Author - Staff

ጊንዳዕ – ኣብ ውጽኢት ተመሃሮ መባእታ ተዘትዩ

ኣብ ንኡስ ዞባ ጊንዳዕ፡ ኣብ ቅድመትምህርትን መባእታን ዝርአ ትሑት ውጽኢት ተመሃሮ ንምፍዋስ፡ ተራ ኮሚተ ኣብያተ-ትምህርትን ርእሳነመማህራንን ክዓዝዝ መዘኻኸሪ ቀሪቡ። ሓላፊ ቤት-ጽሕፈት ትምህርቲ ኣብቲ ንኡስ ዞባ መምህር ገብረየሱስ መለስ፡ ኣብ መባእታ ኣብያተ...

ኣራዕታ – ተሳታፍነት ኣብ ትምህርቲ ንምዕባይ ክስራሓሉ ይሕተት

ተሳታፍነት ተመሃሮ ብሓፈሻ ናይ ደቂ-ኣንስትዮ ድማ ብፍላይ ንምዕባይ፡ ተራን ኣበርክቶን ሕብረተሰብ ክዓዝዝ፡ ምስ ህዝቢ ምምሕዳራት ከባቢ ኢጊሮልን ሓመርትን – ንኡስ ዞባ ኣራዕታ ኣብ ዝተገብረ ርክብ ተሓቲቱ። ኣብ ጨንፈር ሚኒስትሪ ትምህርቲ ዞባ ደቡባዊ ቀይሕ...

ቊጽሪ ሓራምዝ ኣብ ኤርትራ ብተዓጻጻፊ ወሲኹ

ኣብ ኤርትራ፡ ኣብ 1996 ብዝተኻየደ መጽናዕቲ – 15 ዝነበረ ቊጽሪ ሓራምዝ፡ ኣብ’ዚ እዋን’ዚ ናብ ኣስታት 250 ክብ ኢሉ ምህላዉ፡ በዓል-መዚ ኣግራብን እንስሳ ዘገዳምን ኣፍሊጡ። ኣብ’ቲ በዓል-መዚ ሓላፊ ጨንፈር ዕቃበን ልምዓትን እንስሳ ዘገዳም፡ ኣቶ...

ሚኒስትሪ ትምህርቲ፡ ኩነታት ትምህርቲ ኣብ ዞባታት ገምጊሙ

ሚኒስትሪ ትምህርቲ፡ ገምጋም ትምህርታዊ ንጥፈታት ጨናፍር ትምህርቲ ኣብ ዞባታት፡ ብ19ን 20ን መስከረም ኣብ ኣስመራ ኣካዪዱ። ወኪል ሚኒስተር ትምህርቲ ኣቶ ጴጥሮስ ሃይለማርያም፡ ብቕዓት ትምህርቲ ንምርግጋጽ ኣብ ዝካየድ ዘሎ ስራሕ፡ ካብ’ቶም ዝተጨበጡ ዓወታት፡ ዝያዳ...

Login

Categories