ERi-TV, Eritrea – Tigre News for October 2, 2019
Author - Staff
ምክትል ዋና ጸሓፊ ሕቡራት ሃገራት ንሰብኣዊ ጉዳያት፡ ሚስ ኦርሱላ ሙለር፡ ብ30 መስከረምን 1 ጥቅምትን ኣብ ኤርትራ ናይ ስራሕ ምብጻሕ ፈጺማ። ሚስ ኦርሱላ ኣብ ዑደታ፡ ምስ ሚኒስተር ጥዕና ኣሚና ኑርሕሴን፡ ሚኒስተር ሕርሻ ኣቶ ኣረፋይነ በርሀ፡ ሚኒስተር ዕዮን...
ኣብ ኣግራዕ – ንኡስ ዞባ ናቕፋ እትርከብ መደበር ጥዕና፡ ነፍሰጾራት ብቐረባ ኩነታት ጥዕናአን ክከታተላን ሞያዊ ሓገዝ ክረኽባን ልዑል ኣስተዋጽኦ ትገብር ከምዘላ፡ ነበርቲ ገሊጸን። እታ መደበር ጥዕና፡ ኣፍልጦሕብረተሰብ ኣብ ዘመናዊ ሕክምና ንምብራኽ እውን...
ኣብ ዞባ ጋሽ-ባርካ ብሓፈሻ፡ ኣብ ደቡባውን ምዕራባውን ሸነኽ ናይ’ቲ ዞባ ድማ ብፍላይ፡ ኩነታት ዘራእቲ፡ መገሃጫታትን ምንጪታት ማይን ጽቡቕ ከምዘሎ ተሓቢሩ። ኣመሓዳሪ ዞባ ኣቶ ኣብርሃ ጋርዛ፡ ብዋና ዳይረክተር ክፍሊ ሕርሻን መሬትን ኣቶ ኣቡበከር ዑስማን ተሰንዩ...
ERi-TV, Eritrea – Sports News for October 2, 2019
ERi-TV, Eritrea – Tigrinya Evening News for October 1, 2019
ERi-TV, Eritrea – Arabic Evening News for October 1, 2019
ERi-TV, Eritrea – Tigre News for October 1, 2019
ኤምባሲ ቻይና ኣብ ኤርትራ፡ ብ28 መስከረም፡ ዝኽሪ መበል 70 ዓመት ምምስራት ህዝባዊት ሪፓብሊክ ቻይና ጸምቢሉ። ኣብ ቀጽሪ ናይቲ ኤምባሲ ኣብ ዝተኻየደ ጽምብል፡ ኣምባሳደር ህዝባዊት ሪፓብሊክ ቻይና ኣብ ኤርትራ ሚስተር ያንግ ዚጋንግ፡ ባሕቲ ጥቅምቲ 1949፡ ነቲ...
ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ኣቶ ዑስማን ሳልሕ፡ ትማሊ 30 መስከረም ኣብ ሰዓታት ድሕሪ-ቐትሪ፡ መልእኽቲ ሃገረ ኤርትራ ንመበል 74 ኣኼባ ሓፈሻዊ ባይቶ ሕቡራት ሃገራት ኣቕሪቡ። “ናይ ሎሚ ዓመት ኣኼባ ሓፈሻዊ ባይቶ ሕቡራት ሃገራት፡ ንቀርኒ ኣፍሪቃ ኣብ ኣዝዩ ተስፋ ዘለዎ...