Author - Staff

ገልዓሎ – ወራር ኣንበጣ ንምቁጽጻር ሓያል ስራሕ ይካየድ

ኣብ ዞባ ሰሜናዊ ቀይሕ ባሕሪ – ንኡስ ዞባ ገለዓሎ ዝተራእየ ዕስለታት ኣንበጣ ምድረበዳ ንምቁጽጻር፡ ሚኒስትሪ ሕርሻ ምስ ኣባላት ሓይልታት ምክልኻልን ህዝብን ብምውህሃድ ሓያል ስራሕ ይካየድ ከምዘሎ ተሓቢሩ። ሓላፊ ጨንፈር ሚኒስትሪ ሕርሻ ኣብቲ ንኡስ ዞባ፡...

ኣብ ኡምለ፡ ሓዳስ መደበር ጥዕና ተኸፊታ

ኣብ ንኡስ ዞባ ፎሮ – ምምሕዳር ከባቢ ኡምለ ዝተኸፍተት ሓዳስ መደበር ጥዕና፡ ኣብ ምውሓስ ጥዕና ዜጋታት ብሓፈሻ፡ ኣብ ክንክን ነፍሰ-ጾራትን ምብራኽ ንቕሓት ነበርትን ከኣ ብፍላይ – ዓቢ ኣስተዋጽኦ ትገብር ከምዘላ፡ ተገልገልቲ ገሊጾም። ኣብ...

ኣህጉራዊ መዓልቲ ደቂ-ኣንስትዮ ኣብ መላእ ሃገር ተዘኪራ

ኣህጉራዊ መዓልቲ ደቂ-ኣንስትዮ – 8 መጋቢት፡ “ንምልኣት ኣግእዞ፡ ጠመተና ንቕድሚት” ኣብ ትሕቲ ዝብል ቴማ፡ ኣብ መላእ ሃገር ብክብ ዝበለ ስነ-ስርዓት ተኸቢራ። ብደረጃ ዞባ ጋሽ-ባርካ ብ6 መጋቢት ኣብ ንኡስ ዞባ ድገ ኣብ ዝተገብረ ስነስርዓት፡ሓላፊት...

Login

Categories