Author - Staff

ሰንዓፈ – ብዛዕባ ባልዕ ‘ቱታ’ ትምህርቲ ተዋሂቡ

ኣብ ንኡስ ዞባ ሰንዓፈ፡ ኣብ ምልማዕ ጀራዲን ንዝነጥፉ ሓረስቶት፡ ኣብ ምክልኻል ባልዓትን ሕማማትን ኮሚደረ ዘተኰረ ስልጠና ተዋሂቡ። እቲ ንልዕሊ 6 ኣዋርሕ ብግብሪ ተሰንዩ ዝተዋህበ ትምህርቲ፡ ሓረስቶት ባህሪያትን ኣገባባት ምክልኻልን ባልዓትን ሕማማትን ክፈልጡ ዝሕግዝ...

ኣብ ዞባ ማእከል፡ ኣብነታውያን ሓረስቶት ተተባቢዖም

ኣብ ዞባ ማእከል፡ ኣብ 2017 – ኣብ ምግራብ ዝተዓወቱ፡ ኣብ ሕርሻዊ ንጥፈታት ተራኦም ዝተጻወቱን፡ ኣብ ምትእትታው ሞጐጎ ኣድሓነት ኣበርክቶ ዝገበሩን ኣብነታውያን ሓረስቶት ተተባቢዖም። እቶም ብምትሕብባር ሚኒስትሪ ሕርሻን በዓልስልጣን ኣግራብን እንስሳ...

ተሰነይ – ህዝቢ ንሓርበኛታት ስንኩላን ዝሃነጾ ኣባይቲ ተመሪቑ

ሚኒስተር ዕዮን ማሕበራዊ ድሕነትን ወይዘሮ ልኡል ገብርኣብ፡ ህዝቢ ከተማ ተሰነይ ብልዕሊ 3.7 ሚልዮን ናቕፋ ንተኣለይቲ ሓርበኛታት ስንኩላን ኲናት ዝሃነጾ ኣባይቲ፡ ብ6 ታሕሳስ መሪቓ። ሚኒስተር ልኡል ኣብቲ ኣጋጣሚ ኣብ ዘስመዓቶ ቃል፡ ስንኩላን ኣብ ዞባታት ምስ...

ኣብ ሎጎ-ዓንሰባን ዓሰብን፡ ኣብ ሕጊ ዘተኰረ ኣስተምህሮ ተዋሂቡ

ኣብ ንኡሳን ዞባታት ሎጎ-ዓንሰባን ዓሰብን፡ ንህዝብን ተመሃሮን ኣብ ምክልኻል ገበናትን በደላትን ዘተኰረ ኣስተምህሮ ተዋሂቡ። ኣብ ንኡስ ዞባ ሎጎ-ዓንሰባ ኣብ 10 ምምሕዳራት ከባቢን ካልኣይ ደረጃ ቤት-ትምህርትን ካብ 5 ክሳብ 29 ሕዳር ኣብ ዝተኻየደ ርክብ ፖሊስን...

ባጽዕ – መማህራን ተወሳኺ ስልጠና ተዋሂቡዎም

ቤት-ጽሕፈት ሚኒስትሪ ትምህርቲ ንኡስ ዞባ ባጽዕ፡ ብ2 ታሕሳስ – ን51 ናይ ማእከላይ ደረጃ መማህራን፡ ኣብ ስርሖም ዝሕግዞም ስልጠና ወዲቡ። እቲ መደብ፡ ኣብ መስርሕ ምምሃርን ምስትምሃርን እኹል ፍልጠት ብምድላብ፡ ኣብ ብቕዓት ተመሃሮ ለውጢ ንምምጻእ፡...

ኤርትራውያን ኣብ ወጻኢ ዝተፈላለየ ንጥፈታት ኣካዪዶም

ሃገራውያን ውዳበታት ኣብ ጀርመንን ኩወይትን፡ ዝተፈላለየ ንጥፈታት ህዝባዊ ዲፕሎማሲ ኣሰላሲሎም። ሃገራዊ ሽማግለ ኣብ ጀርመን፡ ወከልቲ ልዕሊ 26 ሃገራዊ ሽማግለ ከተማታት ኣብ ዝተረኽቡሉ፡ ብ24 ሕዳር ኣብ ከተማ ፍራንክፈርት ጉባኤ ኣካዪዱ። ኣብ’ቲ “ሃገራዊ ሽማግለ፡...

Login

Categories