Tigrinya Evening News for June 14, 2021 – ERi-TV, Eritrea
Author - Staff
Midday News in Tigrinya for June 14, 2021 – ERi-TV, Eritrea
Arabic Evening News for June 13, 2021 – ERi-TV, Eritrea
Tigrinya Evening News for June 13, 2021 – ERi-TV, Eritrea
News in Tigre for June 13, 2021 – ERi-TV, Eritrea
ኣብ ከተማ ኣስመራ – ንኡስ ዞባ ጐዳይፍ እትርከብ – ብኢጣልያውያን ኣውፈርቲ እትውነን ፋብሪካ ዓለባ ‘ዛኤር’፡ ፍርያታ ብዓይነትን መጠንን ብምምዕባል ጠለባት ዓማዊላ ንምምላእ ትሰርሕ። ኣካያዲት ስራሕ’ታ ፋብሪካ ወ/ሮ ዳኒኤላ ዮውሃንስ ኣብ ዝሃበቶ...
ኣብ ዝሓለፈ ዓሰርተ ዓመታት ኣብ ኣብያተ-ትምህርቲ ካብ ዝተተኽለ ኣሽሓት ፈልሲታት ኣግራብ፡ እቲ 90 ሚእታዊት ከምዝጸደቐ፡ ሓላፊ ኣብያተ-ትምህርቲ ንኡስ ዞባ ባጽዕ መምህር እስማዒል ሳልሕ ገሊጹ። እዚ በብእዋኑ ዝተተኽለ ኣግራብ፡ ንክሊማ’ቲ ከባቢ ኣብ ግምት ዘእተወን...
ሚኒስትሪ ትምህርቲ፡ ተሳታፍነት፡ ተወዳዳርነትን ቀጻልነትን ደቂኣንስትዮ ኣብ መኣዲ ትምህርቲ ንምርግጋጽ ብዘካይዶ ዘሎ ጻዕሪ፡ ኣብ ንኡስ ዞባ ሞጎሎ ን120 ደቂ-ኣንስትዮ ተመሃሮ መተባብዒ ህያባት ዓዲሉ። እቲ መተባብዒ፡ ናውቲ ትምህርትን ካልእ ምስ ሂወተን ዝተኣሳሰር...
ኣብ ዞባ ማእከል ዝተሃንጻን ዝተጸገናን ዲጋታት፡ ኣብ ምህብታም ትሕዝቶ ትሕተ-ባይታዊ ማይን ምድንፋዕ ሕርሻዊ ልምዓትን ልዑል ኣበርክቶ ይገብራ ከምዘለዋ ተገሊጹ። ሓላፊ ጨንፈር ሕርሻዊ ትሕተቅርጺ ኢንጅነር ኣብርሃም ዳኒኤል፡ ካብ 1914 ክሳብ 1930 ቀረብ ማይ ከተማ...
Arabic Evening News for June 12, 2021 – ERi-TV, Eritrea