Author - Staff

ዞ/ደቡብ፡ ኣብ ፈስቲቫል ዘቕረቦ ትሕዝቶ ገምጊሙ

ዞባ ደቡብ፡ ካብ 22 ክሳብ 26 ነሓሰ ኣብ ዝተኻየደ ሃገራዊ ፈስቲቫል ዘቕረቦ – ኣብ መጽናዕትን ስነ-ጥበባዊ ምህዞታትን ዝተመርኰሰ ትሕዝቶ፡ ባህልን ያታዊ ውርሻታትን ሕብረተ-ሰብና ብዕምቈት ንምብርባርን ንምዕቃብን ድርኺት ዝፈጥር ምንባሩ፡ ብ20 መስከረም...

ጋሽ-ባርካ – ዘራእቲ ኣብ ጽቡቕ ኩነታት ከምዘሎ ተሓቢሩ

ሎሚ ዓመት ብዝወቕዐ ዝኑቕ ዝርጋሐን ዓቐንን ዝነበሮ ዝናብ፡ ኩነታት ዘራእትን መጋሃጫን ኣብ ዝበዝሐ ከባቢታት ኣብ ትስፉው ደረጃ ከምዝርከብ፡ ኣመሓደርቲ ንኡሳን ዞባታት ጋሽ-ባርካ ብ19 መስከረም ኣብ ባረንቱ ኣብ ዘካየድዎ ኣኼባ ሓቢሮም። ኣብ’ቲ ንህልው ኩነታት...

ቤት-ትምህርቲ ዳዕሮ-ጳውሎስ፡ ናብ ማእከላይ ደረጃ ተሰጋጊራ

ኣብ ንኡስ ዞባ ጋላ-ነፍሒ – ምምሕዳር ከባቢ ዳዕሮ-ጳውሎስ እትርከብ ናይ መባእታ ቤት-ትምህርቲ፡ ነበርቲ ብዝገበርዎ ኣበርክቶ ብ1.4 ሚልዮን ናቕፋ ሓድሽ ክፍልታት ተሰሪሑላ፡ ናብ ማእከላይ ደረጃ ተሰጋጊራ። ብ22 መስከረም ኣብ ዝተኻየደ ስነ-ስርዓት፡ ርእሰ...

ሳዋ – ኣብ ባህላዊ ውርሻን መንነትን ዘተኰረ ሰሚናር ተኻዪዱ

ካብ ኮሚሽን ባህልን ስፖርትን ኤርትራ ዶክተር ጸጋይ መዲን፡ ንተመሃሮ ኣባላት መበል 33 ዙርያ ሃገራዊ ኣገልግሎት፡ መማህራን ቤት-ትምህርቲ ዋርሳይ-ይከኣሎን ኣባላት ማእከል ሞያዊ ስልጠናን፡ ኣብ ባህላዊ ውርሻን መንነትን ዘተኰረ ሰሚናር ሂቡ። ኣብ’ቲ ብ21ን 22ን...

Login

Categories