Author - Staff

“ሓደጋታት ተሽከርከርቲ ንምውጋድ፡ ሓያል ስራሕ ይጽበየና ኣሎ” ፖሊስ ኤርትራ

ሓደጋታት ተሽከርከርቲን ሳዕቤናቱን ንምውጋድ፡ ኣብ ተጠቃምነት ጽርግያ ዘሎ ንቕሓት ንምዕባይ ገና ሓያል ስራሕ ይጽበየና ከምዘሎ፡ ፖሊስ ኤርትራ ኣብ 3ይ ጉባኤ ማሕበር ድሕነት ትራፊክ ጽርግያ ኣብ ዘቕረቦ ጸብጻብ ኣገንዚቡ። ብመሰረት’ቲ ጸብጻብ፡ ኣብ ሃገርና ካብ 2013...

ዓንሰባ – ዓቕሚ-ሰብ ሞያ ጥዕና ንምምዕባል ስልጠና ተወዲቡ

ኣብ ዞባ ዓንሰባ፡ ዓቕሚ ሰብ-ሞያ ጥዕና ክብ ብምባል ጥዕና ነበርቲ ንምርግጋጽ ዝሕግዝ ናይ ሓደ ሰሙን ስልጠና ኣብ ከተማታት ከረንን ሓጋዝን ተኻዪዱ። ኣብ’ቲ 78 ሰብ ሞያ ዝተሳተፍዎ መደብ፡ ዝውጠኑ መደባትን ዘጋጥሙ ብድሆታትን፡ ከምኡ’ውን ብልጫታትን ድኻማትን...

ላዕለዋይ ልኡኽ ኤርትራ ኣዲስ-ኣበባ ኣትዩ

ብሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ኣቶ ዑስማን ሳልሕን ኣማኻሪ ፕረዚደንት ኣቶ የማነ ገብረኣብን ዝቘመ ላዕለዋይ ልኡኽ ኤርትራ፡ ትማሊ ሰሉስ 26 ሰነ ኣብ ሰዓታት ድሕሪ-ቐትሪ ኣዲስ-ኣበባ ኣትዩ። ላዕለዋይ ልኡኽ ኤርትራ ኣህጉራዊ መዓርፎ ነፈርቲ ቦሌ ኣብ ዝበጽሓሉ፡ ቀዳማይ...

ኣብ ናቕፋን ማእከልን ህዝባዊ ማእቶት ይካየድ ኣሎ

ኣብ ንኡስ ዞባ ናቕፋ – ነበርቲ ምምሕዳር ከባቢ በያን፡ ማሬት፡ ባቕላ፡ እንድላልን ላባን፡ ናብ ዓድታቶም ዘእቱ 135 ኪሎ-ሜተር ናይ ሓመድ ጽርግያ ብወፈራታት ይጽግኑ ኣለዉ። እቲ ሓምሻይ ወርሑ ኣቚጺሩ ዘሎ ስራሕ፡ ካብ ምምሕዳር ከባቢ በያን ተበጊሱ፡ ብከተማ...

ዓንሰባ – ሕማም ዓሶ ኣብ ደረጃ ምጥፋእ በጺሑ

ኣብ ዞባ ዓንሰባ፡ ንቕሓት ህዝቢ ኣብ ምክልኻል ጠንቂን ሳዕቤናትን ሕማም ዓሶ ብምብራኹ፡ ቀረብ መድሃኒትን መመርመሪ መሳርሒታትን ብምምልኡ፡ ከምኡ’ውን ናሙስያ ብሰፊሑ ብምዝርግሑ፡ እቲ ሕማም ኣብ’ዚ እዋን’ዚ ናብ ደረጃ ምጥፋእ ከምዝበጽሐ ተገሊጹ። ብምውህሃድ ዝተፈላለዩ...

ቤት-ትምህርቲ ስነ-ኪነት ዊና 151 ተመሃሮ ኣመሪቓ

ኣብ ናቕፋ እትርከብ ኣሕዳሪት ቤትትምህርቲ ስነ-ኪነት ዊና፡ ንኽልተ ዓመት ዘምሃረቶም 44 ደቂ-ኣንስትዮ ዝርከባኦም 151 ተመሃሮ፡ ብሰርትፊኬት ኣመሪቓ። ኣብ’ቲ ናይ መመረቕታ ሰነ-ስርዓት፡ ዳይረክተር’ታ ቤት-ትምህርቲ ኣቶ ቃልኣብ ዘርኡ፡ ተመረቕቲ – 20...

ዜጋታት፡ ማዕከን ሕድሪ ሰማእታት ንምስሳን ኣበርክቶኦም የዕዝዙ

ኣብ ዝተፈላለያ ሃገራት ዝነብሩ ዜጋታት፡ ብምኽንያት 20 ሰነ – መዓልቲ ሰማእታት ኤርትራ ኣብ ዘካየድዎ ናይ ዝኽሪ መደብ፡ “ምንባይ ስድራ ሰማእታት ንመንግስቲ ጥራይ ዝግደፍ ጾር ኣይኮነን” ብምባል፡ ገንዘባዊ ኣበርክቶ ገይሮም። ኤርትራውያን ነበርቲ ኩወይት፡...

ንጽጉማት ስድራ-ቤታት ዓይነታዊ ደገፍ ተገይሩ

ሚኒስትሪ ዕዮን ሰብኣዊ ድሕነትን፡ መነባብሮ ስንኩላን፡ ስድራ ስዉኣትን ጽጉማትን ንምምሕያሽ ብዘተግብሮ ዘሎ ናይ ምጥያስ መደባት፡ ኣብ ዝተፈላለያ ንኡሳን ዞባታት ካሮሳታት ዓዲሉ። እተን ካሮሳታት፡ ዛጊት ኣብ ፎርቶ-ሳዋ ን150፡ ኣብ ሓጋዝ ን90፡ ኣብ ሎጎ-ዓንሰባ...

Login

Categories