Author - Staff

ሰማእታት ኤርትራ ንምዝካር ጸሎተ-ፍትሓትን ዱዓን ተኻዪዱ

ኣብ ምምጻእ ናጽነትን ምውሓስ ልኡላውነትን በጃ ንዝሓለፉ ጀጋኑ ሰማእታት ንምዝካር፡ ትማሊ 19 ሰነ ኣብ ከተማ ኣስመራ – ደብረ-ሳህለ ቤተክርስትያን ቅዱስ ሚካኤል – ጸሎተ ፍትሓት፡ ኣብ መስጊድ ኻልድ ቢን ወሊድ ከኣ ደርስን ዱዓን ተኻዪዱ። ኣብ...

ድባርዋ – ንቕሓት መንእሰያት ዘበርኽ ሰሚናር ተወዲቡ

ኣብ ድባርዋ፡ ልዕሊ 200 መንእሰያት ሰራሕተኛታት መንግስቲ ዝተሳተፍዎ፡ ኣብ ምብራኽ ንቕሓት ኣብ እዋናዊ ጉዳያትን ኣብ ተራ መንእሰያትን ዘተኰረ ኣስተምህሮ፡ ብ8 ሰነ ተዋሂቡ። ኣብ ምምሕዳር ዞባ ደቡብ ዋና ዳይረክተር ክፍሊ ባህልን ስፖርትን ኣቶ ኣብርሃም ዮውሃንስ፡...

ኣብ ን/ዞ/ሰገነይቲ፡ ምሩጽ ዘርኢ ድንሽ ጽቡቕ እቶት ሂቡ

ኣብ ንኡስ ዞባ ሰገነይቲ፡ ብመገዲ ኣብነታውያን ሓረስቶት ዝተፈተነ ካብ ወጻኢ ዝመጸ ምሩጽ ዘርኢ ድንሽ – ጽቡቕ እቶት ከምእተረኽቦ ተገሊጹ። ብመሰረት ሓበሬታ ክኢላ ልምዓት ኣትክልትን ፍረታትን ኣብ’ቲ ንኡስ ዞባ ኣቶ ተስፋሚካኤል ዮውሃንስ፡ እቲ ዝተዘርግሐ...

ሰንዓፈ – መንእሰያት ሓመድን ማይን ኣብ ምዕቃብ ይነጥፉ

ኣብ ከተማ ሰንዓፈ፡ መንእሰያት ሰራሕተኛታትን ተመሃሮን፡ ኣብ ንጥፈታት ምዕቃብ ሓመድን ማይን ኣድማዒ ተሳትፎ ይገብሩ ከምዘለዉ ተሓቢሩ። ሓላፊ ሃብቲ ገረብን እንስሳ ዘገዳምን ኣብ ንኡስ ዞባ ሰንዓፈ ኣቶ ግርማይ ስዮም፡ ቅርጺ መሬት’ቲ ንኡስ ዞባ ንልዑል መጠን ብኽነት...

ዒድ ኣልፈጥር ኣልሙባረክ ብክብ ዝበለ ድምቀት ተኸቢሩ

ዒድ ኣልፈጥር ኣልሙባረክ፡ ትማሊ15 ሰነ ኣብ መላእ ሃገር ብክብ ዝበለ ድምቀት ተኸቢሩ። ኣብ ከተማ ኣስመራ – ሜዳ ባሕቲ መስከረም ኣብ ዝተኻየደ፡ ላዕለዎት ሰበ-ስልጣን መንግስትን ግንባርን፡ ኣብ ኤርትራ ዝመደበሮም ዲፕሎማሰኛታት፡ ከምኡ’ውን ብኣሽሓት ዝቚጸሩ...

ሓበሬታ

ምጅማር ወርሒ ሸዋል እተበስር ሂላል ትማሊ ምሸት ስለዝሰረቐት፡ ዒድ ኣልፈጥር ሎሚ ዓርቢ 15 ሰነ ከምዝውዕል፡ ቤ/ጽ ኢፍታእን እስላማዊ ጉዳያትን ሓቢሩ ኣሎ።
በዚ ምኽንያት፡ ሎሚ ዓርብን ጽባሕ ቀዳምን ህዝባዊ በዓል ምዃኑ ንሕብር።
ርሑስ ዒድ ኣልፈጥር

ኣህጉራዊ መዓልቲ ወለንታውያን ለገስቲ ደም ብዝተፈላለየ ንጥፈታት ተዘኪራ

ኣህጉራዊ መዓልቲ ወለንታውያን ለገስቲ ደም – 14 ሰነ፡ “ልግሲ ደም፡ ናይ ምትሕግጋዝ ተግባር’ዩ” ብዝብል ቴማ፡ ብደረጃ ሃገር ንመበል 15 ግዜኣ ብዝተፈላለየ ንጥፈታት ተዘኪራ። ከም ኣካል ናይ’ቲ መደብ፡ ብማሕበር ወለንታውያን ለገስቲ ደም ዝተወደበ፡ ንቕሓት...

Login

Categories