Midday News in Tigrinya for March 2, 2020 – ERi-TV, Eritrea
Author - Staff
Arabic Evening News for March 1, 2020 – ERi-TV, Eritrea
News in Tigre for March 1, 2020 – ERi-TV, Eritrea
ሚኒስትሪ ዕዮን ማሕበራዊ ድሕነትን፡ ኣብ ዞባ ማእከል ንዝነጥፉ ኣባላት ሽማግለታት ኮም ዝሰረቱ ተሃድሶን ልምዓትን ስልጠና ወዲቡ። እቲ ስልጠና፡ ስንኩላን፡ ኣረጋውያንን ማሕበራዊ ጸገም ዘለዎም ካልኦት ወገናትን ኣለሊኻ፡ ኣፍረይቲ ዝኾኑሉ ባይታ ንምጥጣሕ ክውሰድ ኣብ...
ሃገራዊ መልቀቒ ፈተና 2ይ ደረጃ ማለት ማትሪክ ናይ ዓመተ 2020፡ ካብ 16 ክሳብ 21 መጋቢት ክካየድ ምዃኑ፡ ማእከል ፈተና ሃገራዊ ኢንስቲትዩት ላዕለዋይ ትምህርትን ምርምርን ሓቢሩ። ብመሰረት’ቲ ሓበሬታ፡ ኣብ ቤትትምህርቲ ዋርሳይ-ይከኣሎ – ሳዋ ስሩዕ...
ኣብ ንኡስ ዞባ ፎርቶ-ሳዋ – ምምሕዳር ከባቢ ሆሚብ ዝተሃንጸ ፕሮጀክት ማይ፡ ኣብ መነባብሮ ህዝቢ ለውጢ ከምዘምጽአ፡ ኣመሓዳሪ ምምሕዳር’ቲ ከባቢ ኣቶ ወሃጅ ዑስማን ሓቢሩ። እቲ ብፕሮጀክት ዓዲ-ሃሎ ዝተሃንጸን ብጸሓያዊ ጸዓት ዝሰርሕን ፕሮጀክት ማይ፡ ካብ ሩባ...
ኣብ ዞባ ሰሜናዊ ቀይሕ ባሕሪ፡ ኣብ ንኡስ ዞባ ጊንዳዕ – ከባቢታት ደማስን ያንጉስን፡ ብ21 ለካቲት ዝኣተወ ንልዕሊ 400 ሄክታር ዝሸፈነ ዓቢ ዕስለ ኣንበጣ ምድረ-በዳ፡ ኣብ ቁጽጽር ከም ዝወዓለ ሚኒስትሪ ሕርሻ ሓቢሩ። ኣብ’ቲ ወፍሪ ካብ ዝተሳተፉ ክኢላታት...
Midday News in Tigrinya for February 29, 2020 – ERi-TV, Eritrea
ጨንፈር ሚኒስትሪ ሃብቲ ባሕሪ ዞባ ዓንሰባ፡ ንምርባሕ ዓሳታት ኣብ ዲጋታትን ምሕደራኡን ብዝምልከት፡ ብ18ን 19ን ለካቲት ኣብ ሓልሓል ኣስተምህሮ ሂቡ። እቲ ኣባላት ማሕበር ገፈፍቲ ዓሳ ንዝርከብዎም 55 ነበርቲ ሓልሓልን ከባቢኣን ዝተዋህበ ኣስተምህሮ፡ ዓሳታት ኣብ...
ኤርትራውያን ነበርቲ ለንደን – ዓባይ ብሪጣንያ፣ ኖርድ-ራይን፡ ቬስትፋልያን ፍራንክፈርትን – ጀርመን፣ ሲንሲናቲ – ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ፡ ዝተፈላለየ ንጥፈታት ህዝባዊ ዲፕሎማሲ ኣሰላሲሎም። ኣምባሳደር ኤርትራ ኣብ ዓባይ ብሪጣንያን...