ኣብ ከተማ ድባርዋ፡ ንተመሃሮን መንእሰያት ሰራሕተኛታት መንግስትን፡ ኣብ ልግሲ ደም ብሓፈሻ፡ ወለንታዊ ልግሲ ደምን ረብሓኡን ድማ ብፍላይ ዘተኰረ ኣስተምህሮ፡ ብ18 ሰነ ተዋሂቡ። ኣብ’ቲ ኣስተምህሮ፡ ንዓይነታት ደም፡ ብሰንኪ ጥንስን ሕርስን ዘጋጥም መድመይቲን...
Author - Staff
ኣብ ዞባ ማእከል፡ ካብ ወርሒ ጥሪ 2017 ክሳብ ወርሒ ግንቦት ናይ’ዚ ዓመት’ዚ፡ ልዕሊ 99 ሚልዮን ናቕፋ ደበስ ንስድራ ስውኣት ከምዝኸፈለ፡ ጨንፈር ሚኒስትሪ ዕዮን ሰብኣዊ ድሕነትን ገሊጹ። ኣብ’ቲ ጨንፈር ሓላፊ ኣሃዱ ማሕበራዊ ድሕነት ኣቶ ስዩም ዑቕባሚካኤል፡...
ማሕበር ድሕነት ትራፊክ ጽርግያ ኤርትራ፡ “ድሕነት ትራፊክ ጽርግያ፡ ሓላፍነት ኩሉ ዜጋ’ዩ” ኣብ ትሕቲ ዝብል ቴማ፡ ትማሊ ቀዳም 23 ሰነ፡ ኣብ ኣዳራሽ ሃገራዊ ቤት-ምኽሪ ንግዲ፡ ሳልሳይ ሓፈሻዊ ጉባኤኡ ኣቃኒዑ። ኣብ’ቲ ሚኒስተራት ዝርከብዎም ላዕለዎት ሰበ-ስልጣን...
Please avoid sources illegally streaming/posting ERi-TV content on Facebook, Youtube, and websites. To subscribe to ERi-TV & DimTsi Hafash live streaming visit To...
ኣባል ማእከል ህዝባዊ ኣገልግሎት ቴክኒክ ዞባ ዓንሰባ ገዲም ተጋዳላይ መጀር ተኽለ ፍስሃየ፡ ኣብ መበል 64 ዓመት ዕድመኡ ብ21 ሰነ ብሕማም ተሰዊኡ። ኣብ ወርሒ ሓምለ 1974 ናብ መሳርዕ ተጋድሎ ሓርነት ኤርትራ ዝተሰለፈ፡ ኣብ 1983 ድማ ምስ ተጋድሎ ሓርነት ኤርትራ...
ኣብ ውሽጥን ወጻኢን ዝነብሩ ዜጋታት፡ ንመሰሰኒ ማዕከን ሕድሪ ሰማእታትን መናበዪ ስድራ ስዉኣትን ዝውዕል ኣስታት 35 ሽሕ ዶላር፡ 335 ዩሮን 53 ሽሕ ናቕፋን ኣበርኪቶም። ብመሰረት ካብ ሚኒስትሪ ዕዮን ሰብኣዊ ድሕነትን ዝበጽሓና ሓበሬታ፡ ኣብ ዱባይን ሰሜን ኢማራትን...
ዋና ጸሓፊ ሕቡራት ሃገራት ኣንቶንዮ ጉተረስ፡ ከምኡ’ውን ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ፡ ኤውሮጳዊ ሕብረት፡ ኣፍሪቃዊ ሕብረትን ኣፍሪቃዊ ሃገራዊ ባይቶ ደቡብ ኣፍሪቃን ብመራሕቲ ሃገራት ኤርትራን ኢትዮጵያን ተወሲዱ ዘሎ ኣዎንታዊ ናይ ሰላም ስጉምቲ ብምድጋፍ መግለጺታት...
ኣብ ዞባ ዓንሰባ፡ ንመሬት ጤሳን ምጥርናፍ ዓድታትን ኣብ ግምት ዘእተወ ምዕዳል መሬት ጤሳ ይስራሓሉ ከምዘሎ፡ ሓላፊ ጨንፈር መሬት ኣብ ዞባ ዓንሰባ ኣቶ ጐይትኦም ወልደኣብዝጊ ገሊጹ። ኣቶ ጐይትኦም፡ ድሕሪ 1998 ኣብ ከተማታትን ሓውሲ ከተማታትን ምዕዳል መሬት ደው ኢሉ...
ህዝቢ ንኡስ ዞባ ተሰነይ፡ ኣብ 2007 ብዘበገሶ ስድራ ስዉኣት ናይ ምጥያስ መደብ፡ ኣብ ዝሓለፈ 10 ዓመታት ብልዕሊ 8 ሚልዮን ናቕፋ 673 ስድራ ስዉኣት ብገንዘብን ዓይነትን ከምዘጣየሰ፡ ኣካያዲ ስራሕ’ቲ ንኡስ ዞባ ኣቶ ተስፋዝጊ ዑቕባዝጊ ሓቢሩ። እዚ –...
መዓልቲ ሰማእታት ኤርትራ – 20 ሰነ፡ ብደረጃ ዞባታት ንዕዙዝነት’ታ ዕለት ብዝገልጽ ዝተፈላለየ መሰናድኦታት ተዘኪራ። ብደረጃ ዞባ ጋሽ-ባርካ ኣብ ከተማ ባረንቱ ኣብ ዝተኻየደ ስነ-ስርዓት፡ ብ19 ሰነ – ብኣሽሓት ዝቚጸሩ ነበርቲ ኣብ ቀንዲ ጐደናታት...