Author - Staff

ሻምብቆ – ንጥፈታት ትምህርቲ ተገምጊሙ

ኣብ ንኡስ ዞባ ሻምብቆ፡ ኩነታት ኣብያተ-ትምህርትን መስርሕ ምምሃርን ምስትምሃርን ዝግምግም፡ ኣመሓደርቲ ከባቢ፡ ርእሰ-መምህራንን ወከልቲ ትካላት መንግስቲን ዝተሳተፍዎ ርክብ ተኻዪዱ። ሓላፊ ቤት-ጽሕፈት ሚኒስትሪ ትምህርቲ ኣብ’ቲ ንኡስ ዞባ መምህር ተስፋሚካኤል ኣርኣያ...

ሰሚናር መንእሰያት ኣብ ባጽዕ

ጸሓፊ ህዝባዊ ግንባር ንደሞክራሲን ፍትሒን ኣብ ዞባ ሰሜናዊ ቀይሕ ባሕሪ ኣቶ ሃይለ ተወልደብርሃን፡ ንመእሰያት ሰራሕተኛታት ከተማ ባጽዕ፡ ኣብ ተራ መንእሰያት ኣብ መድረኻዊ ጉዳያት ዘተኰረ ሰሚናር ኣካዪዱ። ኣብቲ ብ27 ሰነ ዝተኻየደ ሰሚናር፡ ኣቶ ሃይለ፡ ንህልው...

ኣብ ወጻኢ ዝነብሩ ዜጋታት ዝተፈላለዩ መደባት የሰላስሉ

ኣብ እስራኤል፡ ኣውስትራልያን ሃገራት ስካንዲናቭያን ዝነብሩ ዜጋታት፡ ኣብ’ዚ ቅንያት’ዚ ኣብ ዘሰላሰልዎ መደባት ህዝባዊ ዲፕሎማሲ፡ መብጽዓኦም ንትግባረ ሕድሪ ሰማእታት ኣሐዲሶም። ተቐማጦ ኣውስትራልያን እስራኤልን ብምኽንያት 20 ሰነ በብወገኖም ኣብ ዘካየድዎ ዝኽሪ...

መንደፈራ – ኣብ ምክልኻል ተመሓላለፍቲ ሕማማት ኣስተምህሮ ተዋሂቡ

ኣብ ከተማ መንደፈራ፡ ብሚኒስትሪታት ቱሪዝምን ጥዕናን ዝተወደበ፡ ኣብ ምክልኻል ተመሓላለፍቲ ሕማማት ብሓፈሻ ብስጋዊ ርክብ ኣብ ዝመሓላለፉ ድማ ብፍላይ ዘተኰረ ኣስተምህሮ፡ ን120 ሰራሕተኛታት ወሃብቲ ኣገልግሎት ተዋሂቡ። ሓላፊ ምክልኻልን ምቊጽጻርን ኤች.ኣይ...

ዓንሰባ – ኣብ ምምዕባል ዓቕሚ ደቂ-ኣንስትዮ ዘተባብዕ ውጽኢት ተመዝጊቡ

ሃማደኤ ጨንፈር ዞባ ዓንሰባ፡ ዓቕሚታት ደቂ-ኣንስትዮ ንምምዕባል ዝተኻየደ ንጥፈታት ኣተባባዒ ውጽኢት ከምእተረኽቦ፡ ካብ 24 ክሳብ 25 ሰነ ኣብ ከተማ ከረን ኣብ ዘካየዶ ኣኼባ ገምጊሙ። እቲ ጨንፈር፡ ሞያዊ ዓቕሚ፡ ጥዕናዊ ኣፍልጦን ንቕሓትን፡ ከምኡ’ውን ቊጠባዊ...

እዚ ሓይሊ ባሕሪ፡ ን60 ኣባላቱ ሞያዊ ስልጠናታት ሂቡ

እዚ ሓይሊ ባሕሪ ኤርትራ፡ ካብ ዝተፈላለያ ኣሃዱታት ንዝተዋጽኡ 60 ኣባላቱ ዝወደቦ ናይ ሰለስተ ኣዋርሕ ሞያዊ ስልጠናታት ተዛዚሙ። እቲ ምስ መኰነን ሓበሬታን ጐስጓስን ሚኒስትሪ ምክልኻል ብምውህሃድ፡ ካብ 15 መጋቢት ክሳብ 16 ሰነ 2018 ዝተዋህበ ብክልሰ-ሓሳብን...

Login

Categories