ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂን ኣቦመንበር ልዑላዊ ባይቶ ሱዳን ጀነራል ዓብደልፋታሕ ኣልቡርሃንን፡ ትማሊ ኣብ ሰዓታት ድሕሪ ቀትሪ፡ ኣብ ቤተ-መንግስቲ ኣልጀምሁርያ ኣብ ዝገበርዎ ርክብ፡ ኣብ ሓባራዊ ታሪኽን ክብርታትን ንዝተመርኰሰ ዝምድና ኤርትራን ሱዳንን ንምድልዳል...
Author - Staff
News in English for May 5, 2021 – ERi-TV, Eritrea
ትማሊ 4 ግንቦት ኣብ መወሸቢ ማእከላት ዞባታት ጋሽ-ባርካን ማእከልን ብዝተገብረ ናይ ላቦራቶሪ መርመራታት፡ 8 ዜጋታት ብኮሮና ቫይረስ ምልካፎም ተረጋጊጹ። ንሳቶም ድማ፡ 5 ኣብ ኦምሓጀር፡ ሓደ ኣብ ዓሊግድር – ዞባ ጋሽ-ባርካ፡ ክልተ ድማ ኣብ ኣስመራ ኣብ...
ኣብ ንኡስ ዞባ ሓጋዝ፡ ነበርቲ 6 ዓድታት ምምሕዳር ከባቢ ዓዲ-ፋካይ፡ እቶታውነት ሕርሻ ንምዕባይ ዝዕላማኡ ማእቶት የሰላስሉ ኣለዉ። ኣመሓዳሪ ምምሕዳር ከባቢ ዓዲ-ፋካይ ኣቶ እድሪስ ዓሊ እድሪስ፡ ኣብ ዝሓለፈ ዓመት ብሰንኪ ዋሕዲ ማይ ነበርቲ ርቡሕ ምህርቲ...
ቤት-ጽሕፈት ዕዮን ማሕበራዊ ድሕነትን ንኡስ-ዞባ ጎልጅ፡ ማሕበረ ቁጠባዊ ሽግራት ሕብረተ-ሰብ ንምቅላል ኣብ 16 ምምሕዳራት ከባቢ ናይ’ቲ ንኡስ ዞባ ን238 ጽጉማት ስድራ-ቤታት ኣጣይሱ። እቲ ምጥያስ ን230 ስድራ-ቤታት ብካሮሳታት፡ ን8 ስድራ-ቤታት ድማ ንነፍሲ...
News in English for May 4, 2021 – ERi-TV, Eritrea
News in Tigre for May 4, 2021 – ERi-TV, Eritrea
News in English for May 3, 2021 – ERi-TV, Eritrea
Tigrinya Evening News for May 3, 2021 – ERi-TV, Eritrea
News in Tigre for May 3, 2021 – ERi-TV, Eritrea