ERi-TV, Eritrea – Arabic News for November 24, 2018
Author - Staff
ERi-TV, #Eritrea – Tigrinya News for November 24, 2018
ኣብ ዞባ ዓንሰባ፡ ኩሉ-መዳያዊ ንቕሓት ደቂ-ኣንስትዮ ንምብራኽ ብዝካየድ ዘሎ ጻዕሪ፡ ጭቡጥ ለውጥታት ይምዝገብ ከምዘሎ፡ ሃማደኤ ናይ’ቲ ዞባ ካብ 17 ክሳብ 18 ሕዳር ኣብ ከተማ ከረን ኣብ ዘካየዶ ገምጋማዊ ርክብ ተገሊጹ። ኣብ’ቲ ኣኼባ፡ ኣብ ምሕያል ንጥፈታት ውዳበ፡...
ኣብ ኣፍዓበት፡ ኣብ ኣገዳስነት ንቕሓትን ውዳበን መንእሰያትን ተራኦም ኣብ መደባት ልምዓትን ዝዘተየ ርክብ ተኻዪዱ። ጸሓፊ ህግደፍ ኣብ ዞባ ሰሜናዊ ቀይሕ ባሕሪ ኣቶ ሃይለ ተወልደብርሃን ምስ መንእሰያት ሰራሕተኛታት ኣብ ዝገበሮ ርክብ፡ ንቑሕ ውዳበ – ንውሑድ...
ሚኒስትሪ ፍትሒ፡ ኣብ ስርዓተ-ፍትሒን ንጥፈታት ኮማዊ ኣብያተ-ፍርዲን ዘተኮረ – ብ23 ሕዳር ኣብ ከተማ ባረንቱ ሰሚናር ኣካዪዱ። ሚኒስተር ፍትሒ ፎውዝያ ሃሽም፡ ብወከልቲ ህዝቢ ዝካየድ ስሉጥ ኣገልግሎት ፍትሒ ንምርግጋጽ ተባሂለን ዝተመስረታ ኮማዊ ኣብያተ...
ERi-TV, Eritrea – Arabic News for November 23, 2018
ኣብ ዞባ ዓንሰባ፡ ፈጠራውነትን ስነ-ጥበባዊ ተውህቦን ተመሃሮ ንምብራኽ፡ ከምኡ’ውን ጥዕናኦም ተሓልዩ ኣድማዕቲ ንክኾኑ ዝሕግዝ ባይታ ንምፍጣር ዝዘተየ ርክብ፡ ብ14ን 15ን ሕዳር ኣብ ከተማ ሓጋዝ ተኻዪዱ። ኣብ’ቲ ሓለፍቲ ትምህርቲ ኣብ ንኡሳን ዞባታት፡ ሓለፍቲ ባህልን...
ኣብ እስራኤል፡ ሪፓብሊክ ሱዳን፡ ቐጠር፡ ጀርመን፡ ፈረንሳ፡ ኢጣልያ፡ ዓባይብሪጣንያን ሪፓብሊክ ደቡብ ሱዳንን ዝነብሩ ኤርትራውያን፡ ዝተፈላለየ መደባት ኣሰላሲሎም። ብመሰረት’ዚ፡ ማሕበረ-ኮም ኤርትራውያን ነበርቲ እስራኤል፡ ብ16 ሕዳር ኣብ ዝወደቡዎ መደብ፡ መኸተ...
ዓመታዊ ፈስቲቫል ማሕበረ-ኮም ኤርትራውያን ነበርቲ ጅዳን ከባቢኣን፡ “ራእይ ብዕዮ” ብዝብል ቴማ፡ ብ21 ሕዳር ብሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ኣቶ ዑስማን ሳልሕ ብልዑል ማዕርግ ተኸፊቱ። ሚኒስተር ዑስማን፡ ብጠቕላሊ ቈንስል ሃገረ ኤርትራ ኣብ ጅዳ ኣቶ ዓብዱራሕማን ዑስማንን...
ERi-TV, #Eritrea – Tigrinya News for November 23, 2018