Author - Staff

ጋዜጣዊ መግለጺ እቲ ሕቶ “ምልዓል እገዳ” ዘይኮነ – ብቐደሙኸ ስለምንታይ እገዳ’ዩ?

ባይቶ ጸጥታ ሕቡራት ሃገራት፣ ትማሊ መዓልቲ፣ ነቲ ኣብ ታሕሳስ 2009 ከምኡ’ውን ኣብ ታሕሳስ 2011 ኣብ ልዕሊ ኤርትራ ዘስገደዶ ዘይፍትሓዊ ውሳነታት እገዳ ኣልዒልዎ ኣሎ። መንግስቲ ኤርትራ፡ ነዚ ንኣስታት 10 ዓመት ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ኤርትራ ዘይምኽኑይ ጉድኣት...

ኣብ ልዕሊ ኤርትራ ጸኒዑ ዝጸንሐ እገዳ ተላዒሉ

ባይቶ ጸጥታ ሕቡራት ሃገራት፡ ኣብ ወርሓት ታሕሳስ 2009ን 2011ን ብዓሎቝ ኣብ ልዕሊ ኤርትራ ዝተስገደደ ዘይፍትሓዊ ብይናት እገዳ ክለዓል፡ ትማሊ 14 ሕዳር ብምሉእ ድምጺ ወሲኑ። እቲ ተላዒሉ ዘሎ ውሳነታት እገዳ፡ ኣብ 2009 ዝሓለፈ ቊጽሪ 1907፡ ከምኡ’ውን ኣብ...

ኤርትራ፡ ውድድር ‘ዋንጫ ቅድድም ብሽክለታ ኣፍሪቃ’ ከተአንግድ’ያ

ኤርትራ፡ ብምውህሃድ ኮንፈደረሽን ቅድድም ብሽክለታ ኣፍሪቃ (CAC) ን ሃገራዊ ፈደረሽን ቅድድም ብሽክለታ ኤርትራን፡ ካብ 21 ክሳብ 25 ሕዳር ዝካየድ ‘ዋንጫ ቅድድም ብሽግለታ ኣፍሪቃ’ ከምእተአንግድ፡ ኮሚሽነር ባህልን ስፖርትን ኣምባሳደር ዘመደ ተኽለ ሓቢሩ።...

ሚኒስትሪ ሕርሻ፡ ብዝተፈላለየ ሞያ ዘሰልጠኖም ኣባላት ኣመሪቑ

ሚኒስትሪ ሕርሻ፡ ብዝተፈላለየ ሞያታት ከሰልጥኖም ዝጸንሐ 19 ደቂ-ኣንስትዮ ዝርከባኦም 80 ኣባላቱ፡ ብ10 ሕዳር ኣብ ኣስመራ ኣመሪቑ። እቲ – ምድላው ካርታን ምእካብ ሓበሬታን፡ ጸሓያዊ ጸዓት፡ ሕርሻዊ ምህንድስና፡ ሓፈሻዊ ሌላን መባእታዊ ጽገናን ኮምፕዩተር...

ጋሽ-ባርካ – ደቂ-ኣንስትዮ ርሑቕ ገጠራት ጐስጓሳት ክሕይል ሓቲተን

ኣብ ርሑቕ ገጠራት ዝነብራ ደቂኣንስትዮ፡ ንቕሓተን ኣበሪኸን ተሳተፍቲ ልምዓታዊ መደባት ዝኾናሉ ባይታ ንምፍጣር – ተራ ሕብረተ-ሰብ ክዓቢ፡ ኣደ-መንበር ሃማደኤ ዞባ ጋሽ-ባርካ ምስ ደቂ-ኣንስትዮ ንኡሳን ዞባታት ድገን ፎርቶ-ሳዋን ኣብ ዝገበረቶ ርክብ...

Login

Categories