ፕረዚደንት ፈደረሽን ስዊስ (ስዊዘርላንድ) ጉይ ፓርመሊን፡ ንጉስ ሽወደን ካርል ጉስታፍ፡ ፕረዚደንት ሪፓብሊክ ቱርኪ ረሲፕ ጠይብ ኤርዶጋን፡ ከምኡ’ውን ፕረዚደንት ሪፓብሊክ ፈረንሳ ኤምናዌል ማክሮን፡ ብምኽንያት ጽምብል መበል 30 ዓመት ናጽነት፡ ናብ መንግስትን ህዝብን...
Author - Staff
Tigrinya Evening News for May 21, 2021 – ERi-TV, Eritrea
Midday News in Tigrinya for May 21, 2021 – ERi-TV, Eritrea
News in Tigre for May 20, 2021 – ERi-TV, Eritrea
ገዲም ሓርበኛ ዑስማን መሓመድ ኣደም (በዓል ገጽ)፡ ብዝሓደሮ ሕማም ኣብ ሆስፒታል ተሰነይ ሕክምናዊ ክንክን ክገብረሉ ድሕሪ ምጽናሕ፡ ኣብ መበል 78 ዓመት ዕድሚኡ ብ7 ግንቦት ተሰዊኡ። ሓርበኛ ዑስማን መሓመድ ኣደም፡ ኣብ 1965 ናብ መሳርዕ ተጋድሎ ሓርነት ኤርትራ...
ኣብ ንኡስ ዞባ ደቀምሓረ- ክፍሊ ሕግን ስርዓትን ምምሕዳር ከተማ፡ ኣብ 400 ትካላት ብዝተገብረ ቁጽጽር 30 ሽሕ ናቕፋ ዝትመን መዓልቱ ዘሕለፈ መግብን ናውቲ ጽሬትን ብምእካብ ኣቃጺሉ። ሓላፊ ሕግን ስርዓትን ንኡስ ዞባ ደቀምሓረ ኣቶ ክፍለ ሃይለ፡ ወነንቲ ትካላት...
ሚኒስትሪ ሕርሻ፡ ንጥፈታት ምርባሕ ደርሁ ኣብ ዞባ ደቡባዊ ቀይሕ ባሕሪ፡ ዘተባብዕ ውጽኢት ይርከቦ ከምዘሎ ሓቢሩ። ሓላፊ ጨንፈር ሃብቲ እንስሳ ኣብ ዞባ ደቡባዊ ቀይሕ ባሕሪ ኣቶ ሃብተማርያም ኣብርሃም፡ ኣብ’ቲ ዞባ ካብ መወዳእታ ወርሒ 2020 ጀሚሩ ንሰለስተ ዙርያ...
ሚኒስትሪ ጥዕና፡ ኣብ ትግባረ ኮም ዝሰረቱ ከባብያዊ ጽሬትን ምውጋድ ጐዳእቲ ልምድታትን – ሚኒስተራት፡ ኣመሓደርቲ ዞባታት፡ ሓለፍቲ ሃገራውያን ማሕበራትን ወከልቲ ሚኒስትሪ ጥዕና ዞባታትን ዝተሳተፍዎ ዓውደ-ዘተ ኣካይዱ። ኣብቲ ብ6ን 7ን ግንቦት ኣብ ኣዳራሽ ሃ...
ዓንበርበብ ሼር ካምፓኒ፡ ምስተን ዝውክለን ኩባንያታት ርክቡ ብምድልዳል ዕማማቱ ብዝለዓለ ንምፍጻም ብዕቱብ ይሰርሕ ከምዘሎ፡ ኣካያዲ ስራሕ ናይ’ቲ ትካል ኣቶ ግርማይ ኣብርሀ ሓቢሩ። ኣብ እዋን ብረታዊ ቃልሲ ኣብ 1984 ዝተመስረተ ዓንበርበር ሼር ካምፓኒ፡ ድሕሪ ናጽነት...
News in English for May 6, 2021 – ERi-TV, Eritrea