ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ፡ ኣብ ሕቡራት ኢማራት ዓረብ ኣብ ዝገብሮ ዘሎ ናይ ስራሕ ዑደት፡ ትማሊ 3 ሓምለ ምስ ወራሲ ዓራት ኣቡዳቢ ሼኽ መሓመድ ቢን ዛይድ ኣልናህያን ተራኺቡ፡ ሰፊሕ ምይይጥ ኣካዪዱ። ኣብ’ቲ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስተርን ሚኒስተር ፕረዚደንታዊ...
Author - Staff
ERi-TV, Eritrea – Tigre News for July 3, 2018
ቤት-ምህርቲ ስነ-ኪነት ኣስመራ፡ ን2 ዓመታት ብዝተፈላለየ ዓውድታት ሞያ ዘምሃረቶም 80 ደቂ-ኣንስትዮ ዝርከባኦም 200 ተመሃሮ፡ ብ1 ሓምለ ብሰርቲፊኬት ኣመሪቓ። ተመረቕቲ፡ 30 ብዕረያ መኪና፡ 24 ብምህንድስና፡ 29 ብንድፊ፡ 29 ብኤለትሪክ፡ 25 ብኤለትሮኒክስ፡...
ህዝቢ ንኡስ ዞባ ማይ-ዓይኒ፡ መሰረታዊ ጽገና ኣብ ዝግበረሉ ዘሎ ናይ ሓመድ ጽርግያ ደቀምሓረ – ጸሮና፡ ወፈራ ኣካዪዶም። ኣብ’ቲ ዝሰላሰል ዘሎ ስራሕ፡ ኣስታት 600 ነበርቲ ምምሕዳራት ከባቢ ሓድሽ-ዓዲ፡ ማይ-ዓይኒን ገነሰባን፡ ኣብ ምስራሕ መእለዪ ወሕጅ፡...
ኮማዊ ኮሌጅ ትምህርቲ ኣስመራ – 93 ብዲፕሎማ፡ 272 ብሰርቲፊኬት፡ ብድምር 365 ሕጹያትን ደረጃኦም ዘመሓየሹ ነባራትን መማህራን፡ ብ30 ሰነ ኣመሪቑ። ኣመሓዳሪ’ቲ ኮለጅ ኣቶ በረኸት ዕቝባረቢ፡ ንተራ ትምህርትን ስልጠናን ኣብ ምምዕባል ሕብረተሰብ ብምጥቃስ፡...
ERi-TV, Eritrea – Arabic news for July 3, 2018
ERi-TV, Eritrea – Tigrinya News for July 3, 2018
ERi-TV, Eritrea – Tigre News for July 2, 2018
To access this post, you must purchase Subscribe to ERi-TV & Radio Live Streaming.
ERi-TV, Eritrea – ቴራብ: ኣኑር ሑመድ – ዲብ ማ/ወ/ሽ ወደረስ ኣቅሊም ዐንሰበ መሳኡል ስያስት ወተንዚም
To access this post, you must purchase Subscribe to ERi-TV & Radio Live Streaming.