ኣብ ንኡስ ዞባ ዓረዛ፡ ኣብ ውሽጥን ወጻኢን ዝነብሩ ዜጋታት ንስድራ-ስዉኣት ብመልክዕ ሓገዝ ዘበርከትዎ – ልዕሊ 37 ሽሕ ናቕፋ፡ ነንዝምልከተን ስድራ-ቤታት ተዋሂቡ። ብመሰረት ሓበሬታ ሓላፊ ሚኒስትሪ ዕዮን ሰብኣዊ ድሕነትን ኣብ’ቲ ንኡስ ዞባ፡ ኣቶ ዮውሃንስ...
Author - Staff
ኤርትራውያን ኣብ ወጻኢ፡ ክኢላዊ ዓቕሚ ኣብ ምምዕባል ኣበርክቶኦም ከዕዝዙ ዲን ኮሌጅ ስነ-ፍልጠትን ቴክኖሎጂን ባሕሪ ጸዊዑ
ክኢላዊ ዓቕሚ ብሓፈሻ፡ ጸጋታት ባሕርና ብዝግባእ ንምምዝማዝ ዘድሊ ዓቕሚ ንምምዕባል ድማ ብፍላይ ዝግበር ዘሎ ወፍሪ ንምዕዋት፡ ኣብ ወጻኢ ዝነብሩ ዜጋታት ብትምህርቶምን ተመኲሮኦምን ኣበርክቶኦም ከዕዝዙ፡ ጻውዒት ቀሪቡ። ዲን ኮሌጅ ስነ-ፍልጠትን ቴክኖሎጂን ባሕሪ ዶክተር...
ሃገራዊ ማሕበር ደቂ-ኣንስትዮ ኤርትራ፡ ኩሉ-መዳያዊ ዓቕሚታት ደቂ-ኣንስትዮ ንምሕያል ኣብ ውሽጢ ዝሓለፈ 6 ኣዋርሕ ዝተዓሙ ንጥፈታት ንምግምጋምን ሓደስቲ ሓሳባት ንምፍልፋልን ዝዓለመ ዓውደ-ዘተ ወዲቡ። ኣብ’ዚ ሓለፍቲ ክፍልታትን ጨናፍርን ዝተረኽባሉ ብ2ን 3ን ሓምለ...
ብቀዋሚ ወኪል ኤርትራ ኣብ ሕብረት ኣፍሪቃን ቊጠባዊ ኮሚሽን ኣፍሪቃን ኣምባሳደር ኣርኣያ ደስታ ዝተመርሐ ልኡኽ ኤርትራ፡ ብ1ን 2ን ሓምለ ኣብ ንዋክሾት – ርእሰ ከተማ ማውሪታንያ ኣብ ዝተኻየደ መበል 31 ስሩዕ ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪቃ ተሳቲፉ። ኣብ’ዚ...
ERi-TV, Eritrea – Tigrinya News for July 5, 2018
ERi-TV, Eritrea – Tigrinya News for July 4, 2018
ERi-TV, Eritrea – Arabic News for July 4, 2018
ዓመታዊ ፈስቲቫል ኤርትራውያን ነበርቲ ኢጣልያ፡ ካብ 30 ሰነ ክሳብ 1 ሓምለ ኣብ ከተማ ሚላኖ ብልዑል ማዕርግ ተኻዪዱ። ኣብ’ዚ ላዕለዋይ ልኡኽ መንግስቲ – ሚኒስተር ዞባዊ ምምሕዳር ኣቶ ወልደንኪኤል ኣብርሃ ዝኸፈቶ ፈስቲቫል፡ ካብ ዝተፈላለያ ከተማታት ኢጣልያ...
ኣብ ንኡስ ዞባ ዓዲ-ዃላ – ነበርቲ ዓዲ-ጸጓር፡ ብተበግሶኦም ንሰብን ጥሪትን እተገልግል ራህያ ሰሪሖም። እቶም ነበርቲ፡ ኣድማዕነት ናይ’ቲ ዓቕሚታቶም ኣወሃሂዶም ጸገማቶም ንምፍታሕ ዘሰላሰልዎ ንጥፈት ስለዝተገንዘቡ፡ ኣብ ትግባረ ዝውጠኑ መደባት ብዝለዓለ...
ዞባ ሰሜናዊ ቀይሕ ባሕሪ፡ ምስ ማእከል ትካላዊ ብቕዓት ኤርትራ ብምውህሃድ፡ ካብ 24 ክሳብ 29 ሰነ፡ ንሓለፍቲ ክፍልታትን ጨናፍር ሚኒስትሪታትን ኣብ ዝወደቦ ስልጠና፡ ንዘሎ ጸጋታት ኣብ ግምት ብምእታው፡ ካብ 2019 ክሳብ 2023 ዝዝርጋሕ ስተራተጅያዊ ውጥን ነዲፉ።...