...
ኣብ ዞባ ዓንሰባ፡ ሳጋሚ ባርኖስ ቀውዒ ንምቊጽጻር፡ ሚኒስትሪ ሕርሻ ምስ መሻርኽቱ ኣካላትን ሓረስቶትን ተወሃሂዱ ዘካይዶ ዘሎ ስራሕ፡ እወታዊ ውጽኢት ይርከቦ ከምዘሎ ተገሊጹ። ኣብ ጨንፈር ሚኒስትሪ ሕርሻ ሓላፊ ሓለዋ ጥዕና ብቚሊ ኣቶ ዜናዊ ዕቝባኣብ ንኤሪና ኣብ ዝሃቦ...