Author - Staff

ን/ዞ/ሰልዓ – ንዝተማልአ ማሕበራዊ ኣገልግሎት ጻዕርታት ይካየድ

ነበርቲ ንኡስ ዞባ ሰልዓ፡ ዝተማልአ ማሕበራዊ ኣገልግሎት ክረኽቡ ጻዕርታት ይካየድ ከምዘሎ ተሓቢሩ። ኣመሓዳሪ ንኡስ ዞባ ሰልዓ ኣቶ ውኤላ መሓመድ ዓሊ፡ ካብተን ኣብቲ ንኡስ ዞባ ዝርከባ ትሽዓተ ምምሕዳራት ከባቢ፡ ምሉእ ኣገልግሎት እትረክብ ምምሕዳር ከባቢ ርከብ ጥራይ...

ንስድራ ስዉኣት ደገፍ ተገይሩ

ኣብ ዝተፈላለያ ሃገራት ዝነብሩ ኤርትራውያን፡ ንስድራ ስዉኣት 13,785 ዩሮ፡ 4,910 ዶላር ኣመሪካን 3.580 ዶላር ካናዳን ደገፍ ገይሮም። ብመሰረት ሓበሬታ ሚኒስትሪ ዕዮን ማሕበራዊ ድሕነትን፡ ማሕበረ-ኮም ኤርትራውያን ኣብ ፈረንሳ፡ ንመናበዪ ስድራ ስዉኣት...

ዝኽሪ 1 መስከረም፡ ኣብ ጀርመን ብልዑል ማዕርግ ተጸምቢሉ

ኤርትራውያን ነበርቲ ማንሃይምን ሃምቡርግን-ጀርመን፡ ዝኽሪ መበል 58 ዓመት ምጅማር ብረታዊ ቃልሲ ህዝቢ ኤርትራ 1 መስከረም፡ ብልዑል መዓርግ ጸምቢሎም። ኣብ ከተማ ማንሃይም ብ7 መስከረም ኣብ ዝተኻየደ ጽምብል፡ ኣቦ-መንበር ሃገራዊ ሽማግለ በዓላት ኣብ ጀርመን፡...

ብምኽንያት በዓል ቅዱስ የውሃንስ ኣብ ዛግር ህዝባዊ ጽምብል ተኻዪዱ

ብምኽንያት ትማሊ ተኸቢሩ ዝወዓለ በዓል ቅዱስ የውሃንስ፡ ብምትሕብባር ሚኒስትሪ ዜናን ምምሕዳር ዞባ ማእከልን ኣብ ዛግር ብባህላዊ መደብ ዝማዕረገ ህዝባዊ ጽምብል ተኻዪዱ። ኣብ’ቲ ኣመሓዳሪ ዞባ ማእከል መጀር ጀነራል ሮሞዳን ኣውልያይ፡ ሚኒስተር ቱሪዝም ወይዘሮ ኣስካሉ...

Login

Categories