ኣብ ዞባ ማእከል፡ ‘ኳንቱም’ ብዝተባህለ ስርዓተ ጂኦግራፍያዊ ሓበሬታ ንሓደ ወርሒ ብክልሰ-ሓሳብን ግብሪን ዝሰልጠኑ 51 ደቂ-ኣንስትዮ ዝርከባኦም 130 ኣባላት ክፍሊ ሕርሻን መሬትን፡ ብ17 ታሕሳስ ተመሪቖም። ዋና ዳይረክተር ናይ’ቲ ክፍሊ ኣቶ ሃይለሚካኤል እዮብ፡ እቲ...
Author - Staff
ኣብ ንኡሳን ዞባታት ዓዲ-ቐይሕን ሰንዓፈን፡ ንኣገዳስነት ልግሲ ደም ብዝምልከት – ንሰራሕተኛታት መንግስቲ፡ ወከልቲ ህዝቢን መራሕቲ ሃይማኖትን ጐስጓሳት ተኻዪዱ። ኣቦ-መንበር ማሕበር ወለንታውያን ለገስቲ ደም ኣብ ዞባ ደቡብ፡ ኣቶ ኣብርሃም ዮሃንስ፡ ንጥፈታት...
ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ፡ ኣብ ሕቡራት ኢማራት ዓረብ ዘካየዶ ናይ ክልተ መዓልታት ናይ ስራሕ ምብጻሕ ዛዚሙ፡ ትማሊ 19 ታሕሳስ ኣብ ሰዓታት ፍርቂ መዓልቲ ተመሊሱ። ፕረዚደንት ኢሳይያስ፡ ብ17 ታሕሳስ ምስ ወራሲ ዓራትን ምክትል ላዕለዋይ ኣዛዚ ሰራዊት ምክልኻል...
ERi-TV, Eritrea – Arabic News for December 20, 2018
ERi-TV, Eritrea – Tigrinya News for December 20, 2018
ERi-TV, Eritrea – Tigre News for December 19, 2018
ሕብረተ-ሰብ፡ ካብ ድሑራትን ጐዳእትን ባህልታትን እምነታትን ሓራ ኮይኑ፡ ኣብ ምዕቃብ ክብርታቱ ኣሐይሉ ክሰርሕ፡ ኣዛዚ ፖሊስ ዞባ ዓንሰባ ኮሎኔል ልብሱ ተስፋሚካኤል ኣዘኻኺሩ። ኮለኔል ልብሱ፡ ብ7 ታሕሳስ ንተማሃሮ ማእከላይን ካልኣይን ደረጃ ቤት-ትምህርቲ ዑመር እዛዝ...
ፈጻሚ ቦርድ ሃገራዊ ማሕበር ደቂኣንስትዮ ኤርትራ፡ ደረጃ ደቂ-ኣንስትዮ ንምምዕባልን ምዕሩይ ዕድላት ንምርግጋጽን ዝተሰላሰሉ መደባት ብምግምጋም፡ ናይ መጻኢ መደባት ንምውጣን ዝዕላማኡ – ብ13ን 14ን ታሕሳስ ኣኼባ ኣቃኒዑ። ካብ ሽድሽቲአን ዞባታት ሃገርናን፡...
ERi-TV, Eritrea – Arabic News for December 19, 2018
ERi-TV, Eritrea – Tigrinya News for December 19, 2018