Author - Staff

ጋሽ-ባርካ – ወፍሪ ክታበት ኣንቅጺ ንምዕዋት ምድላዋት ይካየድ

ኣብ ዞባ ጋሽ-ባርካ፡ ኣብ ዝመጽእ ወርሓት ሕዳርን ታሕሳስን ንዝካየድ ወፍሪ ክታበት ሕማም ኣንቅጺ፡ ዘድሊ ምድላዋት ይግበር ከምዘሎ፡ ጨንፈር ሚኒስትሪ ጥዕና ገሊጹ። ብ24 መስከረም ኣብ ባረንቱ ምስ ላዕለዎት ሓለፍቲ’ቲ ዞባ ኣብ ዝተገብረ ርክብ፡ ዳይረክተር’ቲ ጨንፈር...

ሚኒስተር ዞባዊ ምምሕዳር ምስ ነበርቲ ከተማ ኣቑርደት ዘትዩ

ብቕዓት ምምሕዳር ብውሁድ ምሕደራ ንምሕያል ይስራሓሉ ከምዘሎ፡ ሚኒስተር ዞባዊ ምምሕዳር ኣቶ ወልደንከኤል ኣብርሃ፡ ምስ ነበርቲ ከተማ ኣቑርደትን ኣብ’ቲ ንኡስ ዞባ ዝነጥፉ ኣካላት መንግስትን ኣብ ዝገበሮ ርክብ ገሊጹ። ኣብ’ቲ ብ24 መስከረም ዝተኻየደ ርክብ፡ ምስ’ዚ...

መስከረም፡ ክትሕለም እትኽረም ወርሒ

እንተስ ብምህለላ ናይቲ ኣማኒ እዝጊ ሓረስታይ፡ እንተስ መዓልቱ ኣኺላ ኣብ ግንቦተ-ሰነ ኣፉ ዝኸፈተ ሰማይ – ብውህበት ዝናቡ መሬት ማይ ክሳብ እትጐስዕ ጅልጥ ምስ ከረማ ብርሃነመስቀል በሪቑ ክርኢ ዘይምነ የለን። መሬት ብደርጓዕታ ሰሓቕ ነጎዳ ኣባጅጎ...

ዓንሰባ – ጽጉማት ተመሃሮ ናውቲ ትምህርቲ ተሓጊዞም

ጨንፈር ሚኒስትሪ ዕዮን ማሕበራዊ ድሕነትን ዞባ ዓንሰባ፡ ብ24 መስከረም ን1400 ጽጉማት ተመሃሮ ናውቲ ትምህርቲ ብሓገዝ ዓዲሉ። ካብ’ቶም ካብ ትሽዓተ ንኡሳን ዞባታት ዝተዋጽኡን ካብ መባእታ ክሳብ ካልኣይ ደረጃ ዝመሃሩን ተመሃሮ፡ እቶም 600 ምሉኡ ናውቲ ትምህርቲ...

ብውሕጅ ዝተሃስዩ ነበርቲ እምበረሚ ደገፍ ተገይሩሎም

ብውሕጅ ኣስታት 90 ኣባይቲ ምስ ምሉእ ንብረቱ ዝሰኣኑ ነበርቲ ምምሕዳር ከባቢ እምበረሚ – ንኡስ ዞባ ባጽዕ፡ ብሚኒስትሪ ዕዮን ማሕበራዊ ድሕነትን ደገፍ ተገይሩሎም። እቲ ሓገዝ፡ ምሉእ ናውቲ ክሽነ፡ ኮቦርታታት፡ ተንኮበትን መነጻጽህን ከምዘጠቓልል፡ ወኪል...

ኤርትራውያን ነበርቲ ኣቡዳቢን ጁባን ኣብ ሃገራዊ መደባት ዘትዮም

ኤርትራውያን ነበርቲ ኣቡዳቢን ከባቢኣንሕቡራት ኢማራት ዓረብን፡ ጁባ-ሪፓብሊክ ደቡብ ሱዳንን፡ ኣብ ሃገራዊ መደባት ዘተኰረ ንጥፈታት ህዝባዊ ዲፕሎማሲ ኣሰላሲሎም። ኣምባሳደር ኤርትራ ኣብ ሕቡራት ኢማራት ዓረብ፡ ኣቶ ዑስማን መሓመድዑመር፡ ብ20 መስከረም ንኤርትራውያን...

Login

Categories