Author - Staff

መንደፈራ – ነበርቲ ዓዲ-ጉዕቦ ምድላዋቶም ንክረምቲ የጻፍፉ

ነበርቲ ዓዲ-ጉዕቦ – ንኡስ ዞባ መንደፈራ፡ ከም ኣካል ምድላዋቶም ንክራማት፡ ኣብ ምዕቃብ ማይን ሓመድን ምፍዋስ ማይኮዖታትን ዘተኰረ ወፈራታት የሰላስሉ ኣለዉ። ዝነበሮም ሕጽረት ማይ ንምፍታሕ ብልዕሊ ሓደ ሚልዮን ናቕፋ ንዝሃነጽዋ ዲጋ ካብ ድበት ምክልኻልን...

ፎርቶ-ሳዋ – ተጠቃምነት ህዝቢ ኣብ ትካላት ኣገልግሎት ተናኢዱ

ኣብ ዞባ ጋሽ-ባርካ – ንኡስ ዞባ ፎርቶ ሳዋ፡ ተጠቃምነት ህዝቢ ኣብ ትካላት ማሕበራዊ ኣገልግሎታት ተናኢዱ። ኣመሓዳሪ’ቲ ንኡስ ዞባ ኣቶ ኣቡበከር ማሕሙድ፡ በብከባቢኡ ዝተዋደዱ ትካላት ትምህርቲ፡ ጥዕና፡ ቀረብ ጽሩይ ዝስተ ማይ፡ ኣገልግሎት ኤለክትሪክን...

ሃገራዊ መልቀቒ ፈተና 2ይ ደረጃ ትማሊ ተጀሚሩ

ሃገራዊ መልቀቒ ፈተና 2ይ ደረጃ፡ ትማሊ 12 ሚያዝያ ኣብ መላእ ሃገር ተጀሚሩ። እዚ ክሳብ 17 ሚያዝያ ዝካየድን 12 ዓውደ-ትምህርቲ ዘጠቓልልን ሃገራዊ መርመራ፡ ኣብ 8 ነቑጣታት – ሳዋ፡ ኣስመራ፡ ዓሰብ፡ ዓላ፡ ደቀምሓረ፡ ሓጋዝ፡ ማይሓባርን ናቕፋን እዩ...

መግለጺ ቤ/ጽ ኢፍታእን እስላማዊ ጉዳያትን ኤርትራ ብምኽንያት ምጅማር ክቡር ወርሒ ረመዳን 1442 ሂ.(2021)

1. ሕማም ለበዳ ኮረና ንምክልኻል ዝምልከቶ ኣካል ዘውጽኦ መምርሒ ገና ቀጻሊ ስለዝኾነ – ምዕጻው መሳጊድን ጀዋምዕን ከምዘለዎ ጸኒዑ ክቕጽል’ዩ። እቲ ኩሉ ከኣሊ ልዑል ረቢ ነዚ ሕማም ቀንጢጡ ናብ መሳጊድና ብዝቐልጠፈ ይምለሰና። • ብቐጻሊ ዝሕተታ ጉዳያት 2...

Login

Categories