Author - Staff

ደቡብ – ኣብ ብቕዓት ትምህርትን ተመሃሮን መጽናዕቲ ክካየድ እዩ

ኣብ ብቕዓት ተመሃሮ ዓይነታዊ ምምሕያሽ ክመጽእ፡ ጻዕሪ መማህራንን ምክትታል ወለዲን ክሕይል፡ ጨንፈር ሚኒስትሪ ትምህርቲ ዞባ ደቡብ ብ2ን 3ን መጋቢት ኣብ መንደፈራ ኣብ ዘካየዶ ገምጋም ጸዊዑ። ሓላፊ’ቲ ጨንፈር መምህር ህብትዝጊ ኪዳነ ኣብ ዘቕረቦ ጸብጻብ፡ ካብ ልዕሊ...

ኣብ ህልው ኩነታትን መጻኢ መደባትን ዘተኰረ ሰሚናራት ይቕጽል ኣሎ

ብ5 መጋቢት ዝተጀመረ፡ ኣብ ህልው ኩነታት ሃገርናን ምዕባለታት ከባቢናን፡ ከምኡ’ውን ኣብ ዕድላት፡ ብድሆታትን መደባት ስራሕ 2020 ኪንዮኡን ዘተኰረ እዋናዊ ሰሚናራት ላዕለዎት ሓለፍቲ ህዝባዊ ግንባር ንደሞክራስን ፍትሕን፡ ብ6ን 7ን መጋቢት ኣብ ከተማታት ከረን፡...

ኣህጉራዊ መዓልቲ ደቂ-ኣንስትዮ፡ ኣብ ኮሌጅ ዓዲ-ቐይሕ ተዘኪራ

ተመሃሮ ኮሌጅ ዋኒንን ማሕበራዊ ስነፍልጠትን ዓዲ-ቐይሕ፡ “ንምልኣት ኣግእዞ – ጠመተና ንቕድሚት” ብዝብል ቴማ፡ 8 መጋቢት – ኣህጉራዊ መዓልቲ ደቂኣንስትዮ ጸምቢሎም። ኣብ’ቲ ብ3 መጋቢት ዝተኻየደ መሰናድኦ፡ ኣብ ሃማደኤ ሓላፊት ዞባ ሳዋን ላዕለዎት...

Login

Categories