Author - Staff

ኤርትራውያን ኣብ ወጻኢ፡ ዝተፈላለየ ንጥፈታት ኣካይዶም

ኤርትራውያን ነበርቲ በይኤርያ – ካሊፎርንያን ጁባ – ሪፓብሊክ ደቡብ ሱዳንን፡ ኣብ ምሕያል ውዳበታቶምን ምዕዛዝ ተሳትፎኦም ኣብ ጉዳያት ሃገርን ዘትዮም። ኣብ በይኤርያ – ካሊፎርንያ ዝነብሩ ኣባላት ዝተፈላለያ ማሕበራውያን ሓይልታት፡ ብ29...

ኣብ ን/ዞባ ቅሮራ፡ ኣተባባዒ ንጥፈታት ልምዓት ተተግቢሩ

ኣብ ንኡስ ዞባ ቅሮራ፡ ኣብ ምጥርናፍ ዓድታትን ምጽጋን ጽርግያታትን ውጽኢታዊ ስራሕ ከምእተሰርሐ፡ ኣመሓዳሪ’ቲ ንኡስ ዞባ ኣቶ እድሪስ ዓሊ መሓመድ ገሊጹ። ኣብ’ዚ ዓመት’ዚ ብምትሕብባር ህዝቢ፡ ሰራሕተኛታት መንግስትን ሰራዊትን፡ ልዕሊ 200 ኪሎ-ሜተር ዝንውሓቱ...

ደ/ቀ/ባሕሪ – ሃማደኤ ንደቂ-ኣንስትዮ ኣባላት ሰራዊት ሰሚናር ኣካዪዱ

ሃገራዊ ማሕበር ደቂ-ኣንስትዮ ኤርትራ ጨንፈር ዞባ ደቡባዊ ቀይሕ ባሕሪ፡ ንደቂ-ኣንስትዮ ኣባላት ሰራዊት ሰሚናር ኣካዪዱ። ኣብ ኩሉ-መዳያት ተረጋጊጹ ዘሎ ተወዳዳሪ ተሳታፍነት ደቂ-ኣንስትዮ፡ ውጽኢት ናይ’ቲ ኣብ ዝሓለፈ ርብዒ ዘመን ኣብ ምምዕባል ዓቕሚ-ሰብን ምብራኽ...

ኣብ ህልው ኩነታትን መጻኢ መደባትን ዘተኰረ ሰሚናራት ይካየድ ኣሎ

ኣብ ህልው ኩነታት፡ ኣብ ዕድላትን ብድሆታትን ከምኡ’ውን ኣብ መደባት ስራሕ 2020ን ኪንዮኡን ዘተኰረ እዋናዊ ሰሚናራት፡ ብላዕለዎት ሓለፍቲ ህዝባዊ ግንባር ንደሞክራስን ፍትሕን፡ ኣብ ዝተፈላለያ ከተማታት ሃገርና ይካየድ ኣሎ። እዚ ቍጠባዊ፡ ፖለቲካዊ፡ ባህላዊ፡...

Login

Categories