ኣብ ዞባ ሰሜናዊ ቀይሕ ባሕሪ – ምምሕዳር ከባቢ ጋሕቴላይ፡ ብኩባንያ ህንጻ ገደም እናተኣልየ ካብ 2016 ጀሚሩ ዝህነጽ ዘሎ ዲጋ ጋሕቴላይ፡ ካብ ቀንዲ ህንጻዊ ስራሓቱ 95 ሚእታዊት ከምእተዛዘመ፡ ነቲ ስራሕ ዝመርሕ ዘሎ ጆሜትራ ዳኒኤል መብራህቱ ሓቢሩ። ኣብ...
Author - Staff
Tigrinya Evening News for February 28, 2020 – ERi-TV, Eritrea
Tigrinya Evening News for February 28, 2020 – ERi-TV, Eritrea
Arabic Evening News for February 28, 2020 – ERi-TV, Eritrea
News in Tigre for February 28, 2020 – ERi-TV, Eritrea
ኩባንያ መጐዓዝያ ሓራት፡ ካብ ኣስመራ ተበጊሱ ንሽድሽተ ዓድታት ዞባ ማእከል ኣገልግሎት ዝህብ ሓድሽ መስመር ከፊቱ። እተን በዚ ብ22 ለካቲት ኣገልግሎት ዝጀመረ መስመር ዝጥቀማ ዓድታት፡ ሽማንጉስ ታሕታይ፡ ሰረጀቓ፡ ዓደኮሎም፡ መቐርካ፡ ዑናናላይን ጣዕረሺን እየን።...
ኣብ ናቕፋ እትርከብ ኣሕዳሪት ቤትትምህርቲ ስነ-ኪነት ዊና፡ ዝነበራ ሕጽረት ህንጻታት በብእዋኑ ብምፍታሑን ዘመናዊ መሳርሒታት ብምዕጣቓን፡ ኣካዳሚያውን ሞያውን ንጥፈታታ ክብርኽ ከምዝኸኣለ ተገሊጹ። ዳይረክተር ቤት-ትምህርቲ መምህር ቃልኣብ ዘርኡ፡ ኣብ ርእሲ’ቲ ብገጻት...
መደብ ውህለላን ንኡስ ልቓሕን ‘መውል’፡ ብ23 ለካቲት ኣብ ከተማ ባጽዕ ኣብ ዘካየዶ ገምጋም፡ ኣብ ምሕያል ቁጠባዊ ዓቕሚ ደቂ-ኣንስትዮ ይሰርሕ ከምዘሎ ገሊጹ። ብመሰረት ዝቐረበ ጸብጻብ፡ 54 ሚእታዊት ካብ ዓማዊል ደቂ-ኣንስትዮ ምዃነን፡ 80 ሚእታዊት ካብ ጠቕላላ...
ኣብ ዞባ ዓንሰባ – ንኡሳን ዞባታት ዒላ-በርዕድን ዓዲ-ተኬለዛንን ኣብ ዝርከባ ዓድታት ደብረሲናን ጐላጉልን፡ ብኣስታት 3.2 ሚልዮን ናቕፋ ፕሮጀክትታት ቀረብ ዝስተ ማይ ተዋዲዱ። ብ22ን 23ን ለካቲት ኣብ ዝተኻየደ ስነስርዓት ምምራቕ፡ ሓላፊ ጨንፈር ማይ ዞባ...
Midday News in Tigrinya for February 28, 2020 – ERi-TV, Eritrea