Author - Staff

ሚኒስትሪ ሕርሻ፡ ኣብ ቁጽጽር ሃብቲ ብቚሊ ኣተባባዒ ንጥፈታት ኣካዪዱ

ሚኒስትሪ ሕርሻ፡ ብመገዲ ክፍሊ ኣገልግሎት ሕጋጋትን ቁጽጽርን፡ ኣብ ዝሓለፈ ዓመታት ኣብ ቁጽጽር ሃብቲ ብቚሊ ኣተባባዒ ንጥፈታት ከምዘሰላሰለ ሓቢሩ። እቲ ክፍሊ ካብ 2003 ኣትሒዙ ኣብ ቁጽጽር ውሸባ ብቚሊ፡ ሕርሻዊ ከሚካላትን ብቕዓትን ድሕነትን ዘርኢን ሰፋሕቲ...

ቤት-ትምህርቲ ስነ-ኪነት ኣስመራ 5,453 ተመሃሮ ኣሰልጢና

ቤት-ትምህርቲ ስነ-ኪነት ኣስመራ፡ ብዝተፈላለየ ዓውዲታት ሞያ ዘምሃረቶም፡ ኣብ መላእ ሃገር ተመዲቦም ብዝሰልጠኑሉ ሞያታት ልዑል ኣበርክቶ ይገብሩ ከምዘለዉ፡ ርእሰ-መምህር ናይ’ታ ቤትትምህርቲ መምህር ምኡዝ ሃብተ ሓቢሩ። መምህር ምኡዝ፡ ብ4 ዓውደ-ሞያታት ዝጀመረት ቤት...

ሎጎ-ዓንሰባ – ነበርቲ ሕሩ-ኳዜን ራህያ ይሰርሑ ኣለዉ

ኣብ ንኡስ ዞባ ሎጎ-ዓንሰባ፡ ነበርቲ ሕሩ-ኳዜንን ከባቢኣን፡ ዝጸንሖም ሽግር ዝስተ ማይ ሰብን ጥሪትን ንምፍታሕ፡ ዓቕሚታቶም ኣወሃሂዶም ራህያ ይሰርሑ ኣለዉ። እቲ ብማሽነሪ ዝተደገፈ ስራሕ፡ ምንጪ ዝስተ ማይ ብምውሓስ ኣብ’ቲ ከባቢ ንዝጸንሐ ከቢድ ጸገምን ሳዕቤናቱን...

ሓበሬታ ካብ ሚኒስትሪ ጥዕና

ኣብ ዝሓለፈ ሳልስቲ ኣብ መወሸቢ ማእከላት ዞባታት ጋሽ-ባርካ፡ ደቡባዊ ቀይሕ ባሕሪ፡ ሰሜናዊ ቀይሕ ባሕሪ፡ ደቡብ፡ ማእከልን ዓንሰባን ብዝተገብረ ናይ ላቦራቶሪ መርመራታት፡ 46 ዜጋታት ብኮሮና ቫይረስ ምልካፎም ተረጋጊጹ። ካብዚኣቶም፡ 18 ኣብ ዞባ ጋሽ-ባርካ...

ተጋዳላይ ኣስመሮም ኣስፍሃ ተሰዊኡ

ኣባል ሚኒስትሪ ሕርሻ ገዲም ተጋዳላይ ኣስመሮም ኣስፍሃ ሰለሙን፡ ብ17 ሚያዝያ ኣብ መበል 75 ዓመት ዕድመኡ ብሕማም ተሰዊኡ። ኣብ ወርሒ ታሕሳስ 1975 ኣብ ህዝባዊ ሓይልታት ሓርነት ኤርትራ ዝተሰለፈ ተጋዳላይ ኣስመሮም ኣስፍሃ፡ ቅድሚ ናጽነት ኣብ ክፍሊ ሕርሻ፡ ክፍሊ...

Login

Categories