News in Tigre for March 5, 2020 – ERi-TV, Eritrea
Author - Staff
Midday News in Tigrinya for March 5, 2020 – ERi-TV, Eritrea
ኣብ ከተማ ዓሰብ፡ ኣስታት 30 ዝኾኑ – ኣእምሮኣውን ምዕባለኣውን ስንክልና ዘለዎም ዜጋታት፡ ሞያዊ ስልጠናታት ተዋሂቡዎም። እቲ ትምህርቲ፡ ብዓውድታት ስእልን ስራሓት ላኻን ምዃኑ፡ እቲ ሓበሬታ ኣረዲኡ። ኣካያዲት ስራሕ ቤት-ጽሕፈት ማሕበር ኣእምሮኣውን...
ኣብ ዞባ ማእከልን ኣውስትራልያን ዝነብሩ ዜጋታት፡ ንመናበዪ ስድራስዉኣትን መሰሰኒ ማዕከን ሕድሪ ሰማእታትን ዝውዕል፡ 36 ሽሕ ዶላርን 182 ሽሕ ናቕፋን ወፍዮም። ብመሰረት ሓበሬታ ሚኒስትሪ ዕዮን ማሕበራዊ ድሕነትን፡ ኣብ ኣውስትራልያ ዝነብሩ 41 ዜጋታት፡ ንመናበዪ...
ክብርታት ሕብረተ-ሰብ – ኣብ ምንካይ ገበናትን በደላትን ብሓፈሻ፡ ኣብ ምግታእ ዘይስነ-ምግባራዊ ተርእዮታት ድማ ብፍላይ – ተራኡ ልዑል ምዃኑ ብምዝኽኻር፡ ህዝቢ ልዕልና ሕጊ ኣብ ምኽባር ብንቕሓት ክዋሳእ፡ ኣዛዚ ፖሊስ ዞባ ደቡብ ብ3 መጋቢት ምስ...
ኣብ ንኡስ ዞባ ፎሮ – ከባቢ ኣፍታ ኣብ ዝርከብ ገማግም ባሕሪ፡ ገረብ ሾራ ይትከል ኣሎ። ሓላፊ ጨንፈር ሚኒስትሪ ሃብቲ ባሕሪ ኣብ’ቲ ንኡስ ዞባ ኣቶ ሳልሕ ጻዕዳ፡ ዕላማ’ቲ ብኣባላት ምርምርን መጽናዕትን ሚኒስትሪ ሃብቲ ባሕሪ እናተመርሐ ዝሰላሰል ዘሎ መደብ፡...
Tigrinya Evening News for March 4, 2020 – ERi-TV, Eritrea
Arabic Evening News for March 4, 2020 – ERi-TV, Eritrea
News in Tigre for March 4, 2020 – ERi-TV, Eritrea
Midday News in Tigrinya for March 4, 2020 – ERi-TV, Eritrea