Author - Staff

ኣብ ቻይና ንዝተማህሩ ኤርትራውያን ዝጥርንፍ ማሕበር ተመስሪቱ

“ማሕበር – ኣብ ቻይና ናይ ላዕለዋይ ደረጃ ትምህርቲ ዝተኸታተሉ ኤርትራውያን”፡ ብ1 ታሕሳስ ኣብ ቀጽሪ ኤምባሲ ህዝባዊት ሪፓብሊክ ቻይና ኣብ ኤርትራ፡ ኣብ ዝተኻየደ ስነ-ስርዓት ተመስሪቱ። እዚ ኣብ ዝተፈላለየ እዋን ኣብ ቻይና ንዝተማህሩ ኤርትራውያን...

ኣህጉራዊ መዓልቲ ስንኩላን፡ ብስፖርታዊ ንጥፈታት ተዘኪራ

ኣህጉራዊ መዓልቲ ስንኩላን፡ ‘ሱታፌ ስንኩላን ኣብ ስፖርት ይሓይል’ ብዝብል ቴማ፡ ኣብ ኣስመራ ንስንኩላን ብዘሳተፈ ስፖርታዊ ውድድራት ተዘኪራ። ኣብቲ ብ1 ታሕሳስ ዝተኻየደ ስነስርዓት፡ ላዕለዎት ሰበ-ስልጣን መንግስቲን ግንባርን፡ ኣብ ኤርትራ ዝመደበሮም ዲፕሎማሰኛታት፡...

ማእከል – ኣብ ድሕነት ትራፊክ ዘተኰረ ኣስተምህሮ ተዋሂቡ

ፖሊስ ትራፊክ ዞባ ማእከል፡ ምስ ሃ.ማ.መ.ተ.ኤን ጨንፈር በዓል-መዚ መጐዓዝያ ምድሪ ዞባ ማእከልን ብምትሕብባር፡ ንመምርሒ ፍቓድ 2ይ ደረጃ ንዝመሃሩ ዘለዉ ኣስታት 400 መንእሰያት፡ ኣብ ድሕነት ትራፊክ ዘተኰረ ኣስተምህሮ ወዲቡ። ብ28 ሕዳር ኣብ ዝተኻየደ...

ኤርትራውያን ኣብ ወጻኢ፡ ዝተፈላለየ ንጥፈታት ኣሰላሲሎም

ኣብ ሪፓብሊክ ደቡብ ሱዳን፡ ሪፓብሊክ ደቡብ ኣፍሪቃን ካልኦት ሃገራት ዞባ ደቡባዊ ኣፍሪቃን፡ ከምኡ’ውን ኣብ ሎዛን – ስዊዘርላንድን ቦሎኛ – ኢጣልያን ዝነብሩ ኤርትራውያን፡ መደባት ህዝባዊ ዲፕሎማሲ ኣሰላሲሎም። ኣምባሳደር ኤርትራ ኣብ ሪፓብሊክ...

ክኢላታት ልምዓትን ቊጽጽርን ሃብቲ ገረብን እንስሳ ዘገዳምን ዑደት ኣካዪዶም

በዓል-ስልጣን ኣግራብን እንስሳ ዘገዳምን፡ ልዕሊ 100 ክኢላታት ልምዓትን ቊጽጽርን ሃብቲ ገረብን እንስሳ ዘገዳምን ዝተሳተፍዎ – ካብ 19 ክሳብ 24 ሕዳር ዑደት ወዲቡ። እቲ ዕላማ፡ ኣብ በበይኑ ከባቢታት ሃገርና ዝካየድ ዘሎ ንጥፈታት ምቊጽጻርን ልምዓትን...

Login

Categories