ኣብ ንኡስ ዞባ ፎርቶ-ሳዋ፡ ኣብ ወቕቲ ክራማት ዝኽሰቱ ተመሓላለፍቲ ሕማማት ብሓፈሻ፡ ሕማም ዓሶ ድማ ብፍላይ ንምቁጽጻር ሰፊሕ ናይ ምክልኻል ንጥፈታት ተሰላሲሉ። ኣባል ምክትታል ከባቢያዊ ጥዕና ኣብቲ ንኡስ ዞባ መንእሰይ የማነ ተወልደ፡ ህዝቢ ጽሬት ከባቢኡ ብምውሓስ...
Author - Staff
ኣብ መላእ ሃገር ካብ ዝርከባ ልዕሊ 100 ናይ ካልኣይ ደረጃ ኣብያተ-ትምህርቲ ዝመጹ ተመሃሮ፡ ናይ 12 ክፍሊ ትምህርቶም ናብ ዝዛዝሙላ ቤት-ትምህርቲ ዋርሳይ-ይከኣሎ – ሳዋ ንዝተመደቡ 125 ሓደስቲ መማህራን ስልጠና ተዋሂቡ። ዕላማ’ቲ ካብ 3 ክሳብ 9...
ኣብ ዞባ ደቡባዊ ቀይሕ ባሕሪ፡ ኣብ ዝመጽእ ወርሓት ሕዳርን ታሕሳስን ብደረጃ ሃገር ዝካየድ ወፍሪ ክታበት ሕማም ኣንቅጺ ንምዕዋት፡ ዕማምን ሓላፍነትን ኣካላት መንግስትን ሕብረተ-ሰብን ኣብ’ቲ ወፍሪ ንምንጻርን ሰብኣውን ንዋታውን ጸጋታት ንምውህሃድን ዝዓለመ ርክብ፡...
ላዕለዎት ክኢላታት መጥባሕትን ተሓጋገዝትን ዘጠቓልል ሱዳናዊ ጉጅለ ሓካይም ‘ኣልበሰር’፡ ምስ ሚኒስትሪ ጥዕናን ካልኦት ኣካላት መንግስትን ብምውህሃድ፡ ካብ 10 ክሳብ 16 መስከረም፡ ካብ መላእ ዞባ ሰሜናዊ ቀይሕ ባሕሪ ንዝመጹ 424 ዜጋታት ኣብ ሆስፒታል ባጽዕ ዕዉት...
ERi-TV, Eritrea – Sports News for September 19, 2019
ERi-TV, Eritrea – Tigrinya Midday News for September 19, 2019
ERi-TV, Eritrea – ልዝብ መንእሰያት፡ ትምህርትን ማሕበራዊ ናብራን
ERi-TV, Eritrea – ሄራር፡ ሀበሮ ምን ድምነት እት መዲነት
ERi-TV, Eritrea – Arabic Evening News for September 18, 2019
ERi-TV, Eritrea – Tigre News for September 18, 2019