News in Tigre for June 2, 2021 – ERi-TV, Eritrea
Author - Staff
ትማሊ 1 ሰነ ኣብ መወሸቢ ማእከላት ዞባታት ማእከልን ደቡብን ብዝተገብረ ናይ ላቦራቶሪ መርመራታት፡ 23 ዜጋታት ብኮሮና ቫይረስ ምልካፎም ተረጋጊጹ። ንሳቶም ድማ፡ 22 ኣብ ኣስመራ – ዞባ ማእከል፣ ሓንቲ ድማ ኣብ መንደፈራ – ዞባ ደቡብ ተወሺቦም...
ኣባል ሚኒስትሪ ዕዮን ማሕበራዊ ድሕነትን ገዲም ተጋዳላይ ዓብዱሰላም ዓሊ መሓመድ፡ ብ31 ግንቦት ኣብ መበል 68 ዓመት ዕድመኡ ብሕማም ተሰዊኡ። ኣብ ወርሒ ጥሪ 1975 ናብ ህዝባዊ ሓይልታት ሓርነት ኤርትራ ዝተሰለፈ ተጋዳላይ ዓብዱሰላም፡ ኣብ ወርሒ ጥቅምቲ 1976...
መሰላትን ረብሓታትን ዓይነ-ስዉራን ንምሕላውን ኣብ ልዕሊ ዓይነ-ስዉራን ዝነበረ ኣጠማምታ ንምልዋጥን ውጽኢታዊ ጻዕሪ ከምእተኻየደ፡ ሃገራዊ ማሕበር ዓይነ-ስዉራን ኤርትራ ገሊጹ። ምክትል ኣቦ-መንበር ማሕበር ኣቶ ዳዊት ሰለሙን፡ ካብ መንግስቲ፡ ሕብረተሰብን ካልኦት...
ፕረዚደንት ሪፓብሊክ ፓኪስታን – ዶ/ር ዓሪፍ ኣልቪ፡ ፕረዚደንት ሪፓብሊክ ዶመኒካን – ሉዊስ ኣቢናደር፡ ብምኽንያት መበል 30 ዓመት በዓል ናጽነት፡ ናብ መንግስትን ህዝብን ኤርትራ ናይ ዮሃና መልእኽቲ ሰዲዶም። እቶም መራሕቲ፡ ብስሞም፡ ከምኡ’ውን...
Midday News in Tigrinya for June 2, 2021 – ERi-TV, Eritrea
Tigrinya Evening News for June 1, 2021 – ERi-TV, Eritrea
ትማሊ 21 ግንቦት ኣብ መወሸቢ ማእከላት ዞባታት ማእከልን ደቡባዊ ቀይሕ ባሕሪን ብዝተገብረ ናይ ላባራቶሪ መርመራታት፡ 15 ዜጋታት ብኮሮና ቫይረስ ምልካፎም ተረጋጊጹ። ንሳቶም ድማ፡ 13 ኣብ ኣስመራ – ዞባ ማእከል፣ 2 ድማ ኣብ ጢዖ – ዞባ ደቡባዊ...
ሃገራዊ ማሕበር ደቂ-ኣንስትዮ ኤርትራ ዞባ ማእከል፡ ብምኽንያት ዝኽሪ መበል 30 ዓመት ናጽነት፡ ዝተፈላለየ መሰናድኦታት ኣካዪዱ። ብ20 ግንቦት ኣብ ኣዳራሽ ማእከላይ ቤት-ጽሕፈት ሃማደኤ ኣብ ዝተኻየደ በዓል፡ ፕረዚደንት ሃማደኤ ወ/ሮ ተኽኣ ተስፋሚካኤል፡ ንሃገራዊ...
ኣብ ዝተፈላለያ ሃገራት ዝነብሩ ኤርትራውያን፡ በዓል ናጽነቶም፡ ብዝተፈላለየ ምዕሩግ ኣገባባት ይጽምብሉ ኣለዉ። ካብ ኤምባሲ ሚድያ ዝተረኽበ ሓበሬታ ከምዘነጽሮ፡ ከም ኣካል ናይ’ዚ ዓቢ ሃገራዊ መደብ፡ ኣብ መላእ ዓለም ዝርከቡ ኤርትራውያን፡ ኣብ ሓደ መድረኽ ብማንዛ፡...