Author - Staff

ሃማደኤ ዞባ ጋሽ-ባርካ ዓቕሚታት ደቂ-ኣንስትዮ ንምዕባይ ይሰርሕ

ሃማደኤ ጨንፈር ዞባ ጋሽ-ባርካ፡ ኣወዳድባኡ ክሳብ ዓድታት ከምዝወርድ ብምግባር፡ ሃሳዪ ልምድታት ኣብ ምቅላስን ዓቕሚታት ደቂ-ኣንስትዮ ክብ ኣብ ምባልን ኣበርቲዑ ይሰርሕ ከምዘሎ ገሊጹ። ብ12 ሰነ ኣብ ከተማ ባረንቱ ኣብ ዝተኻየደ ገምጋም፡ ኣብ ምሕያል ውዳበታትን...

ኤርትራውያን ኣብ ወጻኢ መደባት ህዝባዊ ዲፕሎማሲ ኣሰላሲሎም

ኣብ ጀርመን፡ ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካን ኣውስትራልያን ዝነብሩ ዜጋታት፡ ዝተፈላለየ መደባት ህዝባዊ ዲፕሎማሲ ኣሰላሲሎም። ሃገራዊ ሽማግለ ጀርመን፡ ናይ 2 ዓመት ንጥፈታቱ ንምግምጋም ብ9 ሰነ ኣብ ከተማ ፍራንክፈርት ኣብ ዘቃነዖ ኣኼባ፡ ንንጥፈታቱ ዝድርዕ ውሳነታትን...

ሓበሬታ ብዛዕባ ዒድ ኣልፈጥር

ምጅማር ወርሒ ሸዋል እተበስር ሂላል፡ ሎሚ ሓሙስ 14 ሰነ 2018 ምሸት ክትሰርቕ ትጽቢት ይግበር። ስለ’ዚ ኩሎም ኣመንቲ ምስልምና ኣብ’ዚ ዝተጠቕሰ ምሸት ትኲራት ኰይኖም ክከታተሉ፡ ዝሰረቐት ሂላል ዝረኣየ ድማ ንዝቐረበ ጨንፈር ቤት-ጽሕፈት ኢፍታእ ወይ ድማ መጅልስ...

ኣብ ገማግም ባሕሪ ሕርጊጎ ምግራብ ተኽሊ ሾራ ብሰፊሑ ይካየድ ኣሎ

ነበርቲ ምምሕዳር ከባቢ ሕርጊጎ – ንኡስ ዞባ ባጽዕ፡ ኣብ ምዕቃብ ስነ-ሂወታዊ ብዙሕነት ኣገዳሲ ተራ ከምዘለዎ ዝግለጽ ተኽሊ ሾራ – ማለት ማንግሮቭ፡ ኣብ ገማግም ባሕሪ ናይ ምግራብ ንጥፈታት የካይዱ ኣለዉ። እቶም ነበርቲ፡ ነዚ ብምትሕብባር ሚኒስትሪ...

ሞጎሎ – ምርጫ ኣመሓደርቲ ከባቢ ተኻዪዱ

ኣብ ንኡስ ዞባ ሞጎሎ፡ ኣብ 6 ምምሕዳራት ከባቢ ምርጫ ኣመሓደርቲ፡ ኣካየድቲ ስራሕን ኣነባበርቲ ዓድን ተኻዪዱ። ዕላማ’ቲ ምርጫ፡ ነቶም ኣብ ስራሕ ዝጸንሑ ብምትካእ፡ ህዝቢ ዝሓሸ ምምሕዳራዊ ኣገልግሎት ዝረኽበሉ ባይታ ንምጥጣሕ ከምዝኾነ ዝሓበረ ኣመሓዳሪ’ቲ ንኡስ ዞባ...

ሚኒስትሪ ጥዕና፡ ኣብ ምክልኻል ዘይተመሓላለፍቲ ሕማማት ዓውደ-ዘተ ወዲቡ

ሚኒስትሪ ጥዕና፡ ኣፍልጦ መሻርኽቱ ኣብ ነባራት ዘይተመሓላለፍቲ ሕማማት ብምብራኽ፡ ንምክልኻሎም ውሁድ ጻዕሪ ንምክያድ ዝዓለመ ዓውደ-ዘተ፡ ብ12ን 13ን ሰነ ኣብ ኣዳራሽ ሃገራዊ መወከሲ ሆስፒታል ኦሮታ ኣካዪዱ። ሚኒስትሪ ጥዕና፡ ኣፍልጦ መሻርኽቱ ኣብ ነባራት...

ሓበሬታ ብዛዕባ ዒድ ኣልፈጥር

ምጅማር ወርሒ ሸዋል እተበስር ሂላል፡ ጽባሕ ሓሙስ 14 ሰነ 2018 ምሸት ክትሰርቕ ትጽቢት ይግበር። ስለ’ዚ ኩሎም ኣመንቲ ምስልምና ኣብ’ዚ ዝተጠቕሰ ምሸት ትኲራት ኰይኖም ክከታተሉ፡ ዝሰረቐት ሂላል ዝረኣየ ድማ ንዝቐረበ ጨንፈር ቤት-ጽሕፈት ኢፍታእ ወይ ድማ መጅልስ...

ነበርቲ ሆሚብ፡ ካብ ዓዶም ናብ ርብዳ ዝኣቱ ጽርግያ ጸጊኖም

ነበርቲ ምምሕዳር ከባቢ ሆሚብ – ንኡስ ዞባ ፎርቶ-ሳዋ፡ ካብ ዓዶም ናብ ምምሕዳር ከባቢ ርብዳ ዝኣቱ ጽርግያ ብወፈራ ጸጊኖም። እቲ ስራሕ፡ ካብን ናብን ሆሚብን ርብዳን ንዝጸንሖም ናይ መጓዓዝያ ጸገም ዘቃልል ምዃኑ ዝሓበሩ ወፋሮ፡ ተመሳሳሊ ዕዮ ንምክያድ...

Login

Categories