Author - Staff

ሓበሬታ ካብ ሚኒስትሪ ጥዕና

ትማሊ 16 ሚያዝያ ኣብ መወሸቢ ማእከላት ዞባታት ማእከልን ደቡብን ብዝተገብረ ናይ ላቦራቶሪ መርመራታት፡ 5 ዜጋታት ብኮሮና ቫይረስ ምልካፎም ተረጋጊጹ’ሎ። ንሳቶም፡ 4 ኣብ ኣስመራ፡ ሓደ ድማ ኣብ ዓዲ-ዃላ – ዞባ ደቡብ ተወሺቦም ዝጸንሑ’ዮም። እዚ ከም’ዚ’ሉ...

ሆስፒታል ናቕፋ፡ ኣብ ምውሓስ ጥዕና ኣደን ህጻንን ልዑል ኣበርክቶ ይገብር

ሆስፒታል ናቕፋ፡ ኣብ ምውሓስ ጥዕና ዜጋታት ብሓፈሻ፡ ጥዕና ኣዴታትን ህጻናትን ድማ ብፍላይ ልዑል ኣበርክቶ ይገብር ኣሎ። ሓላፊ ሆስፒታል ናቕፋ ኣቶ ምሕረትኣብ ኣስገዶም፡ ክትትል ቅድምን ድሕርን ሕርሲ፡ ኣገልግሎት ሕርሲ፡ ስሩዕ ኣገልግሎት ክታበትን ክትትል ጥዕና ትሕቲ...

ኣብ መወከሲ ሆስፒታል ዞባ ደቡብ ኦክሲጅን እተፍሪ ትካል ተዋዲዳ

ኣብ መወከሲ ሆስፒታል ዞባ ደቡብ፡ ጠለብ ኣብ ኣገልግሎት ሕክምና ዝውዕል ኦክሲጅን ንምምላእ ዝተዋደደት ትካል፡ ዘድሊ ፈተነታት ክግበረላ ድሕሪ ምጽናሕ፡ ስርሓ ብስሩዕ ጀሚራ። እታ ትካል፡ ጠለባት ኦክሲጅን ናይ’ተን ኣብ’ቲ ዞባ ዝርከባ ትካላት ጥዕና ኣብ ምምላእ...

ደ/ቀ/ባሕሪ – ተጠቃምነት ጽሩይ ማይ ኣብ ገጠራት 75 ሚእታዊት በጺሑ

ኣብ ዞባ ደቡባዊ ቀይሕ ባሕሪ፡ ቀረብ ጽሩይ ዝስተ ማይ ንምርግጋጽ ክካየድ ብዝጸንሐ ጻዕሪ፡ 75 ሚእታዊት ካብ ዓድታት ናይ’ቲ ዞባ ጽሩይ ማይ ክሰትያ ከምዝበቕዓ ተገሊጹ። ኣብ ምምሕዳር’ቲ ዞባ ዋና ዳይረክተር ክፍሊ ህንጻዊ ልምዓት ኣቶ ተስፋማርያም ዮውሃንስ፡ ቅድሚ...

ሓበሬታ ካብ ሚኒስትሪ ጥዕና

ትማሊ 12 ሚያዝያ ኣብ መወሸቢ ማእከላት ዞባታት ጋሽ-ባርካ፡ ደቡብን ማእከልን ብዝተገብረ ናይ ላቦራቶሪ መርመራታት፡ 19 ዜጋታት ብኮሮና ቫይረስ ምልካፎም ተረጋጊጹ። ካብ’ዚኦም፡ 14 ኣብ ዞባ ጋሽ-ባርካ – ማለት 13 ኣብ ኣዲባራ፡ ሓደ ድማ ኣብ ኣቑርደት...

Login

Categories