Author - Staff

ዓንሰባ – ኣብ ቱሪዝማዊ ጸጋታት ኣስተምህሮ ተዋሂቡ

ኣብ ቱሪዝማዊ ጸጋታት ኣፍልጦ ዘዕቢን፡ ኣብ ምእንጋድ ዓማዊል ክግበር ኣብ ዝግብኦ ንጥፈታትን – ዘተኮረ – ካብ መላእ ዞባ ዓንሰባ ንዝመጽኡ ኣባላት ክፍሊ ቱሪዝምን ሓለፍቲ ወሃብቲ ኣገልግሎትን ኣስተምህሮ ተዋሂቡ። ብ7 ሕዳር ኣብ ከተማ ከረን ኣብ...

ቅነ መድሃኒታት ጸረ-ባክተርያ ብወግዒ ተበጊሱ

ብምትሕብባር ሚኒስትሪታት ጥዕናን ሕርሻን፡ “ጽባሕ ብዘይ ኣማራጺ ንኸይንተርፍ፡ መድሃኒታት ጸረ-ባክተርያ ብግቡእ ንጠቐመሎም” ብዝብል ቴማ – ኣብ መላእ ሃገር ዝካየድ ኣህጉራዊ ቅነ መድሃኒታት ጸረ-ባክተርያ፡ ትማሊ ብወግዒ ተበጊሱ። ኣብ’ዚ ካብ 12 ክሳብ 18...

ሚኒስተር ልኡል ንኣባላት 32 ዙርያ ሃ/ኣገልግሎት ሰሚናር ኣካዪዳ

ማሕበራዊ ድሕነት ዜጋታት ንምርግጋጽን ናይ ሽቕለት ዕድል ዝፈጥር ባይታ ንምጥጣሕን፡ ባህልን ክብርታትን ብዝግባእ ክውረሱን ካብ ወለዶ ናብ ወለዶ ክሰጋገሩን ከምዝግባእ፡ ሚኒስተር ዕዮን ማሕበራዊ ድሕነትን ወ/ሮ ልኡል ገብረኣብ ኣገንዚባ። ብ10 ሕዳር ንኣባላት መበል 32...

ሃማደኤ – ንቕሓት ኣባላቱ ንምብራኽ ንጥፈታቱ ከም ዘሐይል ኣረጋጊጹ

ሃገራዊ ማሕበር ደቂ-ኣንስትዮ ኤርትራ፡ ንቑሕ ተሳትፎን ኣበርክቶን ኣባላቱ ኣብ ሃገራዊ መደባት ክብ ንምባል ኣበርቲዑ ይሰርሕ ከምዘሎ፡ ፕረዚደንት ናይ’ቲ ማሕበር ብ9 ሕዳር ንሓለፍቲ ጨናፍር፡ ንኡስ ጨናፍር፡ ከምኡ’ውን ቦርድ ሚኒስትሪታትን ፈደረሽናትን ኣብ ዘካየደቶ...

Login

Categories